Fana: At a Speed of Life!

ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ፕላንንን ልምዓትን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ኢኒስቲትዩት ቶኒ ብሌይር ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ሚኒስቴር ፕላንንን ልምዓትን ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ኢኒስቲትዩት ቶኒ ብሌይር ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሉ ጉዳያት ጠሚቶም ተዛቲዮም። ኢኒስቲትዩት ቶኒ ብሌይር÷ ኣብ ዓውዲ ምድላው ትልሚ፣ ክትትልን ገምጋምን ኢንቨስትመንት ከምኡ…

ቻይና ጎንፂ እስራኤል – ሓማስ ንምቁራፅ ነሸማግል ክትብል ንግብፂ ፃውዒት ኣቕሪባትላ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ጎንፂ እስራኤል - ሓማስ ኣዚዩ ከምዘተሓሳሰባን ነተን ሃገራት ምስ ግብፂ ብምዃን ክተሸማግለን ከምትደሊን ገሊፃ። ፍሉይ ልኡኽ ጉዳያት ማእኸላይ ምብራቕ ቻይና ዣይ ጁን ከምዝበሉዎ÷ ብፍላይ እቲ ኲናት ኣብ ሞንጎ ክልቲኦም ወገናት ካብ ዝውላዕ…

ተረፍ ስትራቴጂ ስራሕቲ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ንምቅልጣፍ ዝዓለመ ምኽክር ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ዋና ዳይሬክተር ምሕደራ መርበብ ሓበሬታን ድሕንነትን ተረፍ ስትራቴጂ ስራሕቲ ዲጂታል ኢትዮጵያ 2025 ንምቅልጣፍ ዝዓለመ ምኽክር ኣካይዶም። ሚኒስትር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን በለጠ ሞላ (ዶ/ር) ንዓወት ዲጂታል…

ኣፍጋኒስታን ካልኣይ ግዘ ብከቢድ ርዕደ መሬት ተጠቒዓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍጋኒስታን ኣብ መዓልቲታት ኣፈላላይ ንካልኣይ ግዘ ብከቢድ ርዕደ መሬት ተጠቒዓ። ብሬክተር ስኬል 6 ነጥቢ 3 ዝተመዝገበ ከቢድ ርዕደ መሬት÷ ኣብ ግዝኣት ሄራት ካብ ዘጋጠመን ልዕሊ 2 ሺሕን 400 ሰባት ንሕልፈት ካብ ዘቃለዐ ድሕሪ ሒደት…

ኣብ ኣፍሪካ ደቂ ኣንስትዮ ብምግራዝ ኣብ ዓመት 44 ሺሕ ጎራዙ ህይወተን ይስእና – መፅናዕቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣፍሪካ ብምኽንያት ምግራዝ ደቂ ኣንስትዮ ኣብ ዓመት 44 ሺሕ ዝኾና ጎራዙ ህይወተን ከምዝስእና ሓደ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ። ዕላዊ ዝኾነ ውፅኢት መፅናዕቲ ትኹረት ዝገበረ÷ ኢትዮጵያ ፣ ቤኒን ፣ ቡርኪና ፋሶ ፣ ካሜሩን ፣ ቻድ ፣ ኮት ዲቯር ፣…

ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ጋዛን ዌስት ባንክን ኮሪደራት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምኽፋት ስራሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ፕሮግራም ምግቢ ዓለም ኣብ ጋዛን ዌስት ባንክን ኮሪደራት ሰብኣዊ ሓገዝ ንምኽፋት ስራሕ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። እቲ ኮሪደራት ሰብኣዊ ሓገዝ እንትኽፈት ኲናት እስራኤልን ሃማስን ኣብ ዝካየደሎም ከባታት ወሽመጥ ጋዛን ዌስት…

ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኤሚ ኢ ፖፕ ተዛቲየን። ኤሚ ኢ. ፖፕ ቀዳማይ ዑደት ስረሐን ኣብ ኢትዮጵያ ገይረን፡፡ ኣብ ዑደተን ምስ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ኣብ ዝገበረኦ ልዝብ÷ ኢትዮጵያ…

ወዲ 14 ዓመት ኢትዮጵያዊ ሰገን ተዓዋቲ ሽልማትን ሳይንቲስታት 2023 ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ዝነብር ወዲ 14 ዓመት ኢትዮጵያዊ ሰገን ሂመን በቀለ ተዓዋቲ ሽልማትን ሳይንቲስታት 2023 ኮይኑ። ሂመን እቲ ሽልማት ዝረኸበ÷ ካንሰር ቆርበት ዝከላኸል ፕሮጀክት ሳሙና ብምቕራብን ኣብ ደረጅኡ ምስ ዝርከቡ ሰገናት ሳይንቲስታት…

ኣይተ ብናልፍ ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ሰላም ኣይተ ብናልፍ ኣንዱኣለም ምስ ዋና ዳይሬክተር ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኤሚ ኢ. ፖፕ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ከይዲ ህንፀት ሰላም ብዛዕባ ዝድገፈሉ ኩነታ ኣልዒሎም፡፡…

ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ 3 ኣዋርሕ ዝወገኖም ተግባራት ገምጊሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 29 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣብ ዝሓለፉ ሰለስተ ኣዋርሕ ዝወገኖም ተግባራት፣ ዝተረኸቡ ዓወታትን ጉድለታትን ሎሚ መዓልቲ ገምጊሙ። ሕዝባዊ፣ መንግስታዊን ሃይማኖታዊ በዓላት፣ መዓልቲታት ጳጉሜን፣ በዓላት ሓዱሽ ዓመት፣ መስቀል፣ መውሊድን…