ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ንዝኾኑ ሰባት ክታበት መከላኸሊ ኮሌራ ተዋሂቡ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕማም ኮሌራ ንምክልኻል ኣብ ዝተኻየደ ወፍሪ ልዕሊ 1 ነጥቢ 8 ሚሊየን ንዝኾኑ ሰባት ከምዝተኸተቡ ኢንስቲትዩት ጥዕና ሕብረተሰብ ክልል ኣምሓራ ኣፍሊጡ። ዘጋጠመ ሕማም ኮሌራ ንምክልኻል ካብ 5 መስከረም 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ከተማታት ባህርዳርን…
ስፓርት ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ ፅባሕ ክጅመር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሪሚየር ሊግ ኢትዮጵያ 2016 ዓ.ም ፅባሕ ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዳማ ክጅመር ኢዩ። እቲ ፕሪሚየር ሊግ ጋንታ ኣዳማ ከተማ ምስ ጋንታ ኢትዮጵያ ንግድ ባንክ 9፡00 ብዝገብረኦ ፀወታ ኢዩ ክጅመር። #Ethiopia እዋናዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንሰራዊትን ንሲቪል ሰራሕተኛታትን ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ Gebremariam Weldegerima Sep 30, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክፍለ ከተማ ንፋስ ስልክ ላፍቶ ንሰራዊት ምክልኻልን ሲቪል ሰራሕተኛታትን ሓበራዊ መንበሪ ኣባይቲ ንምህናፅ እምነ ኩርናዕ ተነቢሩ። እቲ እምነ ኩርናዕ÷ ሚኒስትር ምክልኻል ኣብረሃም በላይ (ዶ/ር)ን ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ሓይሊታት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከቡ ተመዛበልቲ ዝውዕል 126 ሺሕ ኩንታል ሓገዝ ምግቢ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ኣመራርሓ ሓደጋ ስግኣት ፌዴራል ንተመዛበልቲ ወገናት ዝውዕል 126 ሺሕ ኩንታል ምግቢ ከምዝገበረ ኮምሽን ሓደጋ ስግኣት ቅድመ ድልዉነትን መጠንቀቕታን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ ሓገዝ ምግቢ÷ ስርናይ፣ ሕሩጭ ስርናይ፣ ፋፋን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ፓኪስታን ብኣጥፊእኻ ምጥፋእ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ህይወት ልዕሊ 50 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ፓኪስታን ብኣጥፊእኻ ምጥፋእ ብዝተፈፀመ መጥቃዕቲ ቦምቢ ልዕሊ 50 ሰባት ህይወቶም ከምዝሓለፈ ተገሊፁ። እቲ መጥቃዕቲ ኣብ ደቡብ ምዕራብ ፓኪስታን ከተማ ባሎቺስታን ማስቱንግ ኣብ ዝርከብ ጥቓ ሓደ መስጅድ ዝተፈፀመ ከምዝኾነ ቢቢሲ ፀብፂቡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህንፀት ማእኸል ልህቀት ቴክኖሎጂ ንምውጋን ዘኽእል ስምምዕነት ተፈሪሙ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያን ኮርፖሬሽን ሲቪል ኢንጂነሪንግ ቻይናን ህንፀት ማእኸል ልህቀት ቴክኖሎጂ ንምውጋን ዘኽእል ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሞም፡፡ እቲ ማእኸል ኣብ ኮተቤ ኣብ ዝርከብ ቀፅሪ እቲ ትካል ዝህነፅ እንትኸውን÷ ንህንፀት እቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወርቅነህ ገበየሁ(ዶ/ር ) ቤት ፅሕፈት ኣመዓራራዪ ዶብ ተሳጋሪ ልምዓት ሞያሌ መሪቖም ከፊቶም Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ዋና ፀሓፊ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ(ኢጋድ) ወርቅነህ ገበየሁ(ዶ/ር ) ቤት ፅሕፈት ኣመዓራራዪ ዶብ ተሳጋሪ ልምዓት ሞያሌ መሪቖም ከፊቶም። ወርቅነህ(ዶ/ር) እቲ ቤት ፅሕፈት መሪቖም ዝትኸፈቱ÷ ምስ ርእሰ ምምሕዳር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ልምዓት ዝርከቡ ፕሮጀክታት ንምግምጋም ናብ ጅማ ኣቲዮሞ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 18 መስከረም ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ልምዓት ዝርከቡ ፕሮጀክታት ንምግምጋም ናብ ጅማ ኣቲዮም። ምስቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ቀዳማዊት እመቤት ዝናሽ ታያቸውን ኣመራርሓታት ፌዴራልን ክልል ሓቢርምዎም ከምዝኣተዉ ካብ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ልምዓት ፍሪካ ንዘፈር ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዝወሃብ ሓገዝ ዝጠመተ ልዝብ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) ባንኪ ልምዓት ፍሪካ ንዘፈር ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣብ ዝወሃብ ሓገዝ ዝጠመተ ልዝብ ተኻይዱ። ኣማኸርቲ ቦርድ ባንኪ ልምዓት ፍሪካ ኣብ ዘፈር ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ዘሎ ልምዲ ንምቕሳምን ቀፃሊ ዝኾነ ሓገዝ ንምግባርን ዝዓለመ ዘተ ኢዩ ተኻይዱ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሲቪል ኣቪየሽን ኣብዚ ቀጠና ሓገዝ ንምግባር ዘኽእላ ስምምዕነት ፈፂማ Gebremariam Weldegerima Sep 29, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ዓውዲ ሲቪል ኣቪየሽኑ ኣብዚ ቀጣና ሓገዝ ንምግባር ዘኽእላ ሓዱሽ መተግበሪ ስምምዕነት ምስ ዓለም ለኸ ትካል ሲቪል ኣቪየሽን ፈፂማ። ኢትዮጵያ ኣብ ስምምዕነት በፂሓ ዘላ÷ እቲ ትካል ብመሰረት ዘቐመጦም መምርሒታትን ደረጃን ሓገዝ…