Fana: At a Speed of Life!

ኢትዮጵያን አሜሪካን ኣብ ዓውዲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዘለወን ምትሕብባር ንምዕባይ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ትምህርቲ ብርሃኑ ነጋ (ፕ/ር) ምስ ኣምባሳደር ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ኧርቪን ማሲንጋ ተዛሪዮም፡፡ ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኢትዮጵያን አሜሪካን ኣብ ዓውዲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ዘለወን ምትሕብባር ምዕባይ ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ጠሚቶም…

ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብዘካዮዶ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነ አሕሊፉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016፣ (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብዘካዮዶ መበል 25 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ርእሰ ጉዳያት ብምዝታይ ውሳነታት ምምሕልላፉ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣመልኪቱ። ውሳነታት መበል 25 ስሩዕ ኣኼባ እቲ ቤት ምኽሪ፡- እቲ ቤት ምኽሪ ኣቐዲሙ…

ኣብ ምሕደራ ሃፍቲ መሬት ዝረአ ግዕዝይና ጠጠው ንምባል ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ምስፋሕ ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምሕደራ ሃፍቲ መሬት ዝረአ ግዕዝይና ጠጠው ንምባል ዝተዋደደ ኣሰራርሓ ምስፋሕ ከምዝግባእ ኮሚሽን ስነ-ምግባርን ፀረ ግዕዝይናን ፌደራል ገሊፁ። እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘፈር መሬት ዝረአዩ ግዕዝይናን ብልሹዋት ኣሰራርሓታትን ኣብ ምክልኻል ትኹረት…

ኣብ ክልል ኦሮሚያ መድረኽ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ርብዒ ዓመት ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ኦሮሚያ ስራሕቲ ፓርቲን መንግስቲን ዝተሳለጡሉ ገምጋም ኣፈፃፅማ ስራሕ ርብዒ ዓመት ዝጠመተ መድረኽ ኣብ ኣዳማ ምክያድ ጀሚሩ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝጀመረ ግምጋም ኣፈፃፅማ መኽፈቲ መደረ ዘስምዑ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ሽመልስ…

ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ኣብ ወታደራዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ዝፀንሐ ታሪኻዊ ርክበን ብምጥንኻር ኣብ ወታደራዊ ጉዳያት ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዐን። ዳይሬክተር ትምህርቲን ልምዓትን ሰራዊት ምክልኻል ደቡብ ኣፍሪካ ምስ ሓላፊ ዋና መምርሒ ትምህርቲን ስልጠናን ምክልኻል ፌዴሪኢ ሌተናል…

ኢትዮጵያ ንሓለዋ ከባቢ ዝሃበቶ ትኹረት ብኣብነት ዝፅራሕ ኢዩ – ኣምባሳደር ሚሮስላቭ ኮሴክ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ብመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር ንሓለዋ ከባቢ ዝሃበቶ ትኹረት ብኣብነት ዝፅራሕ ከምዝኾነ ኣምባሳደር ቼክ ሪፐብሊክ ኣብ ኢትዮጵያ ሚሮስላቭ ኮሴክ ገሊፆም። ምትሕብባር ልምዓት ቼክ ሪፐብሊክ ክሌማዊ ለውጢ ኣብ ምክልኻል ጠሚቱ ምስ ዝተፈላለዩ…

ሉሲታት ምስ ናይጀሪያ መዘነአን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መፃረዪ ፀወታ ኦሎምፒክ ምስ ናይጄሪያ መዘነኣ ዘካየደት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ 1 ን 1 ማዕረ ብዝኾነ ማዕረ ውፅኢት ተፈላሊያ። ካልኣይ ዙር ፈላማይ ፀወታ ሎሚ ቀትሪ ሰዓት 9፡30 ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ዝተኻየደ…

ልዕሊ 160 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮትሮባንድ ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 160 ሚሊየን ብር ዝግመት ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ፖሊስ ፌዴራል ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብ ሞንጎ ዝተትሓዙ ኣቑሑት ኮንትሮባንድ÷ ክዳውንቲ፣ መለዋወጢ መኪና፣ ኣቑሑት ገዛ፣ ሓፂነ መፂን፣ ምንፃፋት፣ ሞባይል ቆፎታት፣ ጫማታት፣…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክልተኣዊ ርክባት ጠሚተን ምስ ከንቲባ ኣትላንታ ተዛቲን

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከንቲባ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክልተኣዊ ርክባት ጠሚተን ምስ ከንቲባ ኣትላንታ ኣንድሬ ዲከንስ ተዛቲን። ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ከተማታት ኣብ ዓውዲታት ንግዲ፣ ኢንቨስትመንት፣ ትምህርቲ፣ ስግግር ቴክኖሎጂ፣…

ቻይና ምስ ኣሜሪካ ኣብ ተዓዋታይነት ክልቲኡ ወገን ዝተመርኮሰ ምትሕበባር ንምግባር ድልውቲ ምዃና ኣፍሊጣ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ምስ ኣሜሪካ ኣብ ተዓዋታይነት ክልቲኡ ወገን ዝተመርኮሰ ምትሕበባር ንምግባር ድልውቲ ከምዝኾነት ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሺ ጂንፒንግ ተዛሪቦም፡፡ ሺ ኣብ ዓመታዊ መርሃ ግብሪ ድራር ብሄራዊ ኮሚቴ ድራር ርክብ ኣሜሪካን ቻይናን ብምርካብ፥ እቲ…