ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሄራዊ ማሕበረሰብ ሓቆፍ ምንቅስቓስ ኣካል ጥንካረ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)3ይ ብሄራዊ ማሕበረሰብ ሓቆፍ ምንቅስቓስ ኣካል ጥንካረ ኣብ ኩለን ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ተኻይዱ። ''ናይ ሓደ ሰዓት ምንቅስቓስ ኣካል ጥንካረ ንሚሊየናት" ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ዝተኻየደ እቲ መርሃ ግብሪ÷ ሕብረተሰብ ማሕበራዊ ምትእስሳሩ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ጃፓን ብምኽንያት ዘጋጠመ ሓደጋ ኣውሮፕላን ልዕሊ 100 በረራታት ተሰሪዞም Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጃፓን ከተማ ቶኪዮ ዘጋጠመ ሓደጋ ኣውሮፕላን ስዒቡ ልዕሊ 100 በረራታት ከምዝተሰረዙ መገዲ ኣየር ጃፓን ኣፍሊጢ፡፡ ኣብ ሰሜናዊ ጃፓን ካብ ትርከብ ከተማ ሳፖሮ ናብ ከተማ ቶኪዮ እናበረረት ዝነበረት ናይ መገደኛታት ኣውሮፕላን ኣብ ቶኪዮ ሓገዝ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ተጠቃሚት በሪ ባሕሪ ምዃና ቀጥተኛ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንምስሓብ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ኣለዎ – ምሁራን Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ተጠቃሚት በሪ ባሕሪ ምዃና ቀጥተኛ ኢንቨስትመንት ወፃኢ ንምስሓብ ዕዙዝ ኣስተዋፅኦ ከምዘለዎ ምሁራን ገሊፆም። ኣብ ዩኒቨርሲቲ ሳይንስን ቴክኖሎጂን ኣዲስ ኣበባ ተመራማሪን መምህርን ቁጠባዊ ሃፍቲ ዱጋሳ ሙሉጌታ (ዶ/ር)÷ ኢትዮጵያ ምስ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ መድረኽ ምኽክር መውፃእቲ ሕጊ ኣብ ሃረር ይካየድ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ መድረኽ ምኽክር መውፃእቲ ሕጊ ኣብ ከተማ ሃረር ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎ ሓዊሱ ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገር፣ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ቴዎድሮስ ምህረት፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓድነት ብዘላቕነት ንምህናፅ ዘተኣሳስሩ ተረኻት ምህናፅ የድሊ – ኣይተ ኣደም ፋራህ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ሃገር ሓድነት ብዘላቕነት ንምህናፅ ዘተኣሳስሩ ተረኻት ምህናፅ የድሊ ክብሉ ምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ኣይተ ኣደም ፋራህ ገሊፆም። "ንብዝሃነት ምንባር” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ሃገር ለኸ መዓልቲ ሓድነት እናተኸበረ ይርከብ። ዋና ቤት…
ቢዝነስ ንበዓል ዕዳጋ ሕፅረት ፍርያት ከይህሉ ብምውዳድ እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንበዓላት ልደትን ጥምቀትን ኣድለይቲ ዝኾኑ ቀረባት ፍርያት ሕፅረት ከየጋጥም ምስ መዳርግቲ ኣካላት ብምውዳድ እነተሰርሐ ምዃኑ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ፡፡ እቶም በዓላት ኣብ ግምት ዘእተወ መበገሲ ትልሚ ተሰናዲኡ÷ ምርግጋእ ናህሪ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ላዕለዋይ በዓል መዚ ሃማስ ከምዝተቐተለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jan 3, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሳሌህ ኣል ኣሮሪ ዝተባህለ ላዕለዋይ በዓል ስልጣን ሃማስ ኣብ ቤይሩት ብዘጋጠመ ሓደጋ ምፍንጃር ከምዝተቐተለ ተገሊፁ፡፡ ኣል ኣሮሪ÷ መስራቲ ሓደ ወታደራዊ ክንፊ ሃማስን ምክትል መራሒ ፖለቲካ ቢሮ እቲ ጉጅለነ ከምዝነበረ ስካይ ኒውስ ፀብፂቡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፈ-ጉባኤ ታገሰ ጫፎን ኣፈ-ጉባኤ ኣገኘሁ ተሻገርን ኣብ ሓበራዊ መድረኽ ሃገር ለኸ መውፃእቲ ሕጊ ንምስታፍ ናብ ድሬዳዋ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ፅባሕ ኣብ ዝጅመር ሓበራዊ መድረኽ ሃገር ለኸ መውፃእቲ ሕጊ ንምስታፍ ኣፈ-ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ታገሰ ጫፎን ኣፈ-ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ኣገኘሁ ተሻገርን ናብ ከተማ ድሬዳዋ ኣቲዮም። ሃገር ለኸ መድረኽ መውፃእቲ ሕጊ ፅባሕ ኣብ ከተማ…
ቢዝነስ ባህላዊ መዝሐሊ ማይ “ኣልብሪክ” ኣብ ዓለም ለኸ ምድብ ምዝገባ ምልክት ንግዲ ምስክር ወረቐት ረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህላዊ መዝሐሊ ማይ ዝኾነ ውፅኢት ኢደ ጥበብ “ኣልብሪክ” ኣብ ዓለም ለኸ ምድብ ምልክት ንግዲ (ብራንድ) ምዝገባ ምስክር ወረቐት ምርካቡ ሓላፊት ቢሮ ባሕሊን ቱሪዝምን ክልል ቤኒሻንጉል ምስኪያ ኣብደላ ኣፍሊጠን፡፡ ነዚ ስዒቡ ድማ እተን ሓላፊት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕሪ ትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ብምፍራሙ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መልእኽቲ ሓጎስ ኣመሓላሊፉ Gebremariam Weldegerima Jan 2, 2024 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣፍ ደገ ባሕሪ ትረኽበሉ ሰነድ ስምምዕነት ብምፍራሙ ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር መልእኽቲ ሓጎስ ኣመሓላሊፉ። ኣመራርሓን ሰራሕተኛታትን ቤት ፅሕፈት ቀዳማይ ሚኒስትር እቲ ሰነድ ስምምዕነት ምፍራሙ ኣመልኪቱ ስነ-ስርዓት መግለፂ ሓጎስ…