ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፊሊፒንስ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ንግዲ ንምጥንኻር ድሌት ከምዘለዋ ገሊፃ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፊሊፒንስ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ርክብ ንግዲ ንምጥንኻር ድሌት ከምዘለዋ ፕሬዚዳንት እታ ሃገር ፈርዲናንድ ቦንቦንግ ማርከስ ገሊፆም። ኣምባሳደር ኢትዮጵያ ኣብ ፊሊፒንስ ብምዃን ዝተሾሙ ኣምባሳደር ደሴ ዳልኬ ደብዳበ ሹመቶም ፕሬዚዳንት ፊሊፒንስ ፈርዲናንድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ን6 ተመረቕቲ ‘ስታርትኣፕ’ ንሕድሕዶም መጀመሪ ስራሕ ዝኸውን ፍርቂ ሚሊየን ብር ሓገዝ ተገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ልዑል ክእለት ውፅኢት ፈጠራ ንዘመዝገቡ ሽዱሽተ ተመረቕቲ ‘ስታርትኣፕ’ ንሕድሕዶም መጀመሪ ስራሕ ዝኸውን ፍርቂ ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ኢኖቬሽንን ቴክኖሎጂን ገሊፁ፡፡ እቲ ሚኒስቴር ምስ ኢንተርናሽናል ኤጀንሲ ምትሕብባር ጃፓን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኦሮሚያ ልዕሊ 4 ሺሕ መንበሪ ኣባይቲ መምህራን ንምህናፅ ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኦሮሚያ 4 ሺሕን 500 መንበሪ ኣባይቲ መምህራን ንምህናፅ ትልሚ ከምዝተትሓዘ ቢሮ ትምህርቲ እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ትልሚን ምድላው በጀትን እቲ ቢሮ ሃሰን እንድሪስ ከምዝበሉዎ፥ ኣብ በጀት ዓመት 2016 ፅሬት ትምህርቲ ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 99 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ተታሒዞም Gebremariam Weldegerima Aug 16, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጨንፈር ጉምሩኽ ድሬዳዋ ልዕሊ 99 ነጥቢ 4 ሚሊየን ብር ግምታዊ ዋጋ ዘለዎም ኣቑሑት ኮንትሮባንድ ከምዝተትሓዙ ኮሚሽን ጉምሩኽ ገሊፁ፡፡ ዝተትሓዙ ኣቑሑት ንትሮባንድ÷ መለዋወጢ መኪና፣ ጓማታት፣ ሓደሽቲ ክዳውንቲ፣ ጫማታት፣ ኣቑሑት ገዛን ምግቢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣንበጣን ባርኖስን ብዝተዋደደ ኣገባብ ክንከላኸሎ ይግባእ – ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ትግራይ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ዕስለ ኣንበጣን ባርኖስን ብዝተዋደደ ኣገባብ ምክልኻል ከምዝግባእ ኣብ ጊዝያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ቢሮ ጉዳይ መናእሰይ ፃውዒት ኣቕሪቡ። እቲ ቢሮ ሎሚ ኣብ ዝዘርገሖ ደብዳቤ÷ “ዓንዲ ሑቐ ትግራይ ዝኾኑ መናእሰይ ኣብ ምክልኻልን ዕስለ ኣንበጣን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትግራይ ደው ኢሉ ዝነበረ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ይስራሕ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)በዓል ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ኣብ ትግራይ ብሰንኪ ዝነበረ ኲናት ደው ኢሉ ዝፀንሐ ምንቅስቓስ ቱሪዝም ንምንቕቓሕ ይስራሕ ከምዘሎ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣፍሊጡ። ኣብ ቢሮ ባህሊን ቱሪዝምን ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ኣምሓራ ክልከላ ትራንስፖርት ባጃጅ ዝተነበረለን ከተማታት ፅባሕ ግልጋሎት ንኽጅምራ እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ፈቒዱ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ኣምሓራ ክልከላ ትራንስፖርት በዓል ሰለስተ እግሪ ተሸከርከርቲ (ባጃጅ) ዝተነበረለን ሽዱሽተ ከተማታት ፅባሕ ስሩዕ ግልጋሎት ትራንስፖርት ንኽጅምራ እዚ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ፈቒዱ። እቲ እዚ ኣብ ዝሃቦ እዋናዊ ሓበሬታ ቁፅሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ተዛቲየን Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሬዚዳንት ሳህለወርቅ ዘውዴ ምስ ዋና ፀሓፊ ዓለም ለኸ ሊግ ሙስሊም ሙሓመድ ቢን ኣብዱልከሪም ኣል-ዒሳን (ዶ/ር) ተዛቲየን። ኣብ ዘተኦም ድማ ኢትዮጵያ ብፍላይ ምስ ሃገራት ዓረብ ዘለዋ ርክብ ምጥንኻር ኣብ ዝከኣለሉ ኩነታት ትኹረት ገይሮም። ዋና…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ባንኪ ዓለም ንመሳለጢ ማሕበራዊ ግልጋሎት ከተማ ዓዲግራት ዝውዕል 180 ሚልየን ብር ሓገዝ ገይሩ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባንኪ ዓለም ንመሳለጢ ማሕበራዊ ግልጋሎት ከተማ ዓዲግራት ዝውዕል 180 ሚልየን ብር ደገፍ ከም ዝገበረ ምምሕዳር እታ ከተማ ገሊፁ። ከንቲባ ከተማ ዓዲግራት ኣይተ ሰለሙን ሓጎስ ከም ዝገለፅዎ÷ “ዋላ እኳ እቲ ዝተገበረ ገንዘባዊ ደገፍ ብዘላቒ ፀገማት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፋብሪካታት ሽኮር ብፀገም እታወታትን ካልኦት ፀገማትን ትፅቢት ዝግበረሎም ኣየፍረዩን ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Aug 15, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 9 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መብዛሕተኦም ፋብሪካታት ሽኮር ብሕፅረት ቀረብ እታወታትን ኣብ ዝተወሰኑ ፋብሪካታት ድማ ብዝነበረ ፀገም ፀፅታን ትፅቢት ዝግበረሎም ፍርያት ከምፍርዩ ከምዘይከኣሉ ግሩፕ ኢንዱስትሪ ሽኮር ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ካብዚ ብተወሳኺ ስራሕቲ ብዝተቐመጠሎም መለክዒ…