ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 300 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 300 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ኮሚሽን ካብ 3 ክሳብ 9 ጥሪ 2016 ዓ.ም ብዝገበሮ ክትትል ኢዩ እቶም ኣቑሑት ክተሓዙ ዝኸኣሉ፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጋዜጠኛ ገነነ መኩሪያ ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ Gebremariam Weldegerima Jan 23, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋዜጠኛን ደራሲን ገነነ መኩሪያ (ሊብሮ) ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዩ። ጋዜጠኛ ገነነ መኩሪያ ብምኽንያት ዝሓደሮ ሕማም ክትትል ሕክምና እናገበረ ፀኒሑ ሎሚ ወጋሕታ ህይወቱ ከምዝሓለፈት ስድርኡ ኣፍሊጦም፡፡ እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦ ቴሌግራም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክፍሊት ካሕሳ ግዳያት ሓደጋ መመሓየሺ ክግበር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መምርሒ መፈፀሚ ሽፋን መድሕን ሳልሳይ ወገን ዝረአ ክፍተት ንምስትኽኻል መመሓየሺ ከምዝግበር ግልጋሎት ፈንድ መድሕን ድሕንነት መገዲ ኣፍሊጡ። ምክትል ፈፃሚት ስራሕ እቲ ግልጋሎት ወይዘሮ ፈቲያ ደድገባ÷ ትካላት ሕክምና መንግስቲን ውልቀን ሕክምና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ረብሓና ንምኽባር ዝተጠናኸረ ዲፕሎማሲያዊ ስራሕ ትፅቢት ይግበር – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ብሄራዊ ረብሓ ኢትዮጵያ ንምኽባርን ዝተሰሓሓቱ ተረኻት ንምስትኽኻል ዕዙዝ ዲፕሎማሲያዊ ኣፈፃፅማ ትፅቢት ከምዝግበር ኣመልኪቶም፡፡ ኣይተ ደመቀ ኣብ ዓመታዊ ኣኼባ መራሕቲ ሚሲዮን ብምርካብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኔታንያሁ ሃማስ ዝተዓገቱ እስራኤላውያን ንምልቃቕ ዘቕረቦ ሓሳብ ውድቂ ገይሮም Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር እስራኤል ቤንያሚን ኔታንያሁ ኲናት ጋዛ ንኸብቅዕን ዝተዓገቱ እስራኤላውያን ንምልቀቃቕን ሃማስ ንዘቕረቦ ሓሳብ ውድቂ ገይሮም፡፡ ሃማስ ምስ እስራኤል እናካየዶ ዝርከብ ደም ዘፋስስ ኲናት ጠጠው ከብል ይኽእል ኢዩ ዝበሎ ሓሳብ ዕላዊ ገይሩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ውሳነታት ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ንምትግባር ቆራፅ ምዃና ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ውሳነታት መበል 28 ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ንምትግባር ምስ ኩሎም መሓዙት ኣካላት ብምትሕብባ ንምስራሕ ቆራፅ ምዃና ሚኒስቴር ፕላንን ልምዓትን ኣፍሊጡ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ብኣሰናዳእነት ሕቡራት ኤሚሬታት ዓረብ ኣብ ከተማ ዱባይ ከም ኣቆፃፅራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ን1 ሺሕን 308 ሰብ ሃፍቲ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን1 ሺሕን 308 ሰብ ሃፍቲ ሓዱሽ ፍቓድ ኢንቨስትመንት ከምዝተውሃበ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኣዲስ ኣበባ ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ድጋፍ ትልሚን ክትትል በጀትን እቲ ኮሚሽን ወ/ሮ እናትነሽ ታመነ÷ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ መልማዕቲ ጠለብ መሰረት ብምግባር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክሳብ ሕዚ ዘሎ ልምዓት ቆፅሊ ሻሂ ብዕፅፊ ንምዕባይ ልዑል ስራሕ ይስራሕ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Jan 22, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ ዘለዋ ልምዓት ቆፅሊ ሻሂ ብዕፅፊ ንምዕባይ ኣብዚ ዓመት ልዑል ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ኢትዮጵያ ክሳብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ 3ይ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ- ደቡብ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኡጋንዳ ካምፓላ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ሳልሳይ ጉባኤ ምትሕብባር ደቡብ- ደቡብ ጉጅለ 77ን ቻይናን ትሳተፍ ኣላ፡፡ እቲ ጉባኤ ኣንግዲ፣ ኣብ ዓውዲታት ኢንቨስትመንት፣ ዘላቒ ልምዓት፣ ክሌማዊ ለውጢ፣ ምንካይ ድኽነትን ዲጂታል ኢኮኖሚን…
ስፓርት ሞሮኮን ዲሞክራቲክ ኮንጎን ማዕረ ተፈላሊየን Gebremariam Weldegerima Jan 21, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ መበል 34 ፅዋዕ ኣፍሪካ መፃረዪ ፀወታ ምድብ ሃገራውያን ጋንታታት ሞሮኮን ዲሞክራቲክ ኮንጎን 1 ን 1 ማዕረ ተፈላሊየን፡፡ 11 ሰዓት ኣብ ዝተኻየደ ፀወታ ምድብ 6÷ ንሞሮኮ ኣሽራፍ ሃኪሚ ከምኡ እውን ንዲሞክራቲክ ኮንጎ ካቶምፓ ሙቩምፓ ሽቶታት…