ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዶክተር ሊያ ምስ ኣመራርሓታት ግሩፕ ኤች ቢኤም ግሩፕ ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ምስ ኣመራርሓታት ኣብ ፓርክ ኢንዱስትሪ ቂሊንጦ ዝሃንፅ ኩባኒያ ኣፍራዪ እታወት ሕክምና ተዛቲየን። ኣብ ዘተአን ድማ ግሩፕ ኤች ቢ ኤም ኣብ መዓልቲ ልዕሊ 1 ሚሊየን ሲሪንጋታት ዘፍሪ ኩባንያ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ንእስራኤልን ፍልስጤምን ንምሽምጋል ዝኸኣለቶ ኩሉ ከምትገብር ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ንእስራኤልን ፍልስጤምን ንምሽምጋል ዝኸኣለቶ ኩሉ ከምትገብር ኣፍሊጣ። ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ከምዝበሉዎ÷ እቲ ሽምግልና እተን ሃገራት ናብ ሰላም ዘብፅሕ እንተኾይኑ ቻይና ዝኾነ ይኹን ናይ መፍትሒ ስጉምቲ ኣጥቢቓ ትድግፎ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ውሕመ ኣብ ጉዳይ እስራኤልን ፍልስጤምን ህፁፅ ኣኼብኡ ከካይድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥቅምት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ጎንፂ እስራኤልን ፍልስጤምን ኣመልኪቱ መበል 10 ህፁፅ ፍሉይ ኣኼባ ከምዘካይድ ፕሬዚዳንት እቲ ጉባኤ ዴኒስ ፍራንሲስ ኣፍሊጦም። ኣቦ መንበር ጉጅለ ዓረብን ኣቦ መንበር ትካል እስላማዊ ምትሕብባርን ዝኾኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኢታማዦር ሹም ደቡብ ኣፍሪካ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 24, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 13 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ኢታማዦር ሹም ደቡብ ኣፍሪካ ጀነራል ሩድዛኒን ማፕዋንያ ተዛቲዮም። ኢታማዦር ሹም ደቡብ ኣፍሪካው ጀነራል ሩድዛኒን ማፕዋንያ ኣብ ሞንጎ ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካ ዘሎ ወታደራዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ኣባላ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ተዋዲድካ ኣብ ምክልኻል ብፅሒቶም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባላ ሃገራት ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ምብራቕ ኣፍሪካ ዶብ ተሳጋሪ ገበናት ተዋዲድካ ኣብ ምክልኻል ብፅሒቶም ንኽዋፅኡ ተሓቲቱ። መበል 25ዓመታዊ ሓፈሻዊ ጉባኤ ትካል ሕብረት ኣዘዝቲ ፖሊስ ኣባላ ሃገራት ምብራቕ ኣፍሪካ 14 ጥቅምቲ2016 ዓ.ም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3ይ ዙር ሰለስተኣዊ ድርድር ግድብ ህዳሰ ኣብ ካይሮ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳልሳይ ዙር ሰለስተኣዊ ድርድር ደምቢታትን መምርሒታትን ኣመላልኣን ኣላቕቓን ማይ ግድብ ህዳሰ ኣብ ግብፂ ካይሮ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ ድርድር ድማ ኣብ ዘይተፈትሑ ጉዳያት ቴክኒካልን ማዕቐፍ ህጊን ኣብ ዝሐሸ ውፅኢት ንምብፃሕ ትኹረት ከምዝግበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዓለም ለኸ ሽልማት ስታርትኣፕ ኣብ ኢትዮጵያ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ሽልማት ስታርትኣፕ ጉባኤ ኣፍሪካ ካብ 14 ክሳብ 16 ጥቅምቲ 2016 ዓ.ም ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ሳይንስ ሙዚየም ክካየድ ኢዩ። እቲ ጉባኤ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ኢንስቲትዩት ልምዓት ኢንተርፕሪነርሺፕ ኢትዮጵያን ምስ ግሎባል ኢኖቬሽን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ 11 ከተማታት ብ102 ሚሊየን ዶላር ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት መስመር ’’ዲስትሪቢዩሽን’’ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 11 ከተማታት ብ102 ሚሊየን ዶላር ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት መስመር ’’ዲስትሪቢዩሽን’’ ከምዝጅመር ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮርፖሬት ኮሙኒኬሽን እቲ ግልጋሎት ኣይተ መላኩ ታዬ ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝተኸልከሉ መገዲታት እናተንቀሳቐሱ ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ 687 ተሽከርከርቲ ስጉምቲ ተወሲዱ Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተኸልከሉ መገዲታት እናተንቀሳቐሱ ኣብ ልዕሊ ዝተረኸቡ 687 ተሽከርከርቲ ስጉምቲ ከምዝተወሰደ ኤጀንሲ ማኔጅመንት ትራፊክ ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ፡፡ ስጉምቲ ዝተወሰዶም ተሽከርከርቲ ኣብታ ከተማ 5 ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኣብ ሰዓት መእተዊ ስራሕን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካ፣ ጃፓንን ደቡብ ኮሪያን ፈላማይ ሓበራዊ ወታደራዊ ልምምድ ኣካደን Gebremariam Weldegerima Oct 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካ፣ ጃፓንን ደቡብ ኮሪያን ፈላማይ ዝኾነ ሓበራዊ ወታደራዊ ልምምድ ኣካደን። እቲ ሰለስተኣዊ ወታደራዊ ልምምድ ካብ ሰሜን ኮሪያ ክፍኖ ዝኽእል መጥቃዕቲ ኒውክሌርን ሚሳኤልን ንምምካት ዘኽእል ዓቕሚ ንምድንፋዕ ዝዓለመ ኢዩ ተባሂሉ፡፡ ኣብ…