ዓለም ለኻዊ ዜናታት ፕሬዚዳንት ሶርያ ባሻር ኣል-ኣሳድ ንስራሕ ዑደት ናብ ቻይና ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ን12 ዓመታት ኣብ ዝዘለቐ ኲናት ናይ ትርከብ ፕሬዚዳንት ሶርያ ባሻር ኣል-ኣሳድ ዑደት ስራሕ ንምግባር ኣብ ቻይና ይርከቡ። ዑደት እቶም ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ናብ ኲናት ካብ ትኣቱ ጀሚሩ ንፈለማ እዋን ከምዝኾነ ተሓቢሩ፡፡ ሶሪያ ኲናት ክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተሰናደአ መድረኽ ሓለዋ ጥዕና ሓመድ ትሳተፍ ኣላ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ቻይና ኣብ ዝተሰናደአ መድረኽ ሓለዋ ጥዕና ሓመድን ኣብ ዓውደ መፅናዕቲ ምትሕብባር ሕርሻ ቻይና ቀርኒ ኣፍሪካ ትሳተፍ ኣላ። ኣብቲ መድረኽ ጥዕና ሓመድ ብብርኪ ዓለም መተሓሳሰቢ ከምዝኾነ ዝተገለፀእንትኸውን÷ ልሙዕነት ሓመድ ንምሕላው…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምንካይ ዝተዋደደ ፃዕሪ ንኽግበር ፀዊዖም Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ደመቀ መኮንን ክሌማዊ ለውጢ ዘስዕቦ ፅዕንቶ ንምንካይ ዝተዋደደ ፃዕሪ ንኽግበር ፃውዒት ኣቕሪቦም፡፡ ኣይተ ደመቀ ኣብ ጎድና ጎኒ መበል 78 ሓፈሻዊ ጉባኤ ውድብ ሕቡራት መግስታት ክሌማዊ ለውጢን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ግልጋሎት ፕሮጀክታት ኢንዱስትሪ ምስ 2 ፋብሪካታት ሽኮር ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ግልጋሎት ፕሮጀክታት ኢንዱስትሪ ምስ 2 ፋብሪካታት ሽኮር ስምምዕነት ውዕሊ ተፈራሪሙ። ግልጋሎት ፕሮጀክታት ኢንዱስትሪ ንፋብሪካታት ሽኮር ትመና ንብረት ብምግባርን ሓገዝ ፋይናንስ ዝረኽቡሉን መፅናዕቲን ምርመራን ብምስራሕ ናብ ዝሐሸ መፍረያይነት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓይሊ ንምርካብ እናተፀበዩ ንዝርከቡ 375 ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓይሊ ንምቕራብ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Sep 21, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብፀገም ቀረብ እታወት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ንምርካብ እናተፀበዩ ንዝርከቡ 375 ኣፍረይቲ ኢንዱስትሪታት ሓይሊ ንምቕራብ እናተሰርሐ ምዃኑ ግልጋሎት ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብቲ ግልጋሎት ሓላፊ ምትሕብባር ቀረብ ሓይሊ ኣይተ ነብዩ በየነ÷ ኣብ…
ጥዕና ተቓላዕነት ሕማም ካንሰር ዘጋድዱ ምኽንያታት Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካንሰር ዝተዛብዑ ህዋሳት ብቕልጡፍ እንትከፋፈሉን ናብ ካልኦት ክፍሊ ሰውነት ዝስፋሕፋሕ ዓይነት ሕማም ኢዩ፡፡ እዞም ብቕልጡፍ ዝዓብዩ ሴላት ድማ ሕበጥ ከስዕብን ስሩዕ ተግባር ሰውነት ከዛብዑ ዝኽእሉ ኢዮም፡፡ ከም ሓበሬታ ውድብ ጥዕና ዓለም፥…
ቢዝነስ ንኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት 132 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር በጀት ሓገዝ ግልጋሎት ተሰሊዑ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ተካእቲን ሸርፊ ወፃኢ ኣብ ዘምፅኡን ፍርያታት ዝዋፈሩ ሓደሽቲ ኢንተርፕራይዛት ንምፍጣር ብዕቱብ እናተሰርሐ ምዃኑ ኢንተርፕራይዝ ልምዓት ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ኣብ ኣናእሽቲን ማእኸለዎትን ኢንተርፕራይዛት ዝረኣዩ ማሕለኻታት ብምጥማት ምስ መዳርግቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ናይ በረራ ኣድማሱ ንምስፋሕ ዘኽእሎ ምኽክር ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ናይ በረራ ኣድማሱ ንምስፋሕ ዘኽእሎ ምኽክር ተኻይዱ። እቲ ምኽክሩ፥ ብሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ምስጋኑ ኣርጋ ዝምራሕ ጉጅለ ልኡኽ ምስ ዋና ተደራዳሪ መገዲ ኣየር ካናዳ ሸንድራ ሜሊያን ተደራዳሪ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ሊቢያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ 70 ሚኢታዊ መሰረተ ልምዓት ምብራቓዊ ክፍሊ እታ ሃገር ከምዘዕነወ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ምብራቓዊ ሊቢያ ብዘጋጠመ ሓደጋ ውሕጅ 70 ሚኢታዊ መሰረተ ልምዓትን ትካላትን እቲ ከባቢ ከምዘዕነወ ሚኒስቴር ትራንስፖርት እታ ሃገር ገሊፁ። ብምኽንያት ዘጋጠመ ሓያል ሓደጋ ውሕጅ ንደርና ምስ ሱሳ፣ ኣልቁባና ምስ ካልኦት…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣሜሪካን ኢራንን እሱራት ተለዋዊጠን Gebremariam Weldegerima Sep 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 8 መስከረም፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣሜሪካን ኢራንን ልውውጥ እሱራት ከምዝገበራ ተገሊፁ። ክልቲአን ሃገራት ሓሙሽተ እሱራት ዝተለዋወጣ እንትኾና÷ ኣሜሪካ ዝተኸልከለ 6 ቢሊየን ዶላር ኢራን ምልቃቓ እውን ተሓቢሩ። እቲ ልውውጥ እሱራት ኣብ ሞንጎ ዋሺንግተንን ቴህራን ንኣዋርሕ…