ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ውሽጢ ሃገር ምምዝባል ንምክልኻል ዘኽእል ድጋፍ ከምዝገብር ገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድብ ሕቡራት መንግስታት (ውሕመ) ኣብ ኢትዮጵያ ናይ ውሽጢ ሃገር ምምዝባል ንምክልኻል ዘኽእል ድጋፍ ከምዝገብር ኣፍሊጡ።
ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ምስ ፍሉይ ኣማኻሪ ምፍንቓል ውሽጢ ሃገር ዋና ፀሓፊ ውሕመ…