ስፓርት ኢትዮጵያ ኣብ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ሜዳሊያ ነሓስ ረኺባ Gebremariam Weldegerima Aug 27, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት እናተኻየደ ዝርከብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣብ ማራቶን ደቂ ተባዕትዮ ኣትሌት ልኡል ገ/ስላሴ ንሃገሩ ሜዳሊያ ነሓስ ኣምፂኡ። ኣብቲ ውድድር ዩጋንዳዊ ኣትሌት ቪክቶር ኪፕላጋት ሜዳሊያ ወርቂ ዓቲሩ። እቲ ውፅኢት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢትዮጵያ ኣባል ሃገር ብሪክስ ምዃና ተደማፅነታ ንኽውስኽ ልዑል ኣስተዋፅኦ የበርክት – ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰደ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ኣባል ሃገር ብሪክስ ምዃና ምትሕብባራት ኢኮኖሚ ካብ ምስፋሕ ሓሊፉ ኣብ ዓለም ለኸ ደረጃ በዓል ብዙሕ ወገን ተደማፅነታ ንኽውስኽ ልዑል ኣስተዋፅኦ ከምዘበርክት ኣማኻሪ ብሄራዊ ድሕንነት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣምባሳደር ሬድዋን ሑሴን ገሊፆም።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ዝተፈላለዩ ሹመታት ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ ኣብ 6ይ ዙር፤ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ፤ 1ይ ህፁፅ ጉባኤኡ ዝተፈላለዩ ሹመታት ብምፅዳቕ ተዛዚሙ። ሕቶ መልቀቒ ደብዳበ ነበር ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ ብምቕባል ሽመት ርእሰ ምምሕዳርነት ኣይተ ኣረጋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴ ኣብ ከተማ ሽረ ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ጣሊያን ኣብ ኢትዮጵያ ኣጎስቲኖ ፓሌሴ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ሽረ ዑደት ኣሳሊጦም። ዑደት እቶም ኣምባሳደር÷ ኣብ ክልል ትግራይ ከተማ ሽረ ዝትግበር ከባቢያዊ መሰረተ ልምዓት ጥዕና ንምጥንኻር ዝዓለመ ፕሮጀክት ምትሕብባር ግምገማ ንምግባር…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ዕዳጋ ቀረብ ሓይሊ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ቁፅፅር ኣባል ሃገራ ”ብሪክስ” ክውዕል ኢዩ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ዕዳጋ ቀረብ ሓይሊ ኣብ ቀረባ እዋን ኣብ ቁፅፅር ኣባል ሃገራ ”ብሪክስ” ከምዝውዕል በቲ ዓውዲ ዝወፅ መፅናዕቲ ኣመልኪቱ፡፡ እቲ ጉጅለ ኣብ ቀረባ እዋን ፍርቂ ዝኸውን ቀረብ ዕድጊት ነዳዲ ዓለም ከምዝቆፃፀር እውን ኢንፎ ቴክ ከም ኣቆፃፅራ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ብምዃን ተሾይሞም Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣይተ ኣረጋ ከበደ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኣምሓራ ብምዃን ተሾይሞም። ቤት ምኽሪ ክልል ኣምሓራ 6ይ ዙር፤ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ፤ 1ይ ህፁፅ ጉባኤኢ ኣብ ከተማ ባሕር ዳር ተኻይዱ፡፡ ይልቃል ከፋለ (ዶ/ር) ዘቕረቡዎ ሕቶ ዝተቐበለ እቲ ቤት…
ጥዕና መከላኸሊ መገዲታት ኣለርጂ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣለርጂ ብምኽንያት ምግቢታት፣ ቅንጥብታብ ደሮና፣ ኩነታት ኣየርን ካልኦት ምኽንያታትን ክመፅእ ይኽእል፡፡ ንጥረ ነገር ወይእውን ንሰብነተ ዘይስማዕምዑ ነገራት ኣብ ምክልኻል ስርዓት ሕማም ዝወሃብ ምላሽ ኣብ ሰብነት ኣርጂ ክፈጠር ይኽእል፡፡ በዚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጥዕና ኣዴታትን ህፃናትን ዘመሓይሽ ፕሮጀክት 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዕላዊ ኮይኑ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ትካል ተራድኦ ዓለም ለኸ ልምዓት ኣሜሪካ ጥዕና ኣዴታትን ህፃናትን ዘመሓይሽ ፕሮጀክት 2 ነጥቢ 6 ቢሊየን ብር ዕላዊ ገይሩ፡፡ ዳይሬክተር ልኡኽቶ እቲ ትካል ኣብ ኢትዮጵያ ስኮት ሆክላንድን ሚኒስትር ዴኤታ ጥዕና ዶክተር ደረጀ ዱጉማን ነቲ ፕሮጄክት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክሳብ ሕዚ ዝወገኖም ስራሕቲ ዕላዊ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መርማሪ ቦርድ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ክሳብ ሕዚ ዝወገኖም ስራሕቲ ኣብ ቀፃሊ ዝሰርሖም ተግባራትን ዕላዊ ገይሩ። ምክትል ኣካቢት እቲ ቦርድ ነጃት ግርማ (ዶ/ር) ኣብ ዝሃበኦ መግለፂ÷ እቲ ኣዋጁ ካብ ዝተኣወጀሉ ዕለት ጀሚሩ እቲ ቦርድ ክሳብ ዝተጣየሸሉ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቴክኖሎጂ ኒውክሌር ሳይንስ ንሰላማዊ ዕላማ ንምጥቃም እናተሰርሐ ከምዝኾነ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 25, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 19 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ዘለዋ ዓሚቕ ሃፍቲ ምስ ዕብየት ቴክኖሎጂ ብምልማድ ቴክኖሎጂ ኒውክሌር ሳይንስ ንሰላማዊ ዕላማ ንምጥቃም እናተሰርሐ ከምዝኾነ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ኣፍሊጡ፡፡ ካብ ዝተፈላለያ ሚኒስቴራት ዝተውጻእፅኡ መዳርግቲ ኣካላት ኣብ ተረኸቡሉ…