ብሓድነትን ብምትሕብባርን እንትንሰርሕ ውፅኢቱ ዝወቀበ ከምዝኸውን ዓወት ኣትሌታትና ንኻሊእ መምሀሪ ኢዩ – ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ
ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሓድነትን ብምትሕብባርን እንትንሰርሕ ውፅኢቱ ዝወቀበ ከምዝኸውን ዓወት ኣትሌታትና ንኻሊእ መምሀሪ ኢዩ ክብል ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ ገሊፁ።
እቲ ግልጋሎት ኮሙዩኒኬሽን ኣብ ዘውፀኦ መግለፂ ከምዝሓበሮ÷ ኣብ ሃንጋሪ ከተማ ቡዳፔስት ዝተኻየደ…