Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያ ንመበል 100 ዓመት መዓልቲ ምስረታ ቱርኪ መልእኽ እንንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ መበል 100 ዓመት በዓል መዓልቲ ምስረታ ቱርኪ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፋ። ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ÷ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ቱርኪ ንኢትዮጵያ ንዘርአየቶ ጥንኩር ምሕዝነት ናእድኡ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ 3 ሰራተሕተኛታት ንሕልፈት ዘቃለዐ ህንፃ ሪል ስቴት ህንፀቱ ጠጠው ክብል ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝሃለፈ ዓርቢ ኣብ ስራሕቲ ህንፀት ሪል ስቴት ዝነበሩ ሰለስተ ሰራተሕተኛታት ህይወቶም ምሕላፉ ስዒቡ ህንፀት እቲ ህንፃ ጠጠው ክብል ከምዝተገበረ በዓል መዚ ቁፅፅርን ፍቓድን ህንፀት እታ ከተማ ኣፍሊጡ፡፡ ም/ዋና…

ሕክምና ካንሰር ህፃናት ብ8 ሳተላይት ክሊኒካት ተበፃሒ ንምግባር ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕክምና ካንሰር ህፃናት ኣብ ኣርባዕተ ክልላት ዝርከባ 8 ሳተላይት ክሊኒካት ተበፃሒ ንምግባር እናተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ጥዕና ኣፍሊጡ፡፡ ሕክምና ካንሰር ተበፃሒ ንምግባር ሳተላይት ክሊኒካት ኣብ ምውዳብ ዘድሀበ መድረኽ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ጅማ…

እስራኤላውያን ንነዊሕን ኣፀጋሚን ኲናት ክሰናድኡ ኔታንያሁ ኣተሓሳሲቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ዜጋታት ንነዊሕን ኣፀጋሚን ኲናት ክሰናድኡ ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ ጦር እስራኤል ኣብ ጋዛ ኣብ ልዕሊ ዕጡቓት ሃማስ ዘካይዶ ወታደራዊ ስጉምቲ ካልኣይ ምዕራፍ ምጅማሩ ዕላዊ ገይሩ፡፡ ቀዳማይ ሚኒስትር…

ኣብ ዞባ ኮንታ ብሓደጋ ምግህማስ መሬት ህይወት ሰለስተ ሰባት ሓሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ዞባ ኮንታ ወረዳ ዙሪያ ኣመያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግህማስ መሬት ህይወት ሰለስተ ሰባት ምሕላፉ ኮሙኒኬሽን እቲ ዞባ ገሊፁ፡፡ ኣብታ ወረዳ ቀበሌ ኦፓላሸ ብግምት ምሸት ከባቢ ሰዓት 9 ብዘጋጠመ ሓደጋ ምግህማስ…

ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ “ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ስልጠና ምሃብ ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኣባላት ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ "ካብ ዕዳ ናብ ምንዳ" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኣብ ኣካዳሚ ልህቀት ኣመራርሓ ኣፍሪካ ስልጠና ምሃብ ተጀሚሩ። እቲ ስልጠና ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ ንተኸታተልቲ 10 መዓልቲታት ከምዝፀንሕ ግዜኢ ፀብፂቡ። ኣብ ስነ ስርዓት…

ኬንያ ኣፍሪካውያን ብዘይቪዛ ናብ ግዝኣታ ንኽኣትዉ ክትፈቅድ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኬንያ ኣፍሪካውያን ብዘይቪዛ ኣብ ግዝኣታ ምንቅስቓስ ንኽኽእሉ ክትፈቅድ ምዃና ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ዊሊያም ሩቶ ገሊፆም፡፡ እቶም ፕሬዚዳንት እዚ ዝበሉ÷ ኣብ ኮንጎ ብራዛቪል ኣብ ዝተኻየደ ናይ ሰለስቲአን ተፋሰስ ሃገራት ኮንፈረንስ ክሌማዊ ለውጢ…

ሱፐር ሰንዴይ ማንቹሪያን ደርቢ ኣብ ኦልድትራፎርድ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 10ይ ሰሙን ፕሪሚየርሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ዝገብረኦ ፀወታ ማንቹሪያን ደርቢ ትፅቢት ይግበረሉ፡፡ ምሽት ሰዓት 12፡30 ኣብ ዝግበር ፀወታ÷ ማንቼስተር ሲቲ ምስ መሪሕ እቲ ሊግ ቶተንሃም ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ…

ልምዓት ሩዝ ኣብ ሓፂር እዋን ዓወት እናተመዝገበሎም ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ኢኒሼቲቫት ሕርሻ ቀዳማይ ኢዩ – ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልምዓት ሩዝ ኣብ ሓፂር እዋን ዓወት እናተመዝገበሎም ካብ ሞንጎ ዝርከቡ ኢኒሼቲቫት ሕርሻ ቀዳማይ ከምዝኾነ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ኣይተ ሽመልስ ኣብዲሳ ገሊፆም። እቶም ርእሰ ምምሕዳር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብዚ ዘበነ ትምህርቲ ልዕሊ 7 ሚሊዮን ደፍተር ከምዝተኸፋፈለ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2016 ልዕሊ 7 ሚሊዮን ደፍተር ከምዝተኸፋፈለ ኤጀንሲ ምገባ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ምክትል ዋና ዳይሬክተር እቲ ኤጀንሲ ምነወር ኑረዲን ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ÷ ልዕሊ 997 ሺሕ ነዝኾኑ ተምሃሮ 8…