Fana: At a Speed of Life!

ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ካብ ዝተለኣኸ ቡን 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ልዕሊ 240 ሺሕ 369 ቶን ቡን ናብ ወፃኢ ዕዳጋ ብምልኣኽ ልዕሊ 1 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣሜሪካ ኣታዊ ከምዝተረኸበ በዓል መዚ ቡንንነ ሻሂን ኣፍሊጡ። ኣብቲ በጀት ዓመት ልዕሊ 360 ሺሕ ቶን ቡን ናብ ወፃኢ ብምልኣኽ…

ክልል ኣምሓራ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ብሄራዊ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር፣ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ 6ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ። ጉባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ካብ ሎሚ ጀሚሩ ክሳብ 14 ሓምለ 2015 ዓ.ም ከመርዝካየድ ተገሊፁ። ኣፈጉ ባኤ እቲ ቤት ምኽሪ ወይዘሮ ፋንቱ…

ግልጋሎት ትልሚ ስድራ ተበፃሒ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት 36 ሚሊየን ዶላር ተፈሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኢትዮጵያ ግልጋሎት ትልሚ ስድራ ተበፃሒ ንምግባር ዘኽእል ስምምዕነት ተወሳኺ በጀት 36 ሚሊየን ዶላር ኣብ ሞንጎ መንግስቲን መሓዙት ኣካላትን ተፈሪሙ። እቲ ስምምዕነት÷ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰን ሚኒስትር ዴኤታ ገንዘብ ኢዮብ ተካልኝ…

ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንዓቕመ ደካማታት 133 ቁልፊ መንበሪ ኣረኪበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ኣብ ክፍለ ከተማ ኣብ ኣፀጋሚ ኩነታ ሰብ ውዕለታ ሃገር፣ ንዓቕመ ደካማታትን ጉዱኣት ኣካልን ነበርቲ 133 ቁልፊ መንበሪ ኣረኪበን። እተን ከንቲባ ኣብቲ መርሃ ግብሪ ርኽክብ ከምዝሓበረኦ÷ እቶም…

ማንቼስተር ዩናይትድን ኢንተር ሚላንን ኣብ ጉዳይ ዝውውር ኦናና ኣብ ስምምዕ በፂሐን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ኩዕሾ እግሪ እንግሊዝ ማንቼስተር ዩናይትድን ካሜሩናዊ ሓላዊ ልዳት ኣንድሬ ኦናና ንምፍራም ኣብ ስምምዕ በፂሓ። እታ ጋንታ÷ 47 ነጥቢ 2 ሚሊየን ፓውንድ ናይ ዝውውር ገንዘብ ንምኽፋል ኢያ ምስ ጣሊያናዊት ጋንታ ኢንተር ሚላን ኣብ ስምምዕነት…

ምትሕብባር ክሌማዊ ለውጢ ኣሜሪካን ቻይናን ክሕደስ ዝኽእለሉ ዕድል ኣሎ ተባሂሉ

አዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምትሕብባር ክሌማዊ ለውጢ ኣሜሪካን ቻይናን ክሕደስ ዝኽእለሉ ዕድል ከምዘሎ ልኡኽ ክሌማዊ ለውጢ ኣሜሪካ ጆን ኬሪ ኣፍሊጦም። ፅዕንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምንካይ ኣሜሪካ ምስ ቻይና ዘለዋ ምትሕብባር ብምኽላስ እቲ ርክብ ዝሕደሰሉ ዕድል ከምዝህሉ ዝሓበሩ ጆን…

ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ዓለም ለኸ ትካል ስራሕ ብሓባር ንምስራሕ ተፈራሪሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ስራሕን ክእለትን ምስ ዓለም ለኸ ትካል ስራሕ ኣብ መምርሒ ምቹው ዕድል ስራሕ ምፍጣርን ተተሓሓዝቲ ጉዳያትን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእሎም ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ሚኒስትር ስራሕን ክእለትን ሙፈሪሃት ካሚል ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፀን፥ እቲ…

ኢትዮ ቴሌኮም 75 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ምርካቢ ኣፍሊጡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮ ቴሌኮም 203 ግልጋሎታት ብምቕራብ 75 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ኣታዊ ምርካቢ ኣፍሊጡ። ዋና ፈፃሚት ስራሕ ኢትዮ ቴሌኮም ፍሬህይወት ታምሩ÷ ኣፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ኢትዮ ቴሌኮም ኣመልኪተን መብርሂ ሂበን፡፡ ኣብ መብርሂአን…

ኣብ ሞንጎ ሃገራት ዘሎ ክፍተት ተበፃሕነት መርበብ ሓሬታ ምምላእ ቀዳማይ ዛዕባ ክኸውን ይግባእ ተባሂሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ዝማዕበላን ኣብ ምምዕባል ዝርከባን ሃገራት ዘሎ ክፍተት ተበፃሕነት መርበብ ሓሬታ ምምላእ ቀዳማይ ዛዕባ ክኸውን ከምዝግባእ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ፡፡ ላዕለዎት መራሕቲ ዓለም ለኸ ጉባኤ ምሕደራ መርበብ ሓበሬታ÷ እቲ ጉባኤ…

ባህሊ ምክንኻን ተፈጥሮ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ካልኦት ከባቢታት እውን ክልመድ ኣለዎ – ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባህሊ ምክንኻን ተፈጥሮ ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ካልኦት ከባቢታት እውን ክልመድ ኣለዎ ክብሉ ሚኒስትር ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ኣለሙ ስሜ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር÷ ትማሊ ኣብ ዞባ ካፋ ወረዳ ጊምቦ ብምርካብ ኣብ ሓንቲ…