Fana: At a Speed of Life!

35 ሺሕ 870 ወገናት ካብ ጎደና ብምልዓል ስራሕቲ ምጥያሽ ከምዝተወገነ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 35 ሺሕ 870 ወገናት ካብ ጎደና ብምልዓል ስራሕቲ ምጥያሽ ከምዝተወገነ ሚኒስቴር ደቂ ኣንስትዮን ማሕበራዊ ጉዳይን ገሊፁ። ወፃኢኡ ብመንግስቲ ከምዝተሸፈነ እውን ኣብቲ ሚኒስቴር መራሒ ጉጅለ ርክብ ህዝቢን ኮሙዩኒኬሽንን…

ህንዲ ንጎንፂ ዩክሬን ግጭት ኩለመዳይ መፍትሒ ክወሃብ ሓቲታ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ህንዲ ንጎንፂ ዩክሬን ግጭት ኩለመዳይ መፍትሒ ክወሃብ ሓቲታ። ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝተኻደ ኣኼባ፥ ኒው ዴልሂ ኣድላይነት ዘተን ዲፕሎማሲን ኣልዒላ። ስዑድ ዓረብ ኣብ መወዳእታ እዚ ሰሙን ኣብ ጉዳይ ዩክሬን ጠሚታ ኣብ ዘሰናደአቶ ዘተ ሰላም ዝተረኸቡ…

ፅዕንቶ ናብራ ዘቃልሉ ፕሮጀክታት ብፍሉይ ጠመተ ምስራሕ ክቕፅል ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንዘበናት ናይ ነበርቲ ሕቶ ዝኾኑ ፀገማት ሰናይ ምምሕዳርን ፅዕንቶ ናብራን ዘቃልል ፕሮጀክታት ፍሉይ ጠመተ ሂብና ክንሰርሕ ኢና ክብላ ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ተዛሪበን፡፡ እቲ ምምሕዳር ከተማ÷ “ማሕለኻታት ዘየሰኮንዎ ለውጢ”…

ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ካብ ዝተፈላለያ ክልላት ዝተውሃበ መግለፂ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ እዋናዊ ኩነታት ጠሚቱ ካብ ዝተፈላለያ ክልላት መግለፂ ተዋሂቡ። ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ኦሮሚያ፣ ብሄር ብሄረ ሰባትን ህዝብታትን ደቡብ፣ ቤኒሻንጉል ጉሙዝ፣ ሶማሌን ሃረሪን ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ፥ ኢትዮጵያ ንዘበናት ካብ ውሽጥን ደገን ንዘጋጠምዋ…

ሰላም እስተንፋስ ንዘለዎ ኩሉ ፍጡር መረጋገፂ ህልውንኡ ኢዩ – ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰላም እስተንፋስ ንዘለዎ ኩሉ ፍጡር መረጋገፂ ህልውንኡ ከምዝኾነ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣብ እዋናዊ ሃገራዊ ኩነታት ኣመልኪቱ መግለፂ ኣውፂኡ። ኣብ መግለፂኡ ድማ÷ “ሰላም ንኣፍሪካና፣ ሰላም…

ኣብ ክልል ኣምሓራ እናተካየደ ዝርከብ ምኽባር ሕጊ ኣብ ሓፂር እዋን ብምዝዛም እቲ ክልል ናብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ንምምላስ ዘኽእሉ ስራሕቲ ይውገኑ ኣለዉ

ኣብ ክልል ኣምሓራ እናተካየደ ዝርከብ ተግባር ምኽባር ሕጊ ኣብ ሓፂር እዋን ብምዝዛም እቲ ክልል ናብ ሰላማዊ ምንቅስቓስ ንምምላስ ዘኽእሉ ስራሕቲ እናተወገኑ ምዃኖም እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፍሊጡ፡፡ ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘጋጠመ ፀገም ፀጥታ ብስሩዕ ስርዓት ምኽባር ሕጊ ንምቁፅፃር…

ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ብኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ልዕሊ 122 ሺሕ ዕድል ስራሕ ተፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብማእኸለዎትን ኣንእሽቲን ኣፍረይቲ ኢንተርፕራይዛት ን122 ሺሕን 380 ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝተፈጠረ ልምዓት ኢንተርፕራይዝ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ፈፃሚት ስራሕ ጉስትራቴጂክ ዳያት እቲ ትካል መጅዲያ ሓቢብ ንፋና…

ተመለስቲ ሰላም ዝረኸቡዎ ሓገዝ ተጠቒሞም ንባዕሎምን ሃገሮምን ክልውጡ ኣለዎም – ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን

ኣዲስ ኣበባ፣ ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ተመለስቲ ሰላም ዝረኸቡዎ ሓገዝ ተጠቒሞም ንባዕሎምን ሃገሮምን ብስራሕ ንምልዋይ ክተግሁ ከምዝግባእ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ ኣይተ ኣሻድሊ ሃሰን ኣገንዚቦም። ኣብቲ ክልል ናብ ሰላማዊ ህይወት ዝተመለሱ ልዕሊ 680 ዕጡቓት ዴሞክራሲያዊ…

ሩሲያን ኢራንን ኣብ ዓውዲ ንግዲ ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ከጠናኽራ ከምዝደልያ ገሊፀፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩሲያን ኢራንን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ከጠናኽራ ከምዝደልያ ገሊፀፀን። ሚኒስትር ልምዓት ኢኮኖሚ ሩሲያ ዲሚትሪ ቮላቫች ሩሲያን ኢራንን ኣብ ዓውዲ ንግዲን ኢንቨስትመንትን ዘለወን ምትሕብባር ብዝበለፀ ምዕባይ ኣብ…

ኮሌጃት ንነበር ተዋጋእቲ ኣብ ስራሕቲ ዳግመ ህንፀት ክዋፈሩ ኣብ ምግባር ዕዙዝ ግደኦም ክዋፅኡ ይግባእ – ጀ/ል ታደሰ ወረደ

ኣዲስ ኣበባ፣ 30 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ተዋጋእቲ ሞያዊ ክእለት ተላቢሶም ኣብ ስራሕቲ ዳግመ ህንፀፅ ክሳተፉ ኣብ ምግባርኮሌጃት ሞያን ቴክኒክ ስልጠናን ልዑል ብፅሒት ከምዘለወን ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌ/ጀነራል ታደሰ ወረደ ገሊፆም። ኣብቲ ክልል ዓውዲ…