ስፓርት ሃገራዊት ጋንታ ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ንማሊ ብበፂሕኻ መልሲ 6 ን 0 ስዒራ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊት ጋንታ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ንማሊ መዘነኣ ብበፂሕኻ መልሲ 6 ን 0 ስዒራ። ሃገራዊት ጋንታ ትሕቲ 20 ዓመት ደቂ ኣነስትዮ ኢትዮጵያ ኣብ 3ይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ፅዋዕ ዓለም ናይ መልሲ ፀወታኣ ሎሚ ኣብ ኣዲስ ኣበባ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ቤተ መፅሐፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 100 ሺሕ መፃሕፍቲ ዲጂታላይዝ ምግባር ከምዝተክኣለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ቤተ መፅሓፍቲ ኣብርሆት ልዕሊ 100 ዲሕ መፅሓፍቲ ዲጂታላይዝ ብምግባር ሰባት ኣብ ዘለዉሉ ኮይኖም ንኽጥቀሙ ምግባር ከምዝተክኣለ ዋና ዳይሬክተር እቲ ቤተ መፅሓፍቲ ኢንጂነር ውባየሁ ማሞ ገሊፆም፡፡ ኣብ ዉሽጢ ሰለስተ ኣዋርሕ ጥራሕ ኣብቲ ቤተ…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ቱርኪ ኣብ ጉዳይ ፀሊም ባሕሪ ኢድ ኣእታውነት ኣሜሪካ ይኹን “ኔቶ” ከምዘይትደሊ ኣፍሊጣ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ቱርኪ ኣብ ጉዳይ ፀሊም ባሕሪ ኢድ ኣእታውነት ኣሜሪካ ይኹን ትካል ቃል ኪዳን ጦር ሰሜን ኣትላንቲክ “ኔቶ” ከምዘይትደሊ ኣፍሊጣ። ኣብ ጉዳይ ድሕንነት እቲ ዞባ ቱርኪ ባዕላ ከምትኣክል እውም ኣዛዚ ሓይሊ ባሕሪ እታ ሃገር ኤጁመንት ታትሎውሎ ተዛሪቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚቴ ቴክኒክ ሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮ-ጂቡቲ ተጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)10ይ ዙር ኣኼባ ሓበራዊ ኮሚቴ ቴክኒክ ሚኒስቴር ምክልኻል ኢትዮ-ጂቡቲ ተጀሚሩ፡፡ ኣብ ጂቡቲ እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ ኣኼባ ብወገን ኢትዮጵያ ብብርጋዲየር ጄኔራል ተሾመ ኣናጋው ዝተመርሐ ልኡኽ እናተሳተፈ ከምዝኾነ ተገሊፁ፡፡ ብርጋዲየር ጄኔራል…
ስፓርት መበል 23 ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ) መበል 23 ውድድር ዓብዪ ጉያ ኣብ ኢትዮጵያ ተኻይዱ፡፡ ኣብ መርሃ ግብሪ መጀመሪ ውድድር፥ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴን ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታት ተረኺቦም፡፡ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤን ኣብቲ እዋን ከም ዝበለኦ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ሙዚዬም ኮሙኒስት ፓርቲ ዑደት ገይሩ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምክትል ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግና ብኣይተ ኣደም ፋራህ ዝተመርሐ ላዕለዋይ ልኡኽ ኣብ ከተማ ሻንጋይ ሙዚዬም ኮሙኒስት ፓርቲ ዑደት ገይሩ። ኣባላት እቲ ጉጅለ ልኡኽ ኣብ ዑደቶም፥ ኣብ ቻይና ቅልጡፍ ኢኮኖሚያዊ ዕቤት ዘመዝገበ ኮሙኒስት ፓርቲ፤ ታሪኻዊ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ውድድር ዓብዪ ጉያ ብሰላም ተዛዚሙ Gebremariam Weldegerima Nov 19, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ንመበል 23 ግዘ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝተኻየደ ውድድር ዓብዪ ጉያ ብሰላም ከምዝተዛዘመ ሓበራዊ ግብረ ሓይሊ ፀፅታን ድሕንነትን ኣፍሊጡ። ኣብቲ ውድድር ጉያ ናይ ውሽጢ ዓዲን ወፃኢን ሃገራት ተሳተፍቲ፣ ኣምባሳደራት፣ ዕዱማት ኣትሌታት ከምኡ እውን 45…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብፍልይቲ ልኡኽ ምብራቕ ኣፍሪካ ሳኒ ሎን ሃርት ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ኔዘርላድስ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ብፍልይቲ ልኡኽ ኔዘርላድስ ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ሳኒ ሎን ሃርት ምስ ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም። ኣይተ ጌታቸው ረዳ÷ ድሕሪ ኲናት ዘሎ ህሉው ኩነታት ፀጥታ፣ ምኽባር ሉኣላዊነት፣…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ጋዛ ሙሉእ ብሙሉእ ብምቁራፁ ምግቢን ካልኦት ሓገዛትን ምብፃሕ ከምዘይተኸኣለ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብምኽንያት ኲናት እስራኤልን ሃማስን ዝተልዓለ ኣብ ጋዛ ሙሉእ ብሙሉእ ብምቁራፁ ምግቢን ካልኦት ሓገዛትን ምብፃሕ ከምዘይተኸኣለ ዓለም ለኸ ትካላት ሓገዝ ገሊፆም። እቶም ትካት ዝህቡዎ ግልጋሎት ሎሚ መዓልቲ ሙሉእ ብሙሉእ ምቁራፀን ስዒቡ ንፁሃን ክጠምዩ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መሰረተ ልምዓት መስኖ ንምድጋፍ ዘኽእል ልዝምብ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ኤግዚም ተኻይዱ Gebremariam Weldegerima Nov 17, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሚኒስትር መስኖን ቆላማ ከባቢን ኢ/ር ኣይሻ መሓመድ ዝተመርሐ ልኡኽ ምስ ሓለፍቲ ስራሕ ባንኪ ኤግዚም ሪፐብሊክ ደቡብ ኮሪያ በቲ ሚኒስቴር ንምውጋን ዝተሓሰቡ ፕሮጀክታት ክድግፉ ኣብ ዝኽእሉሉ ኩነታት ተዛቲዩ፡፡ ኣብቲ እዋን ዘተ ሚኒስትር ኢ/ር ኣይሻ…