Fana: At a Speed of Life!

ንኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት 132 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር በጀት ሓገዝ ግልጋሎት ተሰሊዑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ተካእቲን ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ዘምፅኡን ፍርያታት ዝዋፈሩ ሓደሽቲ ኢንተርፕራይዛት ንምፍጣር ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ኢንተርፕራይዝ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ዝረኣዩ ማሕለኻታት ብምጥማት ምስ መዳርግቲ…

መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ናይ በረራ ኣድማሱ ንምስፋሕ ዘኽእሎ ምኽክር ተኻይዱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ናይ በረራ ኣድማሱ ንምስፋሕ ዘኽእሎ ምኽክር ተኻይዱ። እቲ ምኽክሩ፥ ብሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ዋና ተደራዳሪ መገዲ ኣየር ካናዳ ሸንድራ ሜሊያን ተደራዳሪ…

ኣብ ሊቢያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ 70 ሚኢታዊ መሰረተ ልምዓት ምብራቓዊ ክፍሊ እታ ሃገር ከምዘዕነወ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ምብራቓዊ ሊቢያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ 70 ሚኢታዊ መሰረተ ልምዓትን ትካላትን እቲ ከባቢ ከምዘዕነወ ሚኒስቴር ትራንስፖርት እታ ሃገር ገሊፁ። ብምኽንያት ዘጋጠመ ሓያል ሓደጋ ውሕጅ ንደርና ምስ ሱሳ፣ ኣልቁባና ምስ ካልኦት…

ኣሜሪካን ኢራንን እሱራት ተለዋዊጠን

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ኢራንን ልውውጥ እሱራት ከምዝገበራ ተገሊፁ። ክልቲአን ሃገራት ሓሙሽተ እሱራት ዝተለዋወጣ እንትኾና÷ ኣሜሪካ ዝተኸልከለ 6 ቢሊየን ዶላር ኢራን ምልቃቓ እውን ተሓቢሩ። እቲ ልውውጥ እሱራት ኣብ ሞንጎ ዋሺንግተንን ቴህራን ንኣዋርሕ…

ኩባኒያ መፍረዪ ወረቀት ብሪቲሽ ኣብ ሩሲያ ዝርከብ ፋብሪክኡ ከምዝሸይጥ ማዃኑ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩባኒያ መፍረዪ ወረቀትን መዕሸጊን ‘ሞንዲ’ ብሪቲሽ ካብ ሩሲያ ሙሉእ ብሙሉእ ለቒቑ ንምውፃእ ኣብታ ሃገር ዝተረፎ ናይ መወዳእታ ፋብሪካ ንምሻጥ ኣብ ስምምዕነት ከምዝበፅሐ ኣፍሊጡ። እቲ ኩባንያ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ እቲ መፍረዪ ወረቐት ኣብ ሞስኮ…

በዓል መስቀል “መስቀል ንሰላምን ዳግመ ሕውየትን ትግራይ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ትግራይ ክኽበር እዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል መስቀል 2016 ዓ.ም "በዓል መስቀል ንሰላምን ዳግመ ሕውየትን ትግራይ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ትግራይ ከም ዝኽበር ሓላፊ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፅብሃ ገብረግዚኣብሄር (ዶ/ር)ገሊፆም። እቶም ሓላፊ ሎሚ ኣብ…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋውንዴሽን ቢልን ሜሊንዳ ጌትስን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ፋውንዴሽን ቢልን ሜሊንዳ ጌትስን ማርክ ሱዝማን ተዛቲዮም። ኣይተ ደመቀ መኮንን ኣብ ዘተኦም÷ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን እቲ ፋውንዴሽንን ዘሎ ርክብ ዝነኣድ…

ምትሕብባር ኢትዮጵያን ኩባን ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምስግጋር ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነትን ክልተኣዊ ምትሕብባርን ኢትዮጵያን ኩባን ናብ ዝለዓለ ብርኪ ንምስግጋር ኣብ ስምምዕነት ከምዝተበፅሐ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ካብ 4 ክሳብ 5 መስከረም 2016 ዓ.ም ኣብ ኩባ ሃቫና ኣብ…

ፕሬዚዳንት ኤርዶሃን ኣብ ዓውዲ ምርምር ጠፈር ኤሎን መስክ ምስ ቱርኪ ንኽሰርሕ ሓቲቶም

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሬሲፕ ጣይብ ኤርዶሃን ሃገሮም ኣብ ዓውዲ ምርምር ጠፈር ዝሓዘቶ መርሃ ግብሪ ኤሎን መስክ ንኽሕግዝ ሓቲቶም። ኤርዶሃን ምስ ኤሎን መስክ ተራኺቦም ዝተዛተዩ÷ ኣብ ኣሜሪካ ኒውዮርክ እናተኻየደ ዝርከብ መበል መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ መራሕቲ…

ኣብ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ክንተክል ክኢልና – ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተዛዘመ ክረምታዊ መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር)ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ከምዝሓበሩዎ÷ ብርቱዓት ኣእዳው…