Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት መዓልቲ ኣገልጋላይነት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሎሚ ብብርኪ ሃገር ለኸ “ንኢትዮጵያ ነገልግል” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ 1 ጳጉሜን እናተኸበረ ዝርከብ መዓልቲ ኣገልጋላይነት ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ይኽበር ኣሎ፡፡ ኣብ ክልል ህዝታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ፣ ክልል ሲዳማ፣ ክልል ሃረሪ፣ ክልል…

ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽንን ቴክኖሎጂን ብሓባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ጣሊያንን ኣብ ዓውዲ ኢንፎርሜሽን ኮሙኒኬሽንን ቴክኖሎጂን ከምኡ እውን ኣብ ዲጂታላይዜሽን ንሓራዊ ተረባሕነት ብምትሕብባር ከምዝሰርሓ ገሊፀን። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ምስ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ናፃ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣውቶብስን ቀላል ባቡር ከተማን ይወሃብ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ትራንስፖርት ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት ብምግባር ናፃ ግልጋሎት ትራንስፖርት ኣውቶብስን ቀላል ባቡር ከተማን ይወሃብ ኣሎ። ሓላፊ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ፓርቲ ብልፅግና ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ሞገስ ባልቻን ሓላፊ ቢሮ…

ዋና ቤት ዕዮ ኤጀንሲ ግልጋሎት ሲቪል ምዝገባን ነባርነትን ተመሪቑ ንግልጋሎት ክፍቲ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ መዓልቲ ግልጋሎት ምኽንያት ብምግባ ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ዝተወደበ ዋና ቤት ዕዮ ኤጀንሲ ግልጋሎት ሲቪል ምዝገባን ነባርነትን መሪቐን ንግልጋሎት ክፍቲ ገይረን፡፡ ነበርቲ እታ ከተማ ብወሳኒ ኩነት ን80 ዓመታት ዘገልገለ እቲ…

ኣገልጋላይነት ብሕይወት ክሳብ ዘለና ክንፍፀሞ ዝግባእ መምርሒ ህይት ኢዩ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣገልጋላይነት ኣብ ሓደ መዓልቲ ተወሊዑ ከምዝጠፍእ ሽምዓ ዘይኮነስ፤ ብህይወት ክሳብ ዘለና ክንውግኖ ዝግባእ መምርሒ ኢዩ ክብል ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ፡፡ ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ÷ 1 ጳጉሜን መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት…

ሚኒስትራት መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት ብምግባር ኣብ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ግልጋሎት ይህቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትራት ዝተፈላለያ ትካላት መዓልቲ ኣገልጋላይነት ምኽንያት ብምግባር ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ ግልጋሎት ይህቡ ኣለዉ። ኣብ ግልጋሎቶም ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ንዝመፅኡ ተጓዓዝቲን በፃሕቲን ሓበሬታ ቱሪስትን ዕምበባን ብምብርካት ፃንሒቶም…

መዓልቲ ኣገልጋላይነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጳጉሜን፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)1 ጳጉሜን መዓልቲ ኣገልጋላይነት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብዝተፈላለዩ መርሃ ግብሪታት ይኽበር ኣሎ። እቲ መዓልቲ ምኽንያት ብምግባር ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)ን ሚኒስትር ሓላፊ ጉዳያት ካቢኔ ቤት…

ኣብ ክልል ኣምሓራ ሕቶታት ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ንምፍታሕ ኣመራርሓ ናይ ምውዳብ ስራሕ ይስራሕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ሕቶታት ልምዓትን ሰናይ ምምሕዳርን ህዝቢ ንምፍታሕ ኣመራርሓ ናይ ምውዳብ ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ተገሊፁ። ኣባላት ኮማንድ ፖስት ማእከላይ ሸዋ ሎሚ መዓልቲ ምስ መተሓባበርቲ ኣባላት ከተማ ደብረብርሃንን ዞባ ሰሜን ሸዋን ኣብ…

ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ኣመራርሓታት ማሕበር መምህራን ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ኣመራርሓታት ማሕበር መምህራን ኢትዮጵያ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ትምህርቲ፣ ጉዳያት መምህራንን ሓፈሻ ሃገራዊ ኩነታን ትኹረት ገይሮም ከምዝተመያየጡ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር ዝረኸብናዮ…

ኣፍሪካ ህዝቢ ተጠቃሚ ኣብ ዝገብርን እቶት ኣብ ዘርክብን ዝሕደስ ሓይሊ ክትሰርሕ ኣለዋ – ፕሬዚዳንት ዊሊያም ሩቶ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካ ህዝቢ ተጠቃሚ ኣብ ዝገብርን እቶት ኣብ ዘርክብን ዝሕደስ ሓይሊ ክትሰርሕ ከምዝግባእ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ገሊፆም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ኬኒያ ንሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ዝካየድ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ኣፍሪካ ከምዝተዛረቡዎ÷ ኣፍሪካ…