Fana: At a Speed of Life!

እዚ ምብራቕ ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ጅግጅጋ ብሓደጋ ባርዕ ሓዊ ንዝተጎድኡ ዝውዕል 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)እዚ ምብራቕ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ማእኸል ዕዳጋ ጅግጅጋ ሓዱሽ ታይዋን ብዘጋጠመ ሓደጋ ባርዕ ሓዊ ሃፍቲ ንብረቶም ዝዓነዎም ተጎዳእቲ ዝውዕል 2 ሚሊየን ብር ሓገዝ ገይሩ። እቲ ሓገዝ ዋና ኣዛዚ እዚ ምብራቕ ሌተናል ጄኔራል መሓመድ ተሰማ ኣብ ከተማ…

ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኢትዮጵያ ብሜዳሊያ 3ይ ደረጃ ሒዛ ትርከብ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት እናተኻየደ ዝርከብ መበል 19 ኣብ ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣብ ዝሓለፉ ክልተ መዓልቲታት ብዝተገበሩ ውድድራት ኢትዮጵያ ብ4 ሜዳሊያታት ሳልሳይ ደረጃ ሒዛ ትርከብ። ክሳብ ሕዚ ብዝተገበሩ ውድድራት÷ ኣሜሪካ ብ3 ወርቂ፣ 2…

ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኹ ፍርያታት 3 ነጥቢ 64 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ተረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ናብ ወፃኢ ካብ ዝተለኣኹ ፍርያታት 3 ነጥቢ 64 ቢሊየን ዶላር ኣታዊ ከምዝተረኸበ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን ኣፍሊጡ። እቲ ሚኒስቴር÷ ኣብ ኣፈፃፅማ ትልሚ በጀት ዓመት 2015 ኣመልኪቱ ምስ ለኣኽቲን መዳርግቲ…

ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ከተማ መቐለ ንዝሃንፆ ሪልእስቴት መበሰሪ መድረኽ ኣካይዱ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሱር ኮንስትራክሽን ኣብ ከተማ መቐለ ንዝሃንፆ ሪልእስቴት ዕላዊ መግበሪ መድረኽ ኣካይዱ። ኣብቲ መድረኽ ዝተረኸቡ ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ÷ “ሱር ኮንስትራሽን ኣብዚ እዋን ዝሓስቦም ዘሎ ፅቡቓት ስራሕቲ…

ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ዝህነፅ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ዲዛይን ህንፀት ዕላዊ ኮይኑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 15 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ምስ ኤፍ ኤች ኢ ሲ ኩባንያ ቻይና ብምትሕብባር ዘህንፆ ፍሉይ ዞባ ኢኮኖሚ ዲዛይን ህንፀት ዕለዊ ተገይሩ። እቲ ምምሕዳር ከተማ÷ ነቲ ፕሮጀክት ዝኸውን መሬት ብእዋናዊ ዋጋ ሊዝ ኣስሊሑ ከምዘቕረበ ካብ ቤት ፅሕፈት ከንቲባ…

መንኮራኹር ሩስያ ኣብ ወርሒ ተሓምሺሻ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሉና-25 ዝተብሃለት ሰብ ኣልቦ መንኮራኹር ሩስያ ካብ ቁፅፅር ድሕሪ ምውፃኣ ኣብ ወርሒ ከም ዝወደቐት ሰበመዚ እታ ሃገር ገሊፆም። ሩስያ ድሕሪ ዳርጋ 50 ዓመታት ዘካየደቶ ፈለማይ ተልእኾ ወርሒ ከምዝነበረ ተገሊፁ። እታ መንኮራኹር ንመጀመርታ…

ኣትሌት ሰሎሞን ባረጋን ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊን ሳልሳይን ራብዓይን ብምውፃእ ዛዚሞም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ሰሎሞን ባረጋን ኣትሌት በሪሁ ኣረጋዊን ብ10 ሺሕ ሜትሮ ውድድር ፍፃመ ሳልሳይን ራብዓይን ብምውፃእ ዛዚሞም። ኡጋንዳዊ ኣትሌት ጆሽዋ ቸፕቶጌ ኣብቲ ውድድር…

ብርቄ ሓየሎምን ድርቤ ወልተጂን ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ንፍፃመ ሓሊፈን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሃንጋሪ ቡዳፔስት እናተኻየደ ኣብ ዝርከብ መበል 19 ሻምፒዮና ኣትሌቲክስ ዓለም ኣትሌት ብርቄ ሓየሎምን ድርቤ ወልተጂን ብ1 ሺሕን 500 ሜትሮ ናብ ፍፃሜ ውድድር ሓሊፈን፡፡ ኣትሌት ብርቄ ሓየሎም ነቲ ርሕቐት ብ4 ደቒቕ 02 ሰከንድን 46…

ጋንታ ባህር ዳር ከተማ ኣብ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ተዓዊታ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ንኢትዮጵያን ብምውካል ኣብ ካፍ ኮንፌዴሬሽን ካፕ ንምስታፍ ቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ዝገበረት ጋንታ ባህር ዳር ከተማ ዓወት ቀኒዑዋ። ሎሚ ኣብ ስታዲየም ኣበበ ቢቂላ ምስ ታንዛኒያዊት ጋንታ ኣዛም ዝተፃወተት ጋንታ ባህር ዳር ከተማ÷ 2 ን 1…

ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝረአ ሓደጋ ግብረ ራዕዲን ጎንፂን መዕለቢ ክወሃቦ ከምዝግባእ ተሓቢሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 14 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምብራቕ ኣፍሪካ ዝረአ ሓደጋ ግብረ ራዕዲን ምብዛሕ ጎንፂን ሃገራት እቲ ዞባ ብሓባር መዕለቢ ክህባሉ ከምዝግባእ ኣብ በዓል መዚ በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ዳይሬክተር ዓውዲ ፀፅታን ድሕንነትን ኮማንደር ኣበበ ሙሉነህ ገሊፆም።…