Fana: At a Speed of Life!

ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ኣካቢት ቦርድ ቀይሕ መስቀል ፊንላንድ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለ ወርቅ ዘውዴ ምስ ኣካቢት ቦርድ ቀይሕ መስቀል ፊንላንድ ኤሊ ኣልቶነን ተዛቲየን። እተን ፕሬዚዳንት ኣብቲ እዋን ዘተ÷ ኣብ ሞንጎ ትካላት ቀይሕ መስቀል ኢትዮያን ፊንላንድን ዘሎ ርክብ 90 ዓመት ዘቑፀረን ኣብ ፅቡቕ ብርኪ ዝርከብን…

ምደባ ዩኒቨርሲቲ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ትምህርቲ ምደባ ዩኒቨርሲቲ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2015 መጠቓለሊ ፈተና 12 ክፍሊ ወሲዶም መሕለፊ ውፅኢት ዘመዝገቡን ንሚኒስቴር ትምህርቲ ተፀዋዕቲ ኣብ ዝኾና ዩኒቨርስቲታት መንግስቲ ብመፃኢ ምክፋል (ስኮላርሽፕ)…

ንፁሃን ፍልስጤማውያን ንምድሓን ምስራሕ ከምዝግባእ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኲናት እስራዔልን ሃማስን ደም ንፁሃን ፍልስጤማውያን ከይፈስስ ጭቡጥ ስጉምቲ ክውሰድ ከምዝግባእ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣሜሪካ ኣንቶኒ ብሊንከን ኣተሓሳሲቦም። ብሊንከን ኣብ ዝረኣዩ እዋናዊ ጉዳያት ንምምካር ናብ ቴል-ኣቪቭ ኣምሪሖም፡፡…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብስራሕቲ ምክልኻል ግዕዝይና ልዕሊ 126 ሚሊየን ብር ሃፍቲ ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ግዕዝይና ንምክልኻል በዝተሰርሐ ስራሕ ልዕሊ 126 ሚሊየን ብር ሃፍቲ ካብ ብኽነት ምድሓን ከምዝተኽኣለ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን ጀማል ረዲ…

ሰላም ንምፅናዕ ደቂ ኣንስትዮ ዘማእኸለ ማሕበረሰብ ሓቆፍ ስራሕቲ ምኽክርን ዕርቀ ሰላምን ምስራሕ ይግባእ – ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም ንምፅናዕ ደቂ ኣንስትዮ ዘማእኸለ ማሕበረሰብ ሓቆፍ ስራሕቲ ምኽክርን ዕርቀ ሰላምን ምስራሕ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሓሰን ገሊፆም። መርሃ ግብሪ መጀመሪ ክልላዊ ፕሮጀክት ተሳትፎ ደቂ ኣንስትዮ ዘማእኸለ…

ዋልያታት ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ዝገብሩዎም ናይ ሜዳ ፀወታታት ኣብ ሞሮኮ ከካይዱ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ (ዋልያታት) ኣብ መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ዝገብሩዎም ክልተ ናይ ሜዳ ፀወታኣ ኣብ ሞሮኮ ከምተካይድ ተገሊፁ። ፈላማይ ፀወታ ምስ ሴራሊዮን 5 ሕዳር 2016 ዓ.ምን ካልኣይ ፀወታ ድማ ምስ ቡርኪና ፋሶ 11 ሕዳር 2016…

ኣሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይለ ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ብምዃን ስምምዕነት ፈፂሙ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሰልጣኒ ገብረመድህን ሃይለ ዋና ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ደቂ ተባዕትዮ ብምዃን ተሸይሙ። ኣሰልጣኝ ገብረመድህን ዋና ኣሰልጣኒነት እታ ሃገራዊት ብምዃን ሎሚ መዓልቲ ስምምዕነት ከምዝፈፀመ ካብ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ…

ን500 ሺሕ ሰባት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ማይን ንፅህና ከባቢ ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩ ኤስ ኤ ኣይ ዲ) ኣብ ኢትዮጵያ ን500 ሺሕ ሰባት ተረባሕቲ ዝገብር ፕሮጀክት ማይን ንፅህና ከባቢ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝቕፅሉ ሓሙሽተ ዓመታት ዝትግበር እቲ ፕሮጀክት÷ ን500 ሺሕ ኢትዮጵያውያን…

ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ስሩዕ ኣኼቡኡ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ቤት ምኽሪ ኣመራርሓ ስግኣት ሓደጋ ስሩዕ ኣኼቡኡ ኣብ ኣዲስ ኣበባ የካይድ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ኣካቢ እቲ ቤት ምኽሪ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን፣ ሚኒስትራት፣ ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልላትን መዳርግቲ…

ሪል እስቴት ሆላ ሃውሲንግ ሶሉሽንስ ካብ 8 ሚሊየን ብር ብዘይበለፀ ዋጋ ዘበናዊ ኣባይቲ ምህናፅ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሆላ ሃውሲንግ ሶሉሽንስ ዝተብሃለ ኩባንያ ሪል እስቴት ካብ 8 ሚሊየን ብር ብዘይበለፀ ዋጋ ዘበናዊ ኣባይቲ ምህናፅ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ቦርድ ኣቦ መንበር እቲ ኩባኒያ ኣይተ ነብዩ ዳንኤል÷ እቲ ኩባንያ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ሜክሲኮ፣ ጎተራ፣…