ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፓርቲ ብልፅግና ሃገራዊ ምኽክሩ ዕት ንኽኸውን ሓገዙ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፓርቲ ብልፅግና ሃገራዊ ምኽክሩ ዕት ንኽኸውን ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምክትል ፕሬዚዳንት እቲ ፓርቲ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። ኣብቲ ሃገራዊ ምኽክር ንቁቑሕ ተሳታፊ ንምዃን ምድላው ከምዝተገበረ እውን ኣይተ ኣደም ፋራህ ኣብሪሆም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ሪፐብሊክ ማእኸላይ ኣፍሪካን ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ዘለዎም ምትሕብባር ንምጥንኻር ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ሪፐብሊክ ማእኸላይ ኣፍሪካን ኣብ ዓውዲ ኣቪዬሽን ዘለዎም ምትሕብባር ንምጥንኻር ተዛቲየን። ብዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን ማእኸላይ ኣፍሪካ ሪፐብሊክ ፍራንሷ ኤድሊ ፎሎት ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ በዓል መዚ ሲቪል ኣቪዬሽን…
Uncategorized ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ኣምሓራ ኣብ እዋናዊ ኩነታት ይዛተዩ ኣለዉ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ ክልል ኣምሓራ “ልዕልነት ሕጊ ናዚ እዋን ወሳኒ ሕቶ” ብዝብል መሪሕ መልእኽቲ ይዛተዩ ኣለዉ። ርእሰ ምምሕዳር ኣረጋ ከበደ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎ ሓለፍቲ ስራሕ እቲ ክልል ዝተረኸቡሉ መድረኽ ዘተ ቀንዲ ዕላምኡ ኣብቲ ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ብቴክኖሎጂ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል ዝተደገፈ ዲጂታል “ስቴትስኮፕ” ብምጥቃም ኣብ ኣፍሪካ 2ይቲ ሃገር ኮይና Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብቴክኖሎጂ ሰብ ስራሕ ምስትውዓል (ኣርቲፊሻል ኢንተለጀንስ) ዝተደገፈ ዲጂታል "ስቴትስኮፕ" ንፈለማ እዋን ኣብ ኢትዮጵያ ንግልጋሎት ድሉው ኮይኑ። እቲ ሓዱሽ ዲጂታል ስቴትስኮፕ ንሰብ ሞያ ሕክምና ናይ ምፍላጥ ስነ - ስርዓት ኣብ ስፔሻላይዝድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብግድፈት ስነ-ምግባር ዝተኸሰሱ 24 ጠበቓታት ተቐፂዖም Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ በ2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ፍትሒ ኮሚቴ ስነ-ምግባር ኣቢያተ ፍርዲ ፌደራል ብግድፈት ስነ-ምግባር ክስ ዝቐረቦም 24 ጠበቓታት መርሚሩ ጥፍኣተኛ ብምባል ቅፅዓት ኣንቢሩሎም። ካብ ሞንጎ 24 ተኸሰስቲ እቶም 18 ፍቓድ ጥብቅነኦም ብእዋኑ ብዘይምሕዳስ ዝተኸሰሱ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ምስ ስቴት ዩኒቨርሲቲ ኦሮሚያ ብሓባር ንምስራሕ ተስማዕሚዑ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬትን ስቴት ዩኒቨርሲቲ ኦሮሚያን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ዩኒቨርሲቲዉ ኣብ ከይዲ ምምሃር ትኹረት ዝገብረሎም ኣመራርሓን ሰራሕተኛን ክልል ህንፀት ዓቕሚ፣ ስራሕቲ ለውጢ ትካላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ኣባላት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ በ2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ኣባላት ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ተዛቲዮም፡፡ ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ሎሚ ንጉሆ ነቶም ቀዳማይ ሚኒስትርን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲን ፀብፃብ ከይዲ ስራሕ ምቕራቡ ተገሊፁ።…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሕብረት ኣውሮፓ ንዩክሬን 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፓውንድ ወታደራዊ ድጋፍ ንምግባር ቃል ኣቲዩ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ዩክሬን ኣቲያቶ ንእትርከብ ኲናት ሓገዝ ዝኸውን 4 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፓውንድ ወታደራዊ ሓገዝ ንምግባር ቃል ከምዝኣተወ ገሊፁ፡፡ ላዕለዋይ ተወካሊ ጉዳያት ወፃኢ ሕብረት ኣውሮፓ ጆሴፕ ቦሬል÷ ሕዚ እውን 27ቲአን ሃገራት እቲ ሕብረት…
ዝንቕ ፋና ኣብ 104 ዓመት ዕድሚአን ብፓራሹት ዝዘለላ በዓልቲ ፀጋ ዕድመ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ቺካጎ ነባሪት ዝኾና በዓልቲ ፀጋ ዕድመ 104 ዓመት ስመን ኣብ መዝገብ ዘደንቕ ዓለም ክሰፍር ብምሕሳብ ካብ ኣውሮፕላን ብፓራሹት ምዝላለን ተሓቢሩ፡፡ ዶርቲ ሆፍነር ዝተብሃላ እተን በዓልቲ ፀጋ ዕድመ ምዝላል ፓራሹት ዝገበራ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ “ሓደ ቤተሰብ ንሓደ ህፃን” ብዝብል መሪሕ ቃል ን100 ህፃናት ዘላቒ ሓገዝ ንመሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Oct 3, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)“ሓደ ቤተሰብ ንሓደ ህፃን" ብዝብል መሪሕ ቃል ን100 ህፃናት ዘላቒ ሓገዝ ንመሃብ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት ቢሮ ደቂ ኣንስትዮ፣ ህፃናትን ማሕበራዊ ጉዳይን ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ፣ ኮሚሽን መተሓባበሪ ሰናይ ምግባርን…