ኣፍሪካውያን ኣብ መድረኽ ዓለም ናይ ሓባር ድምፆም ንኽስማዕ ብምውዳድ ክሰርሑ ይግባእ ተባሂሉ
ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ታሕሳስ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣፍሪካውያን ኣብ መድረኽ ዓለም ናይ ሓባር ድምፆም ንኽስማዕ ብምውዳድ ክሰርሑ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ ሚኒስትራት ፋይናንስ ኣፍሪካ ተዋዲዶም ከምዝግባእ ተገሊፁ።
ሚኒስትር ገንዘብ ኣሕመድ ሺዴ ምስ ዋና ፀሓፊ ኮሚሽን ኢኮኖሚ ኣፍሪካ (ኢሲኤ)ክላቨር…