ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣሸንዳ፤ ማርያ፤ ዓይኒዋሪ ክብሪታቱ ብዝሓለወ መልክዑ ንምኽባር ምድላው ይግበር ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኣሸንዳ፤ ማርያ፤ ዓይኒዋሪ ባህላዊን ሃይማኖታዊን ክብርታቱ ብዝሓለወ መልክዑ ንምኽባር ምድላዋት እናተወገነ ምዃኑ ቢሮ ባህልን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። እቲ በዓል÷ "በዓል ኣሸንዳ ንሰላምን ንሕውየትን "ብዝብል መሪሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ውፅኢት ፈተና 6ይ ክፍሊ 2015 ዓ.ም ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ኣዲስ ኣበባ ንፈለማ እዋን ብመሰረት ሓዱሽ ስርዓተ ትምህርቲ ዝተውሃበ ፈተና 6ይ ክፍሊ 2015 ዓ.ም ውፅኢት ዕላዊ ኮይኑ። ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዘላለም ሙላቱ (ዶ/ር) ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ዘበነ ትምህርቲ 2015…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሃገር ለኸ ፈተና ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ ምሃብ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 1, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገር ለኸ ፈተና ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ ኣብ ኩለን ናይ መንግስቲ ላዕለዎት ትካላት ትምህርቲ ምሃብ ተጀሚሩ፡፡ ሎሚ ዕለት ተፈተንቲ ተምሃሮ ተፈጥሮ ሳይንስ 12 ክፍሊ ተፈታኝ ፈተናኦም እናወሰዱ ከምዝርከቡ ሚኒስቴር ትምህርቲ ኣፍሊጡ፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምሕዝነት ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ሓበራዊ ተረባሕነት ብዘጠናኽር መልክዑ ተጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ኣይተ ደመቀ መኮንን Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፤ 24 ሓምለ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምሕዝነት ኢትዮጵያን ደቡብ ኣፍሪካን ሓበራዊ ተረባሕነት ክልቲን ሃገራት ብዘጠናኽር መልክዑ ተጠናኺሩ ከምዝቕፅል ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ገሊፆም። ራብዓይ ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚሽን ሚኒስትራት ኢትዮ-ደቡብ ኣፍሪካ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ትካላት ኣብ ምፍራይ ወርቂ፣ ቴክኖሎጂን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ)ን ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ስዑድ ዓረብ ዝርከቡ ኩባንያ ኣልነምር መታብ (መውፅኢ መዓድን)ን ኩባንያ ኣያድ ኣል ኣቶቢን ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ምፍራይ ወርቂ፣ ቴክኖሎጂን ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ)ን ክዋፈሩ ከምዝደልዩ ገሊፆም። ኣምባሳደር ፌዴሪኢ ኣን ስዑድ ዓረብ ሌንጮ ባቲ÷…
ቢዝነስ ኣብ በጀት ዓመት 2015 ካብ ተተካእቲ ፍርያታት 2 ነጥቢ 3 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ሓደ ሺሕ ዝኾኑ ኢንዱስትሪታት ናብ ስራሕ ከምዝኣተዉ ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ኣፍሊጡ። ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል÷ አአብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት ብምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ውፅኢታዊ ስራሕቲ ከምዝተወገኑ ገሊፆም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መመሓየሺ ታክስ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ኢትዮጵያ ንሓምለዋይ ልምዓት ዘለዋ ቆራፅነት ዘርኢ እዩ – ፈፃሚ ስራሕ ኩባንያ ቼሪ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያ ኣብ ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ዝገበሮ ምምሕያሽ ታክስ እታ ሃገር ንሓምለዋይ ልምዓት ዘለዋ ቆራፅነት ዘርኢ ከምዝኾነ ኣብ ቻይና ኤሌክትሪክ ተሽከርከርቲ ናይ ፍሪ ኩባንያ ቼሪ ፈፃሚ ስራሕ ዝኾኑ ጄን ቹዪ ገሊፆም፡፡ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ 3ይ ዙር ፕሮግራም መስፋሕፍሒ ትካላዊን መሰረተ ልምዓትን ከተማታት ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)859 ሚሊየን ዶላር ኣሜሪካ በጀት ተሰሊዑሉ እናተተግበረ ዝፀንሐ ሳልሳይ ዙር ፕሮግራም መስፋሕፍሒ ትካላዊን መሰረተ ልምዓትን ከተማታት ተዛዚሙ፡፡ ሚኒስትር ከተማን መሰረተ ልምዓትን ወይዘሮ ጫልቱ ሳኒ÷ ኣብ ከተማ ኣርባምንጭ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኲናት ኒውክሌር ካብ ክሌማዊ ለውጢ ዝኸፍአ ኣይኮነን – ኣንቶኒ ብሊንከን Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኲናት ኒውክሌር ካብ ክሌማዊ ለውጢ ዝኸፍአ ኣይኮነን ክብሉ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣንቶኒ ብሊንከን ገሊፆም፡፡ እቶም ሚኒስትር ትማሊ ኣብ መደብ ቴሌቪዥን 60 ደቒቕ ኣውስትራሊያ ቀሪቦም ከምዝገለፁዎ÷ ኣብ ዓለም እናተርኣ ዝመፅአ ክሌማዊ ለውጢ ዝዓበየ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 454 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Jul 31, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዝተፈለለዩ ጨንፈር ኣብያተ ፅሕፈት ጉምሩኽ ልዕሊ 454 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ኣፍሊጡ፡፡ ካብዚ ብተወሳኺ እቶም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ እናዘዋወሩ ዝተረኸቡ 11 ውልቀ ሰባትን 4 ተሽከርከርቲ ኣብ…