ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 132 ኢትዮጵያውያን ፍልሰተኛታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ይምለሱ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)132 ኢትዮጵያውያን ፍልሰተኛታት ብክልተ ዙር ካብ ጅቡቲ ናብ ኢትዮጵያ እናተመለሱ ምዃኑ ኣምባሳደር ብርሃኑ ፀጋዬ ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ብርሃኑ ፀጋዬ ኣብ ማሕበራዊ ምትእስሳር ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ ከምዝገለፁዎ፥ ስደት…
ቢዝነስ ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ዝሳተፉሉ ‘ናትና ፍርያት’ ዝተባህለ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ኣብ ዝቕፅል ታሕሳስ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ዝሳተፉሉ ኤግዚቢሽንን ባዛርን ''ኢትዮጵያ ተፍሪ ንሕና ንዓድግ'' ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ካብ 3 ክሳብ 7 ታሕሳስ 2016 ዓ.ም ከምዝካየድ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ፅሬት ዘለዎ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሊቢያ 600 ሕጋዊ ሰነድ ዘይብሎም ግብፃውያን ናብ ሃገሮም ክትምልስ ኢያ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊቢያ ብዘይሕጋዊ መገዲ ዝነብሩ 600 ሕጋዊ ሰነድ ዘይብሎም ግብፃውያን ናብ ሃገሮም ከምትምልስ ተገሊፁ። ክሳብ ቀረባ እዋን ኣብ ሊቢያ ዝርከቡ ፍልሰተኛታት ናብ ሃገሮም ናይ ምምላስ ሓላፍነት ኤጀንሲታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት ከምዝነበረ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ‘ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ’ ብዝብል ርእሲ ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ እናተውሃበ ዝነበረ ስልጠና ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Nov 7, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 27 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)'ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ' ብዝብል ርእሲ ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ን10 መዓልቲታት ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ጠሚቱ እናተውሃበ ዝነበረ ስልጠና ተዛዚሙ። ኣብ መዛዘሚ እቲ ስልጠና ዝተረኸባ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ሎሚ በዶ÷ ኢትዮጵያ ዘለዋ ዓሚቕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክላስተር ፕሮግራም ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ ኢኮኖሚ ንምዕባይ ግድኡ ልዑል ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክላስተር ፕሮግራም ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ ኢኮኖሚ ንምዕባይ ግድኡ ልዑል ከምዝኾነ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ምን ትልሚ በጀት ዓመት 2016ን ክላስተር ፕሮግራም ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ መድረኽ ግምገማ ተኻይዱ፡፡…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ኣብ መበል 42 ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ዕዳጋ ኢንዱስትሪ ጉዕዞ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ መበል 42 ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ዕዳጋ ኢንዱስትሪ ጉዕዞ ትሳተፍ ኣላ። መበል 42 ዓለም ለኸ ዓውደ ምርኢት ናይ ጉዕዞ ኢንዱስትሪ ዕዳጋ ኣብ እንግሊዝ ማእኸል ኤግዚቪሽንን ኣኼባን ለንደን ብዕሊ ተኸፊቱ። ኣብቲ መርሃ ግብሪ÷…
ስፓርት ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ንኣፍሪካ ዘፀውዑ ኣትሌታት ምስጋና ኣቕሪቡ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ፅሕፈት ፍሉይ ልኡኽ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ማራቶን ኒውዮርክ ንኣህጉር ኣፍሪካ ዘፀውዑ ኢትዮጵያውያንን ኬንያውያንን ኣትሌታት ምስጋና ኣቕሪቡ። እቲ ቤት ፅሕፈት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፁ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ትራተጂ ናፃ ግልጋሎት ሓገዝ ሕጊ ኢትዮጵያ ናብ ስራሕ ምእታዉ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)”ብሄራዊ ትራተጂ ናፃ ግልጋሎት ሓገዝ ሕጊ ኢትዮጵያ” ፀዲቑ ናብ ስራሕ ምእታዉ ሚኒሰስቴር ፍትሒ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ፍትሒ ኣለምኣንተ ኣግደው÷ “እቲ ስትራተጂ ሓገዝ ሕጊ ንምርካብ ዓቕሚ ገንዘብ ዘይብሎም ዜጋታት መሰል ምድናይ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ ኣብ ጋዛ ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ዘይትፈቅድ እንተኾይና ዋጋ ክትከፍል ኢያ – ኢራን Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ ኣብ ጋዛ ምቁራፅ ተኹሲ ንኽግበር ዘይትፈቅድ እንተኾይና ዋጋ ክትከፍል ኢያ ክትብል ኢራን ኣጠንቂቓ። ቴህራን÷ “ዋሺንግተን ኣብ ማእኸላይ ምብራቕ ዘሎ ጎንፂ ክበኣኣስ ትገብር ኣላ” ክትብል ከሲሳ። ሚኒስትር ምክልኻል ኢራን ሞሃመድ ሬዛ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ዳባ ደበሌ ምስ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ጄ ኣይ ቢ ኤች ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደርን ፍሉይ ልኡኽን ኢትዮጵያ ኣብ ጃፓን ዳባ ደበሌ ምስ ሓላፊ ዓለም ለኸ ርክብ ዓለም ለኸ ማሕበር ህንፀት ገዛን ኢንዱስትሪን ጃፓን (JIBH) ኩኒሂሮ ሃሺሞቶ ተዛቲዮም፡፡ ዕላማ እቲ ዘተ ኣብ ኢትዮጵያ እናዓበየ ንዝመፅአ…