ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 2ይ ምዕራፍ መርሃ ግብሪ መድረኽ መጀመሪ ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንስቲትዩት ትራንስፎርሜሽን ሕርሻ ዝትግበር 2ይ ምዕራፍ መርሃ ግብሪ መድረኽ መጀመሪ ኮሜርሻላይዜሽን ሕርሻ ኢትዮጵያ ይካየድ ኣሎ፡፡ እቲ ኢንስቲትዩፈት ነቲ መርሃ ግብሪ ኣመልኪቱ ከምዝሓበሮ፤ ከም አቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 2019 ጀሚሩ ኣብ ዝትግበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መንግስቲ ሰብ ተኮር ኣጀንዳታት ፍሉይ ትኹረት ብመሃብ እናሰርሐ ይርከብ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ Gebremariam Weldegerima Nov 18, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ መንግስቲ ሰብ ተኮር ኣጀንዳታት ፍሉይ ትኹረት ብመሃብ እናሰርሐ ይርከብ ኢሎም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ÷ ኣብ ከተማ ደሴ ዝተዓዘብናዮም ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት ጅቡቲ ኣቕሪቦም Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር)ደብዳበ ሽመቶም ንፕሬዚዳንት እታ ሃር ፕሬዚዳንት እስማኤል ኦማር ጊሌ ኣቕሪቦም። እቶም ኣምባሳደር ኣብቲ እዋን÷ ኣብ ዝህልዎም እዋን ስራሕ ኣብሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ስትራቴጂያዊ ርክብ ብዝበለፀ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እቲ ፎረም ከተማታት ከተማታ ቴክኖሎጂ ዝፍልፍለለን ከምዝኾና ብተግባር ዝተርኣየሉ ኢዩ – ወ/ሮ ጫልቱ ሳኒ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)10ይ ፎረም ከተማታት ዓውደ ምርኢት ብመንግስቲ መደመር ከተማታት መፈልፈሊ ፍልጠት ቴክኖሎጂ ከምዝኾና ብተግባር ዝተርኣየሉ ኢዩ ኢለን ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒ። 10ይ ፎረም ከተማታት ኢትዮጵያ "ዕቤት ከተማታት ንልህቀት ኢትዮጵያ”…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቫይረስ ማርበርግ ኣብ ሓፂር እዋን ንምቁፅፃር ብምውዳድ እናተሰርሐ ይርከብ – ዶ/ር መቅደስ ዳባ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቫይረስ ማርበርግ ኣብ ሓፂር እዋን ንምቁፅፃር ብምውዳድ እናተሰርሐ ይርከብ ኢለን ሚኒስትር ጥዕና ዶ/ር መቅደስ ዳባ፡፡ እተን ሚኒስትር ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ ሕማም ቫይረስ ማርበርግ ካብ ዝተረጋገፀሉ ዕለት ጀሚሩ ክሳብ ሕዚ በቲ ሕማም ንዝተጠርጠሩ 17…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ክልል ዓፋር ስራሕ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ኣገልግሎት ሓደ ማእኸል መሶብ ክልል ዓፋር ሎሚ መዓል ስራሕ ጀሚሩ፡፡ ኣብቲ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣወል ኣርባ፣ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ጫልቱ ሳኒን ኮሚሽነር ኮሚሽን ሲቪል ሰርቪስ መኩሪያ ሃይሌ (ዶ/ር)ን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢንስቲቲዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ምስ ሃገራዊ ራኢን ሕልሚን ዝተኣሳሰሩ ጉዳያት ዝተርኣዩሉ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢንስቲቲዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ ምስ ራኢ ሃገራዊ ሕልሚ ዝተኣሳሰሩ ጉዳያት ዝተርኣዩሉ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስት ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንስቲቲዩት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ኤርጎኖሚክስ ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ህንፀት ትካል ራኢን ስነ ምግባርን እንትራኸቡ ክፍጠር ዝኽእን ዝላ ዘርአየ ኢዩ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ… Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስራሕቲ ኤርጎኖሚክስ ዋና ቤት ፅሕፈት ኣርቴፊሻል ኢንተለጀንስ ህንፀት ትካል ራኢን ስነ ምግባርን እንትራኸቡ ክፍጠር ዝኽእን ዝላ ዘርአየ ኢዩ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ዋና ቤት ፅሕፈት ኢንስቲትዩት…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሩዋንዳ 2 ን 0 ብዝኾነ ውፅኢት ስዒራ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ውድድር መፃረዪ ፀወታ ትሕቲ 17 ዓመት ሴካፋ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ንሩዋንዳ 2 ን 0 ብምስዓር ዓወት ኣመዝጊባ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ ውድድር መፃረዪ ፀወታ ትሕቲ 17 ዓመት ሃገራት ምብራቕን ማእኸላይን ኣፍሪካ (ሴካፋ) ኢትዮጵያን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ደረጃ ህዝባዊ ቦታታት ክብ ናይ ብምባል ሓሳብ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ እናተተግበረ ይርከብ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ስራሕቲ ልምዓት ኮሪደር ደረጃ ህዝባዊ ቦታታት ክብ ናይ ብምባል ሓሳብ ኣብ መላእ ኢትዮጵያ እናተተግበረ ይርከብ ኢሎም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)። ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ሓበሬታ÷…