ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ኣብ ክልል ኣምሓራ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ንክእወጅ ወሲኑ Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘሳለጦ መበል 23 ስሩዕ ኣኼባ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ብምዝታይ ውሳነ ኣመሓላሊፉ። እቲ ቤት ምኽሪ ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ ንምሕላው ጠሚቱ ኣብ ዝቐረበ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቁፅሪ 6 /2015 ቤት ምኽሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ ስሩዕ ጉባኤኡ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ሃረሪ 6ይ ዙር፣ 2ይ ዓመት 4ይ ስሩዕ ጉባኤኡ ሎሚ መዓልቲ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ቤት መኽሪ እናካየደ ኣብ ዝርከብ ጉባኤ÷ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ 2015 ቤት ምኽሪ ምምሕዳርን ትልሚ 2016ን ድሕሪ ምዝታይ ከፅድቕ ኢዩ ዝብል ትፅቢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ንልዕሊ ፍርቂ ሚሊየን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጠቀምቲ ዝገብሩ ፕሮጀክታት ፅሩይ መስተ ማይ ተመሪቖም Gebremariam Weldegerima Aug 4, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ንልዕሊ ፍርቂ ሚሊየን ነበርቲ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ተጠቀምቲ ዝገብሩ ፕሮጀክታት ፅሩይ መስተ ማይ መሪቐን ንግልጋሎት ክፍቲ ገይረን። እቶም ፕሮጀክታ ማይ ዕለታዊ ምፍራይን ዝርገሐን ከምኡ እውን ዓቕሚ ምውጋድ ፈሳሲ እታ ከተማ ክብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ቤህነን ብሓባር ንምስራሕ ዘኽእል ስምምዕነት ተፈራሪሞም Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝን ምንቅስቓስ ናፅነት ህዝቢ ቤኒንሻንጉል ጉሙዝ (ቤህነን)ን ብሓባር ንምስራሕ ኣብ ዘኽእሎመረ ጉዳይ ስምምዕነት ተፈራሪሞም። እቲ ስምምዕነት ዝፈረሙ÷ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ቤኒሻንጉል ጉሙዝ ኣሻድሊ ሓሰንን ኣቦ መንበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በጀት 2016 ዓ.ም ክልል ደቡብ ልዕሊ 55 ነጥቢ 8 ቢሊየን ብር ንኽኸውን ውሳነ ሓሳብ ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት 2016 ዓ.ም ክልል ደቡብ 55 ቢሊየን 836 ሚሊየን 723 ሺሕን 309 ብር ንኽኸውን ናብ ቤት ምኽሪ እቲ ክልል ውሳነ ሓሳብ ቀሪቡ። ቤት ምኽሪ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ሎሚ ኣብ ዘካየዶ መበል 54 ስሩዕ ኣኼብኡ ኣብ ረቂቐ በጀት 2016…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካን ስምምዕነት ሓገዝ 84 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ፈንድ ልምዓት ኣፍሪካን መፍረያይነት ስርናይ ንምምሕያሽ ዝውዕል ስምምዕነት ልምዓት ሓገዝ 84 ነጥቢ 3 ሚሊየን ዶላር ተፈራሪመን። እቲ ስምምዕነት÷ ብወገን መንግስቲ ኢትዮጵያ ሚነስትር ገንዘብ ኣይተ ኣህመድ ሺዴ፤ ንፈንድ ልምዓት ኣፍሪካን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ቤጂንግ ኣብ 140 ዓመታት ታሪኽ ኣጋጢሙ ዘይፈልጥ ልዑል መጠን ዘለዎ ዝናብ ወቒዑ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቻይና ቤጂንግ ካብ 29 ሓለ ክሳብ 2 ነሓሰ 2023 ዝወቕዐ ዝናብ ኣብ 140 ዓመታት ታሪኽ እታ ሃገር ኣጋጢሙ ዘይፈልጥ ልዑል መጠን ዘለዎ ዝናብ ከምዝኾነ ተገሊፁ። እታ ከተማ ኣብ ሞንጎ ቀዳምን ረቡዕን 744 ነጥቢ 8 ሚሊ ሜትር መጠን ዘለዎ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያን ቱርኪን ኣብ ዝተፈላለዩ ዓውዲታት ብምትእስሳር ተረባሕነት ኢኮኖሚአን ከረጋግፃ ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያን ቱርኪን ኣብ ዓውዲታት ንግዲ፣ ጥዕና፣ ኢንቨስትመንት፣ ባህሊን ስግግር ቴክኖሎጂን ብምትእስሳር ተረባሕነት ኢኮኖሚአን ከረጋግፃ ከምዝግባእ ተሓቢሩ። ኣብ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኣካቢ ቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያ ርክባት ወፃኢ ዲማ ነገዎ (ዶ/ር) ምስ…
ቢዝነስ መሸጢ ዋጋ ፍርያታት ነዳዲ ክሳብ ነሓሰ 30 ብዝነበሮ ከምዝቕፅል ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መሸጢ ዋጋ ችርቻሮ ኩሎም ፍርያታት ነዳዲ ክሳብ 30 ነሓሰ 2015 ዓ.ም ኣብ ወርሒ ሓምለ እናተሸጦ ብዝነበን ከምዝቕፅል ሚኒስቴር ምንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። ኣብ ዝቕፅሉ እዋናት ዕዳጋ ነዳዲ ዓለም መበገሲ ብምግባር ኣድላዪ ምምሕያሽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣብ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንዱስትሪ ዝተዋፈራ ደቂ ኣንስትዮ ኣፍረይቲ ዑደት ገይሮም Gebremariam Weldegerima Aug 2, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ባንኪ ዓለም ኣጀይ ባንጋ ኣብ ካልኣይ ኣብ ኢትዮጵያ መዓልቲ ፃንሒቶም ኣብ ኣናእሽተይን ማእኸለዎትን ኢንዱስትሪ ዝተዋፈራ ደቂ ኣንስትዮ ኣፍረይቲ ዑደት ገይሮም። ብሓገዝ መንግስቲ ኢትዮጵያን ባንኪ ዓለምን ብዝንቀሳቐስ ፕሮግራም ልምዓት…