ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ሓምለዋይ ኣሰርን ልምዓትን ዕዙዝ ግደ እናተፃወተ ምዃኑ ገሊፆም
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ሓምለ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ሉዓላዊነት ሃገርን ድሕንነትን ካብ ምሕላው ሓሊፉ ኣብ ሓምለዋይ ኣሰርም ልምዓትን ዕዙዝ ግደ እናተፃወተ ምዃኑ ላዕለዋይ ኤታማዦር ሹም ሓይሊታት ጦር ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ገሊፆም።
ኣባላትን መኮንናትን ሰራዊት ምክልኻል ኣብ ሓንቲ…