ስፓርት ኢትዮጵያ ንሩዋንዳ 2 ን 0 ትመርሕ ኣላ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ውድድር ፅዋዕ ትሕቲ 17 ዓመት ሴካፋ ኢትዮጵያ ንሩዋንዳ 2 ን 0 እናመርሐት ዕረፍቲ ወፂኣ። ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዝተጀመረ ውድድር ትህቲ 17 ዓመት ሴካፋ ኢትዮጵያን ሩዋንዳን እናካየደኦ ዝርከባ ፀወታ ቅድሚ ዕረፍቲ ዝተዛዘመ እንትኸውን÷ ክልቲአን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ማእኸል ሕክምና ሆስፒታል ዝኽሪ ዘውዲቱ ኣብቲ ዓውዲ ንዝነበረ ቅኑዕ ሕራነ ምላሽ ዝሃበ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ማእኸል ሕክምና ሆስፒታል ዝኽሪ ዘውዲቱ ኣብቲ ዓውዲ ንዝነበረ ቅኑዕ ሕራነ ምላሽ ዝሃበ ኢዩ ኢለን ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ከምዝበለኦ÷ ብዕሊ ተመሪቑ ስራሕ ዝጀመረ እቲ ዘበናዊ ማእኸል ጥዕና ዓለም ለኸ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልምዓት ኮሪደር ከተማታት ውቁባትን ንነበርቲ ምቹዋትን ክገብር ኣኽኢሉ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር ፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ናይ ለውጢ ዓመታት ኣብ ከተማታት ብሩህ ተስፋ ዝኸፈቱ ዓበይቲ ዓወታት ተመዝገቦም ኢሎም ብመዓርግ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል መተሓባበሪ ህንፀት ስርዓት ዴሞክራሲን ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ኣደም ፋራህ፡፡ 10ይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድብ ወለዶ ትግራይ ምስክር ወረቐት መረጋገፂ ፖለቲካ ፓርቲ ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ንውድብ ወለዶ ትግራይ (ወለዶ) ሕጋዊ ክልላዊ መረጋገፂ ወረቐት ፖለቲካ ፓርቲ ሂቡዎ፡፡ እቲ ቦርድ ብኣዋጅ ብዝተውሃቦ ስልጣን መሰረት ኢዩ 5 ሕዳር 2018 ዓ.ም ንወለዶ ሕጋዊ ክልላዊ መረጋገፂ ምስክር ወረቐት ፖለቲካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 10ይ ፎረም ከተማታት ኣብ ከተማ ሰመራ ሎጊያ ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Nov 15, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)10ይ ፎረም ከተማታት ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ሎጊያ ምክያድ ጀሚሩ፡፡ እቲ ፎረም "ዕቤት ከተማታት ንልህቀት ኢትዮጵያ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ኢዩ እናተኻየደ ዝርከብ፡፡ ኣብቲ መኽፈቲ ስነ ስርዓት ብመዓርግ ም/ቀዳማይ ሚኒስትር ሓላፊ ማእኸል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ኣብ ኮፕ30 ብሓደ ድምፂ ብምዝራብ ኣብ ዓለም ክትስማዕ ክኢላ – ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ) ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ሕመድ (ዶ/ር) ኣፍሪካ ኣብ ብራዚል ቤሌም ዝተኻየደ ጉባኤ ክሌማዊ ለውጢ ሕቡራት መንግስታት 2025 (ኮፕ30) ብሓደ ድምፂ ብምዝራብ ኣብ ዓለም ክትስማዕ ክኢላ ኢሎም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ከተማ ሃይቅ ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ መሪቖም Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ከተማ ሃይቂ ብፋውንዴሽን በላይነህ ክንዴ ዝተሃነፀ ቤት ትምህርቲ መሪቖም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ዝተፈላለዩ ስራሕቲ ልምዓት ብምጉብናይን ዝተዛዘሙ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዓውዲ ፖለቲካ ንኢትዮጵያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዘሰጋገሩ ውፅኢታት ተመዝጊቦም – ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዓውዲ ፖለቲካ ንኢትዮጵያ ናብ ሓዱሽ ምዕራፍ ዘሰጋገሩ ውፅኢታት ተመዝጊቦም ኢሎም ኣብ ባይ ወከልቲ ህዝቢ ሚኒስትር ተፀዋዒ መንግስቲ ተስፋዬ በልጅጌ (ዶ/ር)፡፡ ኣብ ለውጢ ዓመታት ዝተመዝገቡ ዓወታት ንኢትዮጵያ ተምሳሌት ምዕባለ ንምግባር ዝተጀመረ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣምር መደመር መንግስቲ ሪፎርም ትካላት ሲቪል ሰርቪስ ናይ ምትግባር ግቡእ ኣለዎም Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓላፊት ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ካቢኔን ዓለምፀሃይ ጳውሎስ ብሓሳብ መደመር መንግስቲ ኩሎም ትካላት ሲቪል ሰርቪስ ሪፎርም ናይ ምትግባር ግቡእ ኣለዎም ኢለን። ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን መድረኽ ልውውጥ ተሞክሮ ሪፎርም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ሃገራዊ ትልሚታት ንምዕዋት ብቖራፅነት ምስርሑ ክቕፅል ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ Gebremariam Weldegerima Nov 14, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ሕዳር፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተቐመጡ ሃገራዊ ትልሚታት ንምዕዋት ብትግሃትን ብቖራፅነት ምስርሑ ክቕፅል ኢዩ ኢለን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ፡፡ እተን ከንቲባ ምስ ላዕለዎት ኣመራርሓ እታ ምምሕዳር ከተማ “ኣረኣእያ መንግስቲ መደመር፣ ብራኸ ዘፈራት”…