Fana: At a Speed of Life!

ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚቴ ስትሪንግ ሚኒስቴር ጥዕና ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚቴ ስትሪንግ ሚኒስቴር ጥዕና ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ኣኼባ ላዕለዎት ሓለፍቲ ሚኒስቴር ጥዕናን ተፀዋዕቲ ትካላትን ከምኡ እውን ሓለፍቲ ጥዕና ቢሮ ክልላት ተረኺቦም፡፡ ኣብ ዝሓለፈ ሓበራዊ ኣኼባ ኮሚቴ ስትሪንግ ዝተለዓሉ ውሳነታት…

ሊዮኔል ሜሲ ን8ይ ግዘ ተዓዋቲ ሽልማት ባሎንዶር ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሊዮኔል ኣንደሬስ ሜሲ ተዓዋቲ ሽልማት ባሎንዶር 2023 ኮይኑ፡፡ ስነ-ስርዓት ሽልማት ተዓዋቲ ባላንዶር 2022/ 2023 ትማሊ ምሸት ኣብ ፈረንሳይ ፓሪስ ተኻይዱ፡፡ በዚ ድማ ብደቂ ተባዕትዮ ኣርጀንቲናዊ ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ሊዮኔል ሜሲ…

ፀፀር ከረጢት ሓሞት ብዛዕባ ዘስዕቡ ምኽንያታት ክንደይ ዝኣክል ይፈልጡ?

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀፀር ከረጢት ሓሞት ዝበሃል ኣብ ውሽጢ ከረጢት ሓሞት ፀፀር እንትኽዘን ኢዩ። ከርጢት ሓሞት ኣብ ላዕለዋይ የማናይ ሸነኽ ከብዲ ካብ ፀላም ከብዲ ትሕት ኢላ እትርከብ ክፍሊ ኣካል ኢያ። እዛ ከረጢት ሓሞት ዓቚራ ብምሓዝ ከከም ኣድላይነቱ ናብ…

ልዕሊ 51 ሚሊየን ብር ዝግመቱ ቆፎታት ሞባይልን መለዋወጢ መኪናን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መቆፃፀሪ ጣቢያ ጉምሩኽ ኣዋሽ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ኣልበረከቴ ልዕሊ 51 ሚሊየን ብር ዝግመቱ 2 ሺሕን 233 ሞባይል ቆፎታትን መለዋወጢ መኪናን ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ። እቶም ሞባይል ቆፎታት ኣብ ዝተፈላለዩ ናይ መኪና ክፍሊታት…

ስሩዕ ኣኼባ ምልዓተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ስሩዕ ኣኼባ ምልዓተ ጉባኤ ቅዱስ ሲኖዶስ ኦርቶዶክስ ተዋህዶ ቤተክርስቲያን ኢትዮጵያ ስሩዕ ኣኼቡኡ ከምዝዛመ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ጉባኤ ብዛዕባ እታ ቤተክርስቲያን መንፈሳዊ፣ ማሕበራዊን ኢኮኖሚያዊን ጉዳያታት እቲ ቅዱስ ሲኖዶስ ውሳነ ምሕላፉ ገሊፁ።…

ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ሜዳኣ ንኽትፃወት እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ተባዕትዮ ኢትዮጵያ መለክዒታት ብምምላእ ፀወታኣ ኣብ ሜዳኣ ንኽትፃወት ብፍሉይ ትኹረት እናሰርሐ ምዃኑ ሚኒስትር ዴኤታ ባህሊን ስፖርትን ኣምባሳደር መስፍን ቸርነት ገሊፆም። መበል 15 ሓፈሻዊ ጉባኤ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ…

ካብ 80 ክሳብ 90 ሚኢታዊ ዝኸውን መጥቃዕቲ ሳይበር ብሕፅረት ግንዛበ ተጠቀምቲ ዘጋጥም ከምዝኾነ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ድሕንነት ሳይበር ካብ ዝበፅሑ መጥቃዕቲታት ካብ 80 ክሳብ 90 ሚኢታዊ ዝኸውን መጥቃዕቲ ሳይበር ብሕፅረት ግንዛበ ተጠቀምቲ ዘጋጥም ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ሳልሳይ ሰሙን ዝሓዘ 4ይ ሃገር ለኸ ወርሒ ድሕንነት ሳይበር ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብቲ…

ኢራን ዞባዊ ማእኸል ጋዝ ክትሃንፅ ከምትደሊ ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢራን ዞባዊ ማእኸል ጋዝ ክትሃንፅ ከምትደሊ ኣፍሊጣ። ንምክትል ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሞሃመድ ሞክበርን ዝፀርሐ ፀብፃብ ፋርስ ኒውስ÷ ቴህራን ‘ድሕንነት ሓይሊ ንምርግጋፅ’ ኣብ ሻንጋይ ትካል ዞባዊ ማእኸል ምትሕብባር ንምህናፅ ሓሳብ ከምዘለዋ…

ፍርያታት ውሽጢ ሃገር ተወዳደርቲ ንኽኾኑ ክስራሕ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ ጥቅምት 19፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፍርያታት ውሽጢ ሃገር ፅሬቶም ብምርግጋፅ ካብ ወፃኢ ዝኣትዉ ፍርያታት ተኪኦም ተወዳደርቲ ንኽኾኑ ክስራሕ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣብ ስትራቴጅ ሰነድ ተካእቲ ፍርያታት ብምጥማት ምስ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ መዳርግቲ ኣካላትን…

ኣብ ማንቹሪያን ደርቢ ማቼስተር ሲቲ ንማንቼስተር ዩናይትድን 3 ን 0 ብምስዓር ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ንማንቼስተር ዩናይትድን 3 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ብምስዓር ተዓዊታ፡፡ ምሸት 12፡ 30 ኣብ ዝተኻየደ ደርቢ ማንቹሪያን÷ ማንቼስተር ዩናይትድ ኣብ ሜዳኣ ስዕረት ኣተኣናጊዳ፡፡ ማንቼስተር ሲቲ…