ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ህፁፅ ጉባኤ የካይድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር፤ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 1ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ኣብ ከተማ ባህዳር የካይድ ኣሎ፡፡ እቲ ቤት ምኽሪ ንሓደ መዓልቲ ኣብ ዘካይዶ ህፁፅ ጉባኤ÷ ኣብ እዋናዊ ጉዳይ ሰላም ድሕንነትን እቲ ክልል ከምዝዛተ ግዜኢ ፀብፂቡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግድባት መፈልፈሊ ሓይሊ እኹል ማይ ከምዝሓዙ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ግድባት መፈልፈሊ ሓይሊ ኤሌክትሪክ እኹል ማይ ከምዝሓዙ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ኮርፖሬት ኮሙኒኬሽን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ሞገስ መኮንን ከምዝበሉዎ÷ ጣቢያታት መፈልፈሊ ሓይሊ ጊቤ 3፣ ገናሌ ዳዋን ጊቤ 1 ሓይሊ ንምፍልፋል…
ስፓርት ኢትዮጵያውያን ዝሳተፉሉ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሎሚ ካካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ወርቅነሽ መለሰን ሃብታም ኣለሙን ዝሳተፉሉ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ደቂ ኣንስትዮ ሎሚ ምሸት 3፡25 ኣብ ቡዳፔስት ክካየድ ኢዩ፡፡ እተን ኣትሌታት ነፍፃመ ንምሕላፍ ከካብ ምድበን 1ይ ወይ 2ይ ክወፅኣ ትፅቢት ይግበረለን። እቲ መፃረዪ…
ስፓርት ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ንኣሰልጠንቲ ኩዕሾ እግሪ ስልጠና ህንፀት ኣቕሚ ምሃብ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣብ ክልል ትግራይ ን60 ኣሰልጠንቲ "ብካፍ ዲ ላይሰንስ" ኩዕሾ እግሪ ስልጠና ህንፀት ኣቕሚ ምሃብ ከምዝጀመረ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ፌዴሬሽን ኤሊት ኢንስትራክተር ኣብራሃም መብራህቱ ሎሚ ኣብ ከተማ መቐሌ ስልጠና እንትጅምር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ሲዳማ ዝተፈፀመ 752 ዘይሕጋዊ ምቑፃር ተሰሪዙ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ሲዳማ ኣብ ወረዳታትን ምምሕዳር ከተማታትን ዝተፈፀመ 752 ዘይሕጋዊ ምቑፃር ሰራሕተኛታት ከምዝተሰረዘ ቢሮ ሃፍቲ ልምዓት ፐብሊክ ሰርቪስን እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ምክትል ሓላፊ እቲ ቢሮ ሃይሉ ሃሰና ኣብ ዝሃቡዎ መግለፂ÷ ኣብ ዝተዛዘመ በጀት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርማሪ ቦርድ ዝጀመሮም ክትትልን ቁፅፅርን ንኸጠናክር ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝጀመሮም ክትትልን ቁፅፅርን ኣጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ምክትል አፈጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ በዶ ኣተሓሳሲበን፡፡ እቲ መርማሪ ቦርድ ክሳብ ሕዚ ዘሳለጦም ተግባራት ሪፖርትን ኣብ ቀፃሊ ዝውግኖም ተግባራትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተውሃበ እዋናዊ ሓበሬታ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2023 0 ካብ ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተውሃበ እዋናዊ ሓበሬታ ቁፅሪ - ሰለስተ ላዕለዋይ እዚ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ሎመ ኣብ ዘካየዶ ኣኼባ ዝሓለፉ 20 መዓልቲታት ምንቅስቓስ ስራሕቲ ገምጊሙ፡፡ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ ገምጋም ኣብ ካልኣይን ሳልሳይን ዙር ወታደራዊ ኦፕሬሽን ብዝተወሰዱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ስደተኛታት ኣመልኪቱ ኣብ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ተሓቲቱ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ስደተኛታት ካብ ስደት ተመለስቲን ንዘተኣናግዱ ማሕበረሰብ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ንኽቕፅል ዳይሬክተር ጀነራል ግልጋሎት ስደተኛታትን ካብ ስደት ተመለስቲን ጠይባ ሓሰን ሓቲተን። ዳይሬክተር ጀነራል ጠይባ ሓሰን÷ ላዕለዋይ ኦፊሰር ባንኪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ሽፈራው (ዶ/ር) ምስ መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያት ውሕመ ተፀዋዒ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኣመራርሓ ስራሕ ስግኣት ሓደጋ ኢትዮጵያ ኣምባሳደር ሽፈራው ተ/ማሪያም (ዶ/ር) ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት መተሓባበሪ ሰብኣዊ ጉዳያትን ኣብ ኢትዮጵያ ተፀዋዒን ራሚዝ አላክባሮቭ (ዶ/ር) ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ጉዳያት ሰብኣዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮርፖሬሽን ስራሕቲ መገዲን ስራሕቲ ድልድልን ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ምህናፅ ከምዝቕፅል ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 23, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ስራሕቲ መገዲን ስራሕቲ ድልድልን ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዝተፈላለዩ ፕሮጀክታት ምህናፅ ከምዝቕፅል ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ኮርፖሬሽን ሊ ቻንጉይ ኣረጋጊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ተፈራ ደርበው÷ ምስ ምክትል ፕሬዚዳንት ኮርፖሬሽን…