ኣብ ልምዓት ቡን ዝተዋፈራ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ልዕሊ 33 ሃገራት ዝተውፃእፅኣ ኣብ ልምዓት ቡን ዝተዋፈራ ደቂ ኣንስትዮ ዝተሳተፋሉ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ።
ዕላማ እቲ ጉባኤ÷ ኣብ ልምዓት ቡን ዝተዋፈራ ደቂ ኣንስትዮ ተሳትፎን ተረባሕነትን ከምኡ እውን ኣብቲ…