ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስግግር ፍትሒ ኣመልኪቱ ንተወከልቲ ሕብረት ኣውሮፓ ገለፃ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስግግር ፍትሒ ኣመልኪቱ ንተወከልቲ ሕብረት ኣውሮፓን ኣባል ሃገራትን ብሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣቢሉ ገለፃ ተገይሩ። እቲ መብርሂ ዝሃቡ÷ ሚኒስትር ፍትሒ ጌዲዮን ጢሞቴዎስ (ዶ/ር)ን ኣማኻሪ ፖለቲካ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቻይና ብናይ ባዕላ መገዲ ብኽለት ከባቢ ንምንካይ ክትሰርሕ ኢያ – ሺ ጂንፒንግ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቻይና ብናይ ባዕላ መገዲ ብኽለት ከባቢ ንምንካይ ከምትሰርሕ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ሺ ጂንፒንግ ገሊፆም። ፕሬዚዳንት ሺ ጂንፒንግ እዚ ዝበሉ÷ ለውጢ ከባቢ ኣየር ንምፅዋር ቅልጡፍ ስጉምቲ ክውሰድ ኣብቲ ጉዳይ ልኡኽ ኣሜሪካ ዝኾኑ ጆን ኬሪ መተሓሳሰቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ውሳነ ኣሕሊፉ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 22 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣሕሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ዘሕለፎም ውሳነታት ከምዚ ዝስዕብ ቀሪቡ ኣሉ፡- እቲ ቤት ምኽሪ መጀመርታ ዝተዛተየ ኣብ ረቂቕ ደምቢ ምደባን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ስራሕቲ ሓምለዋይ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ተቐባልነት እናረኸበ ከምዝመፅአ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ስራሕቲ ሓምለዋይ ዲፕሎማሲ ኢትዮጵያ ዓለም ለኸ ተቐባልነት እናረኸበ ከምዝመፅአ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ገሊፁ። ኢትዮጵያ ካብ ጎንፂ ናብ ሰላም ዝኸደትሉ መገዲ ትኹረት ሃገራት እናሰሓበን ስራሕቲ ህንፀት ምስሊ ክብ ከምዘበሎን ተሓቢሩ፡፡ ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ነበር ተዋጋእቲ ዕጥቂ ክፈትሑ ኣብ ምግባር ከይዲ መራኸብቲ ሓፋሽ ሃናፂ ግደ ክፃወቱ ይግባእ – ኣምባሳደር ተሾመ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተዋጋእቲ ዕጥቂ ክፈትሑ ንምግባርን መሊስካ ንምጥያሽን ኣብ ዝግበር ፃዕሪ መራኸብቲ ሓፋሽ ሃናፂ ግደ ክፃወቱ ከምዝግባእ ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ፃውዒት ኣቐውሪቦም። ነበር ተዋጋእቲ ዕጥቂ ክፈትሑ ኣብ ምግባር፣…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዩኒቨርሰቲ ድሬዳዋ 1 ሺሕን 211 ተምሃሮ ኣመሪቑ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዩኒቨርሰቲ ድሬዳዋ 1 ሺሕን 211 ተምሃሮ ኣመሪቑ። ካብ ሞንጎ ዝተመረቑ ተምሃሮ÷ 382 ደቂ ኣንስትዮ ከምዝኾና ተገሊፁ። ተመረቕቲ ተምሃሮ 248 ብድህረ ምረቐ ከምኡ እውን 963 ድማ ብቅድመ ምረቐ ትምህርጾም እናተኸታተሉ ዝፀንሑ ኢዮም…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 118 ኢትዮጵያውያን ስደታት ናብ ሃገሮም ተመሊሶም Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)118 ኢትዮጵያውያን ስደታት ካብ ጅቡቲ ናብ ሃገሮም ከምዝተመለሱ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ጅቡቲ ኣፍሊጡ። ናብ ሃገገሮም ካብ ሞንጎ ዝተመለሱ እቶም 38ቱ ናብ የመን ንምእታው ኣብ ዝገብሩዎ ፃዕሪ ኣብ ኢድ ዘይሕጋዊ ደለልቲ ወዲቖም ከምዝነበሩ ተሓቢሩ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ሓላፊ ዓለም ትካል ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ፕሮግራማት ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ኣምባሳደር ተሾመ ቶጋ ምስ ሓላፊ ዓለም ትካል ትካል ፍልሰተኛታት ኣብ ፕሮግራማት ኢትዮጵያ ኢምራህ ጉለር ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶን ዓለም ለኸ ትካል ፍልሰተኛታትን ብሓባር ክሰርሑ ኣብ…
ቢዝነስ ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝተለኣኸ ቡን 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ልዕሊ 240 ሺሕ 369 ቶን ቡን ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ብምልኣኽ ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንንነ ሻሂን ኣፍሊጡ። ኣብቲ በጀት ዓመት ልዕሊ 360 ሺሕ ቶን ቡን ናብ ወፃኢ ብምልኣኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Jul 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር፣ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 6ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 14 ሓምለ 2015 ዓ.ም ከመርዝካየድ ተገሊፁ። ኣፈጉ ባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ፋንቱ…