Fana: At a Speed of Life!

ሃድያ ሆሳእና ኣብ ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንፍፃመ በፂሓ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ሃድያ ሆሳእና ኣብ ፅዋዕ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ንፍፃመ ምብፃሓ ኣረጋጊፃ፡፡ ኣብ ፀወታ ፍርቂ ፍፃመ ምስ ጋንታ ኢትዮጵያ መድን ዝተፃወተት ሃድያ ሆሳእና ብመፍለዪ ፍፁም ቅላዕ 5 ን 4 ብምስዓር ንፅዋዕ ምሕላፋ ኣረጋጊፃ። ኣብ ፀወታ ፍፃመ…

ብ3 ነጥቢ 6 ቢሊዮን ብር ዝህነፅ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ወልመል ኣብዚ በጀት ዓመት ክዛዘም ኢዩ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብ3 ነጥቢ 6 ቢሊዮን ብር ዝህነፅ ፕሮጀክት ልምዓት መስኖ ወልመል ኣብዚ በጀት ዓመት ከምዝዛዘም ሚኒስቴር መስኖን ቆላማ ከባቢን ገሊፁ። እቲ ሚኒስቴር ኣብ ክልል ኦሮሚያ ዞባ ምዕራብ ባሌ ወረዳታት ደሎመናን ሃረና ቡሉቅን ዝትግበር እቲ ፕሮጀክት÷…

ልዕሊ 400 ሺሕ ምዝገባ ንግዲን ግልጋሎት ፍቓድን ብኦንላይን ተዋሂቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰለስተ ኣዋርሕ ኣብ ዘይመልአ እዋን ልዕሊ 400 ሺሕ ምዝገባ ንግዲን ግልጋሎት ፍቓድን ብኦንላይን ከምዝተውሃበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር÷ ካብ 1 ሓምለ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ኣወሃህባ ግልጋሎት ምዝገባን ፍቓድን…

ኣብ እዋን በዓል ዳሜራ መስቀል ርችት ምትኳስ ኣይከኣልን – ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋን በዓል ዳሜራ መስቀል ርችት ምትኳስ ብፍፁም ዝተኸልከለ ምዃኑ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ኣገንዚቡ። ምስ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ፃንሒት ዝገበሩ ዳይሬክተር ርክብ ህዝቢ ፖሊስ ኣዲስ ኣበባ ምክትል ኮማንደር ማርቆስ ታደሰ÷ በዓላት ዳሜራ፣…

በዓል መውሊድ ረቡዕ 16 መስከረም ብድምቀት ከምዝኽበር ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም 14፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 1 ሺሕን 498 በዓል ልደት ነብዩ መሓመድ (መውሊድ ) ረቡዕ 16 መስከረም 2016ዓ.ም ብድምቀት ከምዝኽበር ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ገሊፁ። ላዕለዋይ ቤት ምኽሪ ጉዳያት እስልምና ኢትዮጵያ ኣብ ዓብዪ መስጊድ…

ፈረንሳይ ዲፕሎማሰኛታታን ወታደራታን ካብ ኒጀር ከምተውፅእ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኒጀር ዝተፀመ ዕልዋ መንግስቲ ስዒቡ ፈረንሳይ ዲፕሎማሰኛታታን ወታደራታን ካብ ኒጀር ከምተውፅእ ኣፍሊጣ። ፕሬዚዳንት ፈረንሳይ ኢማኑኤል ማክሮን÷ ሃገሮም ኣብ ኒጀር ዘለዉዋ ኣምባሳደራትን ብዙሓት ዲፕሎማሰኛታታትን ኣብ ዕድመ ሰዓታት ንምውፃእ…

ካብ መምርሒ እዚ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተውሃበ እዋናዊ ሓሬታ ቁፅሪ 5

16ን 17 መስከረም ዝኽበሩ በዓላት መውሊድ፣ ዳሜራን መስቀልን ኣብ ክልል ኣምሓራ ነናይ ሃይማኖቶም ስርዓት ብዝፈቕዱዎ መገዲ ንኽኽበሩ ኮማንድ ፖስት እናሰርሐ ይርከብ። ናይ ህዝቢ ኣኼባታት ብኣዋጅ ህፁፅ እዋን ከምዝተኸልከሉ ይፍለጥ። ምኽንያቱ ድማ ፅንፈኛን ዘራፊን ሓይሊታት ኣብ ልዕሊ ህዝቢ…

ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር 2016 ዓ.ም ተጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈላለያ ክልላት ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ተጀሚሩ። ኣብ ክልላት ኦሮሚያ፣ ኣምሓራ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ከምኡ እውን ኣብ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ 2016 ዓ.ም ከይዲ ምምሃር ምስትምሃር ብዕሊ ዝተጀመረ እንትኸውን÷…

በዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊ ኢትዮጵያ ባህላዊ እሴታት ጉራጌ ኣብ ዩኔስኮ ንምምዝጋብ እናተሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህላዊ እሴታት ጉራጌ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል ትምህርቲ፣ ሳይንስን ባህሊን (ዩኔስኮ) ንምምዝጋብ  በዓል መዚ ሓለዋ ሓድጊ ኢትዮጵያ ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ኣፍሊጡ፡፡ ምክትል ዳይሬክተር እቲ በዓል መዚ ኤሊያስ ሽኩር÷ ዞባ ጉራጌ…

ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣቕረብቲ መድሓኒት ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ኣቕራቢ መድሓት ኢትዮጵያ ዘሰናደኦ ሳልሳይ ዓለም ለኸ ጉባኤ ኣቕረብቲ መድሓኒት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። እቲ ጉባኤ÷ ዓለም ለኸ ኣቕረብቲን ኣፍረይቲን መድሓኒት ኣብ ውሽጢ ሃገር ንኸፍርዩ ዕድል ኢንቨስትመንት ንምፍጣር ዝሕግዝ ኢዩ…