ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) እናቐረበ ምዃኑ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበሪያ) ብፅቡቕ ኩነታት እናቐረበ ከምዝርከብ ሚኒስትር ሕርሻ ግርማ ኣመንቴ (ዶ/ር) ገሊፆም። ኣብ ቀፃሊ እውን ክቐርብ ዘለዎ መዳበሪያ ኣብ ቀረባ እዋን ካብ ጅቡቲ ናብቲ ክልል ከምዝበፅሕ እቶም ሚኒስትር…
ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ፅባሕ ናብ ኣሜሪካ ክተምርሕ ኢያ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ኢትዮጵያ ምሕዝነታዊ ፀወታ ንምግባር ፅባሕ ናብ ኣሜሪካ ክተምርሕ ፌዴሬሽን ኩዕሾ እግሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ዋና ፀሓፊ እቲ ፌዴሬሽን ኣይተ ባህሩ ጥላሁንን ኣሰልጣኒ እታ ሃገራዊት ጋንታ ኢንስትራክተር ዳንኤል ገብረ ማሪያምን÷ ክልተ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዓሹራ ኣብ መስጊድ ኣልነጃሺተኸቢሩ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብኣቆፃፅራ ሄጅራ መበል 1 ሺሕን 445 በዓል ዓሹራ ካብ ሃይማኖታዊ ክብሪታቱ ብዝሕሉ መንገዲ ኣብ ጥቓ መስጊድ ኣልነጃሺ ተኸቢሩ። ኣብቲ ስነ-ስርዓት ኣከባብራ÷ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታ ዝመፅኡ ተኸተልቲ ሃይማኖት እስልምናን ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኮሚሽን ጉምሩኽ ምስ ምምሕዳር ጉምሩኽ ሩሲያ ጉምሩክ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩኽ ስርዓት ቅብብል ዋጋ ንምስላጥ ዘኽእል ምስ ምምሕዳር ጉምሩኽ ሩሲያ ጉምሩክ ሰነድ ስምምዕነት ተፈራሪሙ። ኮሚሽነር ኮሚሽን ጉምሩኽ ደበሌ ቃበታ ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ኮሚሽን ጎድና ጎድኒ ጉባኤ መራሕቲ ሩሲያ ኣፍሪካ፤ ስርዓት ቅብብል ዋጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቢሮ ግልጋሎት ፕሮጀክታት ውሕመ ንክልል ትግራይ 9 ሺሕን 500 ኩንታል ሓገዝ ዘበናዊ ዱኽዒ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቢሮ ግልጋሎት ፕሮጀክታ ውድብ ሕቡራት መንግስታት ኣብ ክልል ትግራይ ንዝርከባ ዝተፈላለያ ወረዳታት 9 ሺሕን 500 ኩንታል ዘበናዊ ዱኽዒ (መዳበርያ) ሓዊሱ ከካልኦት ሓገዛት ገይሩ። እቲ ቢሮ ካብ መዳበርያ ብተወሳኺ 3 ሺሕ ኩንታል ጣፍ፣ 1 ሺሕ 585…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዶናልድ ትራምፕ ተወሳኺ ክሲ ገበን ቀሪቦምዎም Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ነበር ፕሬዚዳንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ተወሳኺ ክሲ ገበን ቀሪቦምዎም። ትራምፕ ኣብ ፍሎሪዳ መንበሪ ገዝኦም ኣብ ዝርከብ ናይ ድሕንነት ካሜራ ዝተቐረፀ ተንቀሳቓሲ ምስሊ ኣብቲ ገዛ ዝርከብ በዓል ሞያ ፅገና ንኸጥፈኦ ኣገዲዶም ብዝብል ተወሳኺ ክሲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ከይዲ ምትእኽኻብ ዛዕባታት ተሳተፍቲ ዝኾኑ መዳርግቲ ኣካላት ተፈሊዮም Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽና ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ኣብ ክልላትን ምምሕዳር ከተማታትን ንዘካይዶ ዛዕባታት ናይ ምትእኽኻብ ስራሕቲ ዝተፈላለዩ መዳርግቲ ኣካላት ፈልዩ። እቶም መዳርግቲ ኣካላት በቲ ኮሚሽን ብመሰረት ዝቐርበሎም ፃውዒት ዛዕባ ናይ ምትእኽኻብ ስራሕ ንቑሓት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ዝሓለፉ 7 ኣዋርሕ 102 መጥባሕቲ ብሌን ዓይኒ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Jul 28, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን ወርሒ ጥሪ 2023 ጀሚሩ 102 መጥባሕቲ ብሌን ዓይኒ ከምዝተኻየደ ባንኪ ዓይኒ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ሜዲካል ዳይሬክተር እቲ ባንኪን ኣብ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ክፍሊ ትምህርቲ ዓይኒ መምህርን ዶ/ር መነን ኣያሌው÷ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሚኒስቴር ዘላቕነት ስነ-ምህዳር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ዘቋረፆም ፕሮጀክታት ዳግም ክጅምር ኢዩ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስቴር ዘላቕነት ስነ-ምህዳር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ብምኽንያት ለበዳ ኮቪድ-19 ኣቋፁዎም ዝነበሩ ፕሮጀክታት ዳግም ስራሕ ንኽጅምሩ ኣብ ስምምዕነት በፂሑ። ኣብ ጉባኤ ስርዓተ ምግቢ ዓለም እናተሳተፉ ዝርከቡ ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ሓለዋ ከባቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በጀት 2016 ዓ.ም ክልል ዓፋር ልዕሊ 11 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ Gebremariam Weldegerima Jul 26, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በጀት 2016 ዓ.ም ክልል ዓፋር 11 ቢሊየን 993 ሚሊየን ብር ብምዃን ፀዲቑ። ቤት ምኽሪ ክልል ዓፋር ኣብ ስሩዕ ጉባኤኡ በጀት 2016 ዓ.ም እቲ ክልል መርሚሩ ኣፅዲቑ። ፀገም ሕፅረት በጀት ኣብ ምፍታሕ ዓቕሚ እቶት ምድንፋዕን ኣድላዪ ዘይኮኑ…