ሰራዊት ምክልኻል ልኡኽትኡ ብዘተኣማምን ኩነታት ንኽፍፅም ዓቕሚ ናይ ምህናፅ ስራሕቲ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ሌ/ጄ ዘውዱ በላይ
ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ህዝቢ ዝወፅአን ንህዝቢ ጠተው ዝብልን ሰራዊት ልኡኽቱኡ ብዘኲናት ሉኣላዊነት ሃገር ምኽባር ከምዝኾነ ዋና ኣዛዚ ማእኸላይ እዚ ዳሎል ሌተናል ጄኔራል ዘውዱ በላይ ገሊፆም።
ሌተናል ጀነራል ዘውዱ በላይ ከምዝበሉዎ፥ ሰራዊት ምክልኻል ካብ ውሽጢን ደገን…