እኩይ ዕላመኦም ብዘይተገበአ መገዲ ንምፍፃም ዝንቀሳቐሱ ሓይሊታት ካብ ተግባሮም ክቑጠቡ ይግባእ – ኣይተ ኣደም ፋራህ
ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ከተማ ባህርዳር ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ተዓዚቡ።
እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዑደቱ÷ ኣብታ ከተማ ብመንግስቲ ዝተሰርሑ መዘናግዒ ቦታታት ህዝቢ ስራሕቲ ሓምለዋይ ልምዓትን…