Fana: At a Speed of Life!

ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ናይ ጋንታ ፋሲል ከነማ ኣሰልጣኒ ብምዃን ተሾይሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ኣሰልጣኒ ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ውበቱ ኣባተ ናይ ጋንታ ፋሲል ከነማ ኣሰልጣኒ ብምዃን ተሾይሙ። ጋንታ ፋሲል ከነማ ካብ ዝተዛዘመ ውድድር ዓመት ንደሓር ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ንምሻም ኣብ ምድላው ከምዝርከብን ምስ ኣሰልጣኒ ውበቱ ኣባተ ድርድር…

ልዕሊ 20 ሺሕን 411 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ ናብ ውሽጢ ሃገር ተጓዓዒዙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትማሊ ዕለት ልዕሊ 20 ሺሕን 411 ሜትሪክ ቶን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝተጓዓዓዘ ተገሊፁ፡፡ እቲ መዳበሪያ ብ439 ተሽከርከርቲን ብባቡርን ናብ ውሽጢ ሃገር ከምዝተጓዓዘ ተሓቢሩ፡፡ ትራንስፖርትን ሎጅስቲክስን ባሕሪ…

ቻይናን ኬንያን ኣብ ”ቤልት ኤንድ ሮድ” ዘለወን ምትሕብባ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይናን ኬንያን ኣብ ”ቤልት ኤንድ ሮድ” ዘለወን ምትሕብባ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ተስማዕሚዐን። ዳይሬክተር ኮሚሽን ጉዳያት ወፃኢ ቻይና ዋንግ ዪ ምስ ፕሬዚዳንት ኬንያ ዊሊያም ሩቶ ኣብ ናይሮቢ ብምርኻብ÷ ክልቲአን ሃገራ ኣብ ቤልት ኤንድ ሮድ ዘለወን…

ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብኣዊ ሓገዝ ዝውዕል 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ ንዝተፈላለዩ ክፋላት ሕብረተሰብ ዝውዕል ተወሳኺ 1 ነጥቢ 5 ሚሊየን ዶላር ሓገዝ ገይራ። እቲ ሓገዝ ብወገን ፕሮግራም ምግቢ ዓለም፣ ብዓለም ለኸ ማሕበር ቀይሕ መስቀል፣ ኣብ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ትካል መድሕን ህፃናት…

ኣብ ኣዲስ ኣበባ ብተሳትፎ ሕብረተሰብ ልዕሊ 1 ሺሕ ፕሮጀክታት ከምዝተሰርሑ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብተሳትፎ ሕብረተሰብ ልዕሊ 1 ነጥቢ 4 ቢሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ልዕሊ 1 ሺሕ ፕሮጀክታት ከምዝተሰርሑ ከንቲባ እቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ካውንስል ተሳትፎ ሕብረተሰብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ መዛዘሚ ጉባኤ…

ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ፍልፍል ኩርዓት ሃገር ኢዩ – ቀ/ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሻምበል ኣበበ ቢቂላ ፍልፍል ኩርዓት ሃገር ኢዩ ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ጎዳና ርእሰ ከተማ ጣሊያን ዝኾነት ከተማ ሮም ንኣትሌት ኣበበ ቢቂላ መዘከርታ ኣንቢሮም። ነዚ ስዒቡ እቶም…

ኣብ ዳይመንድ ሊግ ለንደን ጉዳፍ ፀጋይ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ለንደን ዝተኻየደ ውድድር ጉያ ዳይምንድ ሊግ 5 ሺሕ ሜትሮ ኣትሌት ጉዳፍ ፀጋይ ተዓዊታ፡፡ ጉዳፍ ፀጋይ እቲ ርሕቐት ንምዝዛም 14 ደቒቕ 12 ሰከንድ ዝወሰደላ እንትኸውን÷ ንተናሓናሕታ ኣትሌት ሲፈን ሓሰንን ብያትሪስ ቺቤትን ብምቕዳም ኢያ ብዓወት…

ተፈተንቲ 12 ክፍሊ ተፈተንቲ ናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ይኣትዉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ መልቒ ፈተና 12 ክፍሊ ዝወስዱ ተፈተንቲ ማሕራዊ ሳይንስ ናብ ዝተመደቡሉ ዩኒቨርሲቲ ምእታው ጀሚሮም፡፡ ብመሰረት እዚ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ካብ ልዕሊ 11 ክፍለ ከተማታት ዝተውፃእፅኡ ተፈተንቲ ማሕበራዊ ሳይንስ ተምሃሮ ናብ…

ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ኣብ ሮም እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኮንፈረንስ ልምዓትን ፍልሰትን ይሳተፉ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ኣብ ሮም እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ዓለም ለኸ ኮንፈረንስ ልምዓትን ፍልሰትን ይሳተፉ ኣለዉ። ኢትዮጵያ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ምስ ዘለዋ ስትራቴጂካዊ ዓቕሚ÷ ፍልፍል ስደትን መሰጋገሪን መባፅሒትን ከመዝኾነትን…

ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ግሎባል ግሪን ግሮውዝ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ፕላንን ልምዓትን ፍፁም ኣሰፋ (ዶ/ር) ምስ ተወካሊ ግሎባል ግሪን ግሮውዝ ኣብ ኢትዮጵያ ዳንኤል ኦግቦንያ ተዛቲየን። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያ ፅዕንቶ ለውጢ ንብረት ኣየር ንምፅዋር ዝወሰደቶም ፖለቲካዊ ቆራፅነትን መርሃ ግብሪ ሓምለዋይ…