Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ኣፋፍኖት ሰላም ኮይና ነኽብሮ ዘለና ብዓል ኣሸንዳ ቀፃሊ ሓዱሽ ዓመት ናብ ሙሉእ ሰላም ከምዝሰጋገር እምነት ኣለኒ – ሌ/ጀነራል ፃድቃን…

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)”ኣብ ኣፋፍኖት ሰላም ኮይና ነኽብሮ ዘለና ብዓል ኣሸንዳ ቀፃሊ ሓዱሽ ዓመት ናብ ሙሉእ ሰላም ከምዝሰጋገር እምነት ኣለኒ” ክብሉ ምክትል ርእሰ ምምሕዳር ግዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ሌፍተናል ጀነራል ፃድቃን ገብረትንሳኤ ገሊፆም። እቶም ምክትል…

ኣትሌት ሃብታሙ ኣለሙን ወርቅነሽ መለሰ ኣብ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ናብ ፍርቂ ፍፃመ ዙር ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣትሌት ሃብታሙ ኣለሙን ወርቅነሽ መለሰ ኣብ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ ካብ መምድበን 1ይቲን 3ይቲን ብምውፃእ ንውድድር ፍርቂ ፍፃመ ሓሊፈን። ትእግስት ግርማ ካብ ምድባ 6ይቲ ብምውፃኣ ናብ ዝቕፅል ዙር ክትሓልፍ ኣይከኣለትን፡፡ #Ethiopia…

ኣብ ካናዳ ዘጋጠመ ለበዳ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 30 ሺሕ ነበርቲ ኣመዛቢሉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ካናዳ ዘጋጠመ ለበዳ ባርዕ ሓዊ ልዕሊ 30 ሺሕ ሰባት ካብ መረበቶም ከምዝተመዛበሉ ተሓቢሩ። እቲ ለበዳ ባርዕ ሓዊ÷ ሰፊ ክፋል ካናዳ ከምዝሸፈነ እውን ተገሊፁ። ብመጠን እቲ ባርዕ ሓዊ ኣብ ካናዳ ቅድሚ ሕዚ ከምዚ ዝበለ ሓደጋ ኣጋጢሙ…

ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፖርክታት ልዝብ ኣናካየደ ይርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ኢንዱስትሪ ፖርክታት ኣብ ፕሮጀክታት ግልጋሎታ ኢንዱስትሪ ዝጠመተ ልዝብ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣናካየደ ይርከብ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ኣብታ ሃገር ዝርከቡ ዩኒቨርሲቲታት፣ ሚኒስትራት ካልኦት መዳርግቲ ኣካላትን እናተሳተፉ  ይርከቡ፡፡…

ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዝካየዱ 3 መፃረዪ ውድድራት ክትሳተፍ ኢያ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ሎሚ ኣብ ዝካየዱ 3 መፃረዪ ውድድራት ክትሳተፍ ኢያ። ኢትዮጵያውያን ደቂ ኣንስትዮ ኣትሌታት ዝሳተፋሉ መፃረዪ ውድድር 800 ሜትሮ፣ 5 ሺሕ ሜትሮ ከምኡ እውን  3 ሺሕ ሜትሮ መኽንኩሎ ክካየዱ ኢዮም፡፡ ረፋድ ሰዓት 5፡05 መፃረዪ…

ኢትዮጵያ ምስ ዩጋንዳ ዘለዋ ምትሕብባር ንምድንፋዕ ብዕቱብ ከምትሰርሕ ገሊፃ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ምስ ዩጋንዳ ዘለዋ ዲፕሎማሲያዊ ምትሕብባር ንምድንፋዕ ብዕቱብ ከምትሰርሕ ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ዩጋንዳ እፀገነት በዛብህ ገሊፀን። ኣምባሳደር እፀገነት፥ ደብዳበ ሹመተንን ካብ ፕሬዚዳንት ሳሃለወርቅ ዘውዴ ዝተለኣኸ መልእኽቲ ሰናይ…

መንግስቲ ኢትዮጵያን ውሕመን ሰብኣዊ ሓገዝ መሊስካ ንምጅማር ቆራፅነቶም ገሊፆም

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መንግስቲ ኢትዮጵያን ውድብ ሕቡራት መግስታትን ንፀገም ዝተቓልዑ ክፋላት ሕብረተሰብ ዘጋጥም ሰብኣዊ ሓገዝ ብቕልጡፍ ንምጅማር ሓበራዊ ፃዕሪታት ኣጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ኣፍሊጦም። መንግስቲ ኢትዮጵያን ጉጅለ ውሕመ ኣብ ኢትዮጵያን ሓበራዊ መግለፂ ምውፀኦም…

ኣብዚ ክረምቲ ክሳብ ሕዚ 7 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲታት ተተኺሎም – ሚኒስቴር ሕርሻ

ኣዲስ ኣበባ፣ 17 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካልኣይ ምዕራፍ ቀዳማይ ዓመት መርሃ ግብሪ ካብ ዝጅመር ኣትሒዙ ክሳብ ሕዚ 7 ነጥቢ 3 ቢሊየን ፈልሲታት ከምዝተተኸሉ ሚኒስቴር ሕርሻ ኣፍሊጡ፡፡ ኣብቲ ሚኒስቴር መራሒ ፈፃሚ ስራሕ ልምዓት ሃፍቲ ተፈጥሮ፣ ሓለዋን ኣጠቓቕማን ኣይተ ተፈራ ታደሰ÷ ኣብ…

ኣባ ገዳታት በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ንክልል ትግራይ 10 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣባ ገዳታትን ወከልቲ መንግስቲ ክልል ኦሮሚያን በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ንክልል ትግራይ 10 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሮም። በዓል ኣሸንዳ ኣብ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ክልል ትግራይ ብድምቀት እናተኸበረ እንትኸውን÷ ኣብ ከተማ መቐለ እውን…

ሕብረት ኣፍሪካ ንኒጀር ካብ ኣባልነት ተሳትፎ ኣጊዱዋ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣፍሪካ ከም ኣቆፃፅራ ኣውሮፓውያን 26 ሓምለ 2023 ዝተኻየደ ዕልዋ መንግስቲ ስዒቡ ንኒጀር ኣብ ኩሎም ምንቅስቃሳት እቲ ሕብረት ከይትሳተፍ ምእጋዱ ኣፍሊጡ። እቲ ሕብረት ሎሚ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ÷ መራሕቲ እቲ ዕልዋ መንግስቲ ብመረፃ ስልጣን…