ስፓርት ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ትሕቲ 18ን 20 ዓመት ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima May 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 13 ሻምፒዮና ትሕቲ 20 ዓመትን 4ይ ሻምፒዮና ትሕቲ 18 ዓመትን ኣትሌቲክስ ኢትዮጵያ ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይካየድ ኣሎ፡ ኣብቲ ውድድር ካብ ሰሸሞንተ ክልላት፣ ምምሕዳር ከተማታት ኣዲስ ኣበባን ድሬዳዋን ከምኡ እውን ካብ ጋንታታትን ትካላትን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ተመራፂት ዕዳጋ ኢንሹራንስ ንምዃን ትሰርሕ ኣላ – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን Gebremariam Weldegerima May 26, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 18 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያ ኣብ ኣፍሪካ ተመራፂት ዕዳጋ ኢንሹራንስ ንምዃን ትሰርሕ ኣላ ክብሉ ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ገሊፆም፡፡ መበል 51 ዓመታዊ ኮንፈረንስን ሓፈሻዊ ኣኼባን ትካል ኢንሹራንስ ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ…
ቢዝነስ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ወነንቲ መንበሪ ገዛ ንምግባር ዝዓለመ ስምምዕነት ተኸቲሙ Gebremariam Weldegerima May 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝርከቡ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ወነንቲ መንበሪ ገዛ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ውዕሊ ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነ ቢሮ ልምዓት ኣባይቲን ምምሕዳርን ከተማ ኣዲስ ኣበባን ባንኪ ንግዲ ኢትዮጵያን ኢዩ ተፈሪሙ፡፡ ብመሰረት እዚ…
ስፓርት ሞሓመድ ሳላህ ኮኸብ ተፃዋታይ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ እዚ ዓመት ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima May 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ምጥቃዕ ጋንታ ሊቨርፑል ግብፃዊ ሞሓመድ ሳላህ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብሉፅ ተፃዋታይ ዘበነ ውድድር 2024/25 ብምዃን ተመሪፁ፡፡ ሳላህ ኣብዚ ውድድር ዓመት ንሊቨርፑል ኣብ ዝገበሮም 37 ፀወታታት፤ 28 ሸቶታት ኣመዝጊቡ 18…
ስፓርት ግራቨንበርግ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብሉፅ መንእሰይ ተፃዋታይ እዚ ዓመት ኮይኑ Gebremariam Weldegerima May 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ተፃዋታይ ክፍሊ ማእኸል ጋንታ ሊቨርፑል ግራቨንበርግ ኣብ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ብሉፅ መንእሰይ ተፃዋታይ ዘበነ ውድድር 2024/25 ብምዃን ተመሪፁ፡፡ ወዲ 23 ዓመት ተፃዋታይ ግራቨንበርግ ካብ እንግሊዛዊ ትሬንት ኣሌክሳንደር ኣርኖልድ ቀፂሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣፍሪካ ርእሳ ንምኽኣል ዝሓዘቶም ሸቶታት ንኽዕወቱ ኣህጉራዊ ምትሕብባር ምጥንኻር Gebremariam Weldegerima May 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣፍሪካ ብኹሉ መዳይ ርእሳ ንምኽኣል ዝሓዘቶም ሸቶታት ንኽዕወቱ ኣህጉራዊ ምትሕብባር ብዝበለፀ ተጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ ሚኒስትር ዴኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ሃደራ ኣበራ ገሊፆም። ነበር ትካል ሓድነት ኣፍሪካ ናይ ሕዚ ሕብረት ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምፍርራም ስምምዕነት ኢትዮጵያን ብራዚልን Gebremariam Weldegerima May 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኢትዮጵያን ብራዚልን ኣብ ዓውዲ ሕርሻ ብሓባር ንምስራሕ ክልተኣዊ ስምምዕነት ከምዝተፈራረማ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ብራዚል ልኡልሰገድ ታደሰ ገሊፀን፡፡ ኢትዮጵያ ተሞክሮኣ ዘካፈለትሉ ካልኣይ ጉባኤ ውሕስና ምግቢ፣ ጥሜት ምክልኻልን ልምዓት ገፀርን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንክልል ትግራይ ናብ ጎንፂ ንምእታው ዝፅዕሩ ሒደት ነበር ኣመራርሓን ኣባላትን ህወሓት ህዝቢ የኣኽለኩም ክብሎም ይግባእ – ኣይተ ጌታቸው ረዳ Gebremariam Weldegerima May 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንክልል ትግራይ ዳግም ናብ ጎንፂ ንምእታው ዝፅዕሩ ሒደት ነበር ኣመራርሓን ኣባላትን ህወሓት ህዝቢ ብሓባር የኣኽለኩም ክብሎም ከምዝግባእ ሚኒስትር ኣማኻሪ ጉዳያት ምብራቕ ኣፍሪካ ቀዳማይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ገሊፆም። ኣይተ ጌታቸው ረዳን ሚኒስትር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ምስ መሰል ትካላት ክንሰርሕ ኢና – ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን Gebremariam Weldegerima May 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ዲጂታል ኢትዮጵያ ጋህዲ ንምግባር ብፈጠራን ቴክኖሎጂን ዝተሓገዘ ስራሕ ንምትግባር ዝጀመረት ኢትዮጵያ ምስ መሰል ትካላት ናይ ምስራሕ መምርሒ ከምትኽተል ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ገሊፆም፡፡ እቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ልኡኾምን ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2017 ልዕሊ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ተሰናዲኡ Gebremariam Weldegerima May 24, 2025 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ንመርሃ ግብሪ ሓምለዋይ ኣሰር 2017 ልዕሊ 7 ነጥቢ 5 ቢሊየን ፈልሲ ከምዝተሰናደአ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ሓምለዋይ ኣሰር ዝተጎድአ መሬት ዳግም ንኽግርብ፣ ጠሊ መሬት ንኽውስኽ፣ መጠን ማያዊ ኣካላት ንኽውስኽ ከምዝገበረ ኣብቲ ሚኒስቴር መሪሕ…