ኣፍሪካ ፅንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ኣብቲ ዓውዲ ዘሎ ኢንቨስትመንት ምድንፋዕ ከምዝግባእ ተገሊፁ
ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢሲ)ኣፍሪካ ፅንቶ ክሌማዊ ለውጢ ንምክልኻል ትገብሮ ፃዕሪ ውፅኢታዊ ንኽኸውን ኣብቲ ዓውዲ ዘሎ ኢንቨስትመንት ምድንፋዕ ከምዝግባእ ሕብረት ኣፍሪካ ገሊፁ።
ኮሚሽነር ሕርሻ፣ ልምዓት ገፀር፣ ብሉ ኢኮኖሚን ዘላቒ ልምዓት እቲ ሕብረት ኣምባሳደር ጆሴፋ ሳኮ÷ኣብ…