ኣብ ትሕቲ ሰንደቅ ዕላማ ተኣኻኺብና ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ክነፅንዕ ኢና – ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ትሕቲ ሰንደቅ ዕላማ ተኣኻኺብና ህብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ክነፅንዕ ኢና ክብል ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
እቲ ግልጋሎት ሎሚ ዝኽበር መዓልቲ ሰንደቕ ዕላማ ኣመልኪቱ ንመላእ ኢትዮጵያውያን መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም…