ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ባህርዳር ሕብረተሰብ ዘሳተፈ መድረኽ ዘተ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ባህርዳር “ኩለመዳያዊ ሰላም ንምህናፅ ርብርብ ኩሉ ኣካል ይሓትት” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሕብረተሰብ ዘሳተፈ መድረኽ ዘተ ሰላም ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣካቢ ኮማንድ ፖስት ባህርዳርብ ከባቢኣን ሜጀር ጄኔራል ሙሉኣለም…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፒሮላ ዝተብሃለ ሓዱሽ ዓሌት ኮቪድ-19 ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፒሮላ ዝተብሃለ ሓዱሽ ዓሌት ኮቪድ-19 ኣብ ኒውዝላንድ ኣብ ረሳሕ ማይ ከምዝተረኸበ ተገሊፁ። እቲ ቫይረስ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ መወዳእታ ወርሒ ሓምለ ጀሚሩ ብብርኪ ዓለም ዝርገሐኡ ጀሚሩ ክኸውን ከምዝኽእል ተሓቢሩ፡፡ ተመራመርቲ እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 9ይ ጉባኤ ማሕበር ኣህጉራዊ ለኸ ቁፅፅር ጣንጡ ዓሶ ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንሓሙሽተ መዓልቲ እናተኻየደ ዝፀንሐ 9ይ ጉባኤን ዓውደ ምርኢትን ማሕበር ኣህጉራዊ ለኸ ቁፅፅር ጣንጡ ዓሶ ተዛዚሙ። እቲ ጉባኤ÷ "ኣብ ህዋሳት ሕማም ዝረአዩ ስግኣታት ክትትልን ቁፅፅርን ምስትኽኻል" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ቀጥታ በረራ ኣውሮፕላን ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ኣልጄሪያን ንፈለማ እዋን ቀጥታ በረራ ኣውሮፕላን ተገይሩ። ፍሉይ ልኡኽን በዓል ሙሉእ ስልጣን ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ኣልጀሪያን ኣምባሳደር ነብያት ጌታቸው ምስ ሚኒስትር ትራንስፖርት ኣልጄሪያ ዮሴፍ ቸርፋን ዳይሬክተር…
ስፓርት ፊፋ እዋናዊ ደረጃ ሰንጠረዥ ሃገራት ኣፍሪካ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊፋ እዋናዊ ደረጃ ሰንጠረዥ ዞባ ካፍ ሃገራት ኣፍሪካ ዕላዊ ገይሩ። ብመሰረት ደረጃ ፊፋ÷ ኢትዮጵያ ኣብ ትሕቲ ኣፍልጦ ካፍ ካብ ዝርከባ 50 ሃገራት ኣፍሪካ ኣብ መበል 42 ደረጃ እንትትርከብ ካብ ዓለም ድማ መበል 142 ደረጃ ተቐሚጣ፡፡…
ስፓርት ሉሲታት ፈላማይ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ከካይዳ እየን Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ (ሉሲታት) ፈላማይ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ሰዓት 9፡00 ምስ ቡሩንዲ መዘናኣ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ክተካይድ ኢያ። ብኣሰልጣኒ ፍሬው ሃይለገብርኤል ትስልጥን እታ ሃገራዊት ጋንታ÷ 26…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ንዝኾኑ ሰባት ክሕክም ዝኽእል መድሓኒት ዓሶ ተኸፋፊሉ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ንዝኾኑ ሰባት ክሕክም ዝኽእል መድሓኒት ዓሶ ከምዝተኸፋፈለ ግልጋሎት ኣቕራቢ መድሓኒት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብዚ ብተወሳኺ 1 ነጥቢ 6 ሚሊየን ሰባት ክሕክም ዝኽእል መድሓኒት ኣብ መኽዘን…
ቢዝነስ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኤግዚቢሽን ቡን ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ከተማ ሃንጆ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኤግዚቢሽን ቡን ትሳተፍ ኣላ። ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና÷ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ካብ 21 መስከረም ክሳብ 10 ጥቅምቲ 2023 ኣብ ዝካየድ "ኮፊ መንዝ ኦፍ ኤዥያ ጌም፣ ሃንጆ"…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ዝድህሰሱ ሓድጊታት ኣብ ዩኔስኮ ብምምዝጋብ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኮይና Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ 11 ዝድህሰሱ ሓድጊታት ኣብ ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን ውድብ ሕራት መንግስታት (ዩኔስኮ) ብምምዝጋብ ካብ ኣፍሪካ ቀዳመይቲ ኮይና። ኢትዮጵያ ኣብ መበል 45 ጉባኤ ሓድጊ ዓለም ብሄራዊ ፓርክ ጎቦታት ባሌን ባህላዊ ኣቀማምጣ መሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውሕመ ንኢትዮጵያ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ጉቴሬዝ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Sep 22, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 11 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፀሓፊ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣንቶኒዮ ጉቴሬዝ ተዛቲዮም፡፡ እቲ ዘተ ድማ "ሰላም ፣ምዕባለ፣ ለውጢን ዘላቒነት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ እናተኻየደ ምስ ዝርከብ መበል 78…