ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓበሬታ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ኢንዱስትሪን ግልጋሎት ስታትስቲክስ ኢትዮጵያን ሃገር ለኸ ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓበሬታ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሞም። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ኣብቲ ስምምነት ከምዝበሉዎ÷ እቲ ሚኒስቴር ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብግርማ ብመንቴ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ልኡኽ ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻ ተዓዚቡ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትርሕርሻ ግርማ ብመንቴ (ዶ/ር) ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዞባ ጅማ ወረዳ መና ዘሎ ስራሕቲ ልምዓት ሕርሻ ዑደት ኣካይዱ። ኣብቲ ዑደት ሓላፊ ቢሮ ሕርሻ ክልል ኦሮሚያ ጌቱ ገመቹ ሓዊሱ ኣመራርሓታትን ሰብ ሞያን ዘፈር ሕርሻ ተረኺም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ምሕደራ ታክስ ኢትዮጵያ ንምዝማን ሓገዝ ከምዝገብር ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕደራ ታክስ ኢትዮጵያ ንምዝማን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ ባንኪ ዓለም ሓገዝ ከምዝገብር ገሊፁ። ሚኒስቴር እቶትን ላዕለዎት ኣመራርሓ ባንኪ ዓለምን "ምሕደራ ታክስ ኢትዮጵያን ብምዝማን ወፃኢ ዝቑጥብን ውፅታዊን ግልጋሎት ምሃብ" ብዝብል ማዕቐፍ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 5ይ ፎረም ኢሬቻ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)5ይ ፎረም ኢሬቻ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መርሃ-ግብሪ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፣ ኣባ ገዳታት፣ ኣደ ሲንቄታት፣ ዝተፈላለዩ ሚኒስትራትን ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ኣኼባ ክልቲኦም ኣቢያተ ምኽሪ 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ሰኑይ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መኽፈቲ ስነ-ስርዓት ሓበራዊ ኣኼባ 6ይ ዙር 3ይ ዓመት ዘበን ስራሕ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢን ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽንን ዝቕፅል ሰኑይ ክካየድ ኢዩ። ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ እቲ ቤት ምኽሪ ኣይተ ያቆብ ወልደሰማያት ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ልዕሊ ድሕንነት ሃገር ስጋት ዝፈጥር ገበን ምጭብርባር ቴሌኮም ዝተጠረጠሩ 30 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ልዕሊ ድሕንነት ሃገር ስጋት ዝፈጥርን ሸርፊ ወፃኢ ዘስእንን ገበን ምጭብርባር ቴሌኮም ዝተጠረጠሩ 30 ውልቀ ሰባት ኣብ ትሕቲ ቁፅፅር ውዒሎም። ኣብ ከተማታት ኣዲስ ኣበባ፣ ሸገር ከተማ፣ ቢሾፍቱ፣ ሞጆ፣ ኣዳማ፣ ሃዋሳን ጂማን ብዝተገበረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ንበዓል ኢሬቻ መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም Gebremariam Weldegerima Oct 6, 2023 0 ኢኣዲስ አኣበባ ፣ 2 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) በዓል ኢሬቻ ምኽንያት ብምግባር መልእኽቲ እንኳዕ ኣብፀሐኩም ኣመሓላሊፎም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዘመሓላለፉዎ መልእኽቲ፥ ኢሬቻ በዓል ሰላም፣ ዕርቂን ሓድነትን ኢዩ ኢሎም። "ኢሬቻ ዝፈልጥ ሰብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንን ሕብረት ኣፍሪካን ውሕመን ኣብ ሰላምን ድሕንነትን ዝተዋደደ ፃዕሪን ምትሐብባርን ንኽገብሩ ሓቲቶም Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ሕብረት ኣፍሪካን ውሕመን ኣብ መዳይ ሰላምን ድሕንነትን ዝተዋደደ ፃዕሪን ምትሐብባርን ንኽገብሩ ሓቲቶም። ኣባላት ቤት ምኽሪ ፀፅታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኖርዌያዊ ደራሲ ጆን ፎሴ ብዘፈር ስነ ፅሑፍ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኖርዌያዊ ደራሲ ጆን ፎሴ ብዘፈር ስነ ፅሑፍ ተዓዋቲ ሽልማት ኖቤል 2023 ኮይኑ። እቲ ደራሲ ምዝራብ ዘይኽእሉ ሰባት ብድምፂ ክግንዘቡዎም ዝኽእሉ ተዋስኦታት ፈጠራ ብምፅሓፉ ኢዩ ኣብቲ ዓውዲ ሽልማት ኖቤል ክስዕር ክኢሉ፡፡ ኣወዳደርቲ ዳያኑ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓበራዊ ግብረ-ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን በዓል ኢሬቻ ብሰላም ንኽኽበር ምስ ኣባገዳታትን ሃደሲንቄታትን ተዛቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሓበራዊ ግብረ-ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን በዓል ኢሬቻ ሆራ ፊንፊኔን ሆራ ኣርሰዲን ብሰላም ንኽኽበር ምስ ኣባገዳታትን ሃደሲንቄታትን ኣብ ዋና ቤት ዕዮ ፌዴራል ፖሊስ ኢትዮጵያ ዘተ ተኻይዱ። ኮሚሽነር ጄነራል ፌደራል ፖሊስ ደመላሽ ገ/ሚካኤል÷ እቲ…