Fana: At a Speed of Life!

መኽፈቲ ስነ-ስርዓት 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሓበራዊ ኣኼባ ኣቢያተ ምኽሪ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ስነ-ስርዓት 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ዝተረኸቡሉ ይካየድ ኣሎ። ኣብ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት÷ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምኽፋት…

ዜጋታት ብሕጋዊ መገዲ ንስራሕ ናብ ወፃኢ ንኽጓዓዙ ዝድግፍ ጉጅለ ቴክኒክ ተጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንስራሕ ናብ ወፃኢ ሃገራት ዝጓዓዙ ዜጋታት ብሕጋዊ መገዲ ንኽጓዓዙን ኣብ ዝበፅሑለን ሃገራት ፀገም ከየጋጥሞምን ዝሕግዝ ጉጅለ ቴክኒክ ተጣይሹ። እቲ ጉጅለ ተመስሪቱ ዘሎ÷ ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ዓዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታትን ከምኡ እውን…

ኣብ ኲናት እስራኤል-ሃማስ ብውሕዱ 1 ሺሕን 113 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ፍልስጤማውያን ዕጡቓት ሃማስን እስራንልን እናተኻየደ ዝርከብ ውግእ ክሳብ ሕዚ ብውሕዱ 1 ሺን 113 ሰባት ከምዝሞቱ ተገሊፁ፡፡ ህይወቶም ካብ ሞንጎ ዝሓለፉ ሰባት እቶም 413 ፍልስጤማውያን እንትኾኑ÷ 700 ድማ እስራኤላውያን ኢዮም…

ዓድዋ ዜሮ ኪሎ ሜትር ሙዝየም ሓዊሱ 7 ፕሮጀክታት ኣብዚ ዓመት ክምረቑ ኢዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮጀክት ዜሮ ኪሎ ሜትር ሙዝየም ዓድዋ ሓዊሱ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ እናተሃነፁ ዝርከቡ ሸውዓተ ፕሮጀክታት ኣብዚ ዝተትሓዘ በጀት ዓመት ከምዝምረቑ ተሓቢሩ። እቶም ፕሮጀክታት÷ ዜሮ ኪሎ ሜትር ሙዝየም ዓደዋ፣ መስፋሕፍሒ ፕሮጀክት ሆስፒታል…

መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ሎሚ ክካየድ ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ስነ-ስርዓት 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሓበራዊ ኣኼባ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ክካየድ ኢዩ። ኣብ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት÷ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምኽፋት እቶም ኣቢያተ ምኽሪ ከብስራ ኢየን። ድሕሪ ሰዓት…

በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ብሰላም ተዛዚሙ – ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተኸበረ ብሚሊየናት ዝቑፀሩ ዕዱማት ዝተሳተፉሉ በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ስርዓት ገዳ ብዝሓለወ መልክዑ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ሓለፍቲ ስራሕ…

በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 26 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኢሬቻ ሆረ ፊንፊኔ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይኽበር ኣሎ። እቲ በዓል ብምርቓት ኣባ ገዳታት ኢዩ ተጀሚሩ። ኣባ ገዳታት፣ ሃደ ሲንቄታት፣ ብኣሽሓት ዝቑፀሩ ኣኽበርቲን ዕዱማት ኣጋይሽን ኣብቲ በዓል ተረኺቦም። እቲ በዓል፥ “ኢሬቻ ተምሳሌት…

ንስደተኛታት ፋይዳ ዲጂታል መታወቂያ ንመሃብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንስደተኛታት ፋይዳ ዲጂታል መታወቂያ ንመሃብ ዘኽእል ሰነድ ስምምዕነት ኣብ ሞንጎ ሰለሰት ትካላት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ዝተፈራረሙ ትካላት ግልጋሎት ስደተኛታትን ተመለስቲን ፌዴሪኢ፣ ብሄራዊ ቤት ፅሕፈት ፕሮግራም መታወቂያ ላዕለዋይ ኮሚሽን ጉዳይ…

ኢትዮ ፖስት ኣብ ዞባ ኣፍሪካ ዝለዓለ ግልጋሎት ብመሃብ ተሸላሚ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ፖስት ኣብ ዞባ ኣፍሪካ ዝለዓለ ግልጋሎት ብመሃብ ተመራፂ ብምዃን ኣብ ስዑድ ዓረብ ኣብ ዝተሰናደአ መርሃ ግብሪ ተሸላሚ ኮይኑ። በቢዓመቱ ግልጋሎት ፖስታ ንዝህቡ ምዘና ዘካይድ ሕብረት ግልጋሎት ፖስታ ዓለም ኢዩ፡፡ ኢትዮ ፖስት ድማ…

ጦር ሶማሊያን ሚሊሻታት ከባን ብውሑዱ 100 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ከምዝደምሰሱ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጦር ሶማሊያን ሚሊሻታት ከባን ብውሑዱ 100 ኣባላት ግብረ ራዕዲ ኣልሸባብ ከምዝደምሰሱ ሚኒስቴር ሓበሬታ እታ ሃገር ገሊፁ። ሚኒስትር ሓበሬታ ዳውድ ኣዌይስ ንጋዜጠኛታት ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ኲናት ኣብ ዝተኻየደለን ወረዳታት ዊሲልን ሻቤሎን ኣብ ልዕሊ…