ትካላት ንጉዱኣት ኣካል ምቹው ኩነታት ናይ ምፍጣር ማሕበራዊ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ፃውዒት ቀሪቡ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካላት ንጉዱኣት ኣካል ምቹው ኩነታት ናይ ምፍጣር ማሕበራዊ ሓላፍነቶም ክዋፅኡ ከምዝግባእ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ፃውዒት ኣቕሪቡ።
‘ጉዱኣት ኣካል ኩለመዳይ ተረባሕነትን ዘላቒ ሸቶታት ልምዓት ንምዕዋት ትርጉም ዘለዎ ምትሕባር!’…