Fana: At a Speed of Life!

ኮሚቴ ኣቕራቢ ሕፁያት ቦርድ መረፃ ናይ መወዳእታ ሕፁያት ዕላዊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮሚቴ ኣመራርሓ ኣቕራቢ ሕፁያት ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትጵያ ናይ መወዳእታ ሕፁያት ዕላዊ ገይሩ፡፡ ኣካቢ እቲ ኮሚቴ ቀሲስ ታጋይ ታደለ ከይዲ ምልመላን ዝተመረፁ ሕፁያትን ዕላዊ እንትገበሩ ከምዝበሉዎ፤ ኣብ ዝቐረቡ ተወዳዳደርቲ ስራሕቲ ምፍላይ…

ልዕሊ 3 ሺሕ ንዝኾና ተሽከርከርቲ ልዕሊ 850 ሚሊየን ብር ድጎማ ነዳዲ ተገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ ን3 ሺሕን 351 ንዝኾና ተሽከርከርቲ ልዕሊ 850 ሚሊየን ብር ድጎማ ነዳዲ ከምዝተገበረ ሚኒስቴር ትራንስፖርትና ሎጂስቲክስ ገሊፁ፡፡ ተጠቀምቲ ድጎማ ነዳዲ ዝኾና ተሽከርከርቲ፤ 1 ሺሕን 153 ሃገር ኣቋረፅቲ…

ትፅቢት ዝግበረሉ ፀወታ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ ማንችስተር ዩናይትድ ምስ ቶተንሃም ሆትስፐር

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀወታ ፍፃመ ዩሮፓ ሊግ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4 እንትካየድ ማንችስተር ዩናይትድ ምስ ቶተንሃም ሆትስፐር ፅዋዕ ንምዕታር ዝገብረኦ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። ኣብ ሃገረ ስፔን ኣብ ሜዳ ትሌቲክ ቢልባኦ ስታዲየም ሳንማሜስ ዝግበር እዚ ፀወታ ፍፃመ…

ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ኣበርክቶ ኪነ ጥበብ …

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ሕብረ ብሄራዊ ሓድነት ኢትዮጵያ ንምጥንኻር ኣበርክቶ ኪነ ጥበብ ምጉልባት የድሊ ክብላ ሚኒስትር ባህሊን ስፖርት ወ/ሮ ሸዊት ሻንካ ተዛሪበን። ኪን ኢትዮጵያ - ብስራት ብራኸ ኢትዮጵያ ዝተሰነየ መርሃ ግብሪ ምፍናው ጉዕዞ ጥበብ ይካየድ ኣሎ፡፡…

ኢትዮጵያን ብራዚልን ስርዓት ምግቢ ዘጠናኽር ልውውጥ ልምዲ ገይረን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)‎ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ተመስገን ጥሩነህ ጎድና ጎድኒ ጉባኤ ብራዚል-ኣፍሪካ ስርዓት ምግቡ ዘጠናኽሩ መድረኻት ልውውጥ ልምዲ ኣካይዶም። በቶም ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትር ዝተመርሐ ልኡኽ ኣብ 2ይ ጉባኤ ውሕስና ምግቢ፣ ምክልኻል ጥሜትን ልምዓት…

ዓቕሚ ምፍጣ መናእሰይ ንምጉልባት ዝተጀመረ ፃዕሪ ክጠናኸር ከምዘለዎ ኢንስቲትዩት ስልጠና ቴክኒክን ሞያን ኣገንዚቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መናእሰይ ዘሎ ዓቕሚ ምርምርን ሓደሽቲ ነገራት ናይ ምፍጣርን ዓቕሚ ንምጉልባት ክስራሕ ከምዝግባእ ኢንስቲትዩት ስልጠና ቴክኒክን ሞያን ገሊፁ። ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲትዩት ብሩክ ከድር (ዶ/ር) ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን ኣብ ዝገበሩዎ…

ዩኒቨርሲቲታት ፀገም ፈታሕቲ ዝኾኑ ስራሕቲ ምርምርን ቴክኖሎጂን ክሰርሓ ኣለወን

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ፀገም ፈታሕቲ ዝኾኑ ሓደሽቲ ስራሕቲ ምርምርን ቴክኖሎጂን ብምስራሕ ፀገም ሃገር ክፈትሓ ከምዝግባእ ዩኒቨርሲቲ ኣዲስ ኣበባ ገሊፁ። ኣብቲ የኒቨርሲቲ ምክትል ፕሬዚዳንት ምርምርን ስግግር ቴክኖሎጂን ወራሽ ጌታነህ (ፕ/ር) ምስ ፋና ሚዲያ ኮርፖሬሽን…

ማንቼስተር ሲቲ ቦታ ሻምፒየንስ ሊግ ኣውሮፓ ንምርካብ ትገብሮ ንሕንሕ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 37 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ኣብ ሜዳኣ ምሸት ሰዓት 4 ንቦርንማውዝ ክተተኣናግድ ኢያ። ብኣሰልጣኒ ፔፕ ጓርዲዮላ ትምራሕ ጋንታ ማንቸስተር ሲቲ ብ65 ነጥቢ አብ 6ይ ደረጃ ዝተቐመጠት እንትት ከውን፤ ናይ ሎሚ…

ሃገር ምህናፅ ዝከኣል ኣብ ህፃናት እንትስራሕ ኢዩ – ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ብፕሮግራም ልምዓት ቀዳማይ ቁልዕነት ሃገር ዝርከብ ትውልዲ ንምህናፅ ዘኽእል ባይታ ከምዝተፈጠረ ከንቲባ እታ ምምሕዳር ከተማ ኣዳነች ኣቤቤ ገሊፀን። ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ምስ ኣመሓዳሪ ግዝኣት ሞምባሳ ኬንያ ኣብዱልስዋማድ…

4ይ ጉባኤ ሳይንስ ኢጋድ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ግንቦት፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)በይነ መንግስታት ልምዓት ምብራቕ ኣፍሪካ (ኢጋድ) ኣብ ስደት፣ ምምዝባልን ከተማነትን ብምጥማት ዘሰናደኦ 4ይ ጉባኤ ሳይንስ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያድ ጀሚሩ። እቲ ጉባኤ “ስደት፣ ምምዝባልን ከተማነት ኣብ ዘላቒ ልምዓት ዘለዎም ፅዕንቶ” ብዝብል…