ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ፕሬዚዳንት ሶማሊያ ሓሰን ሼኽ መሓሙድ ኣብ መበል 39 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ከምኡ እውን ኣብ ጉባኤ ኣፍሪካ-ጣሊያን ንምስታፍ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ ሚኒስትር እቶት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ተሳተፍቲ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ክዕዘቡ ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ዝሳተፉ ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ኣማራፂታት ኢንቨስትመንት ክዕዘቡ ፃውዒት ቀሪቡ፡፡ ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ ኣጀንዳታት መመሓየሺ ኢኮኖሚ ውሽጢ ሃገር፣ ቀጥታ ኢንቨስትመንት ወፃኢ፣ ኣብ ዘበናዊ ፍሊያት ዞባታት ኢኮኖሚ፣ ናይ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ጉባኤ ኣፍሪካ ጣሊያን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ክካየድ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Feb 13, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 6 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)2ይ ጉባኤ ኣፍሪካ ጣሊያን ሎሚ መዓልቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዓለም ለኸ ማእኸል ኮንቬንሽን ኣዲስ ክካየድ ኢዩ። ጉበኣ ኣፍሪካ ጣሊያን ኣብ ኣዲስ ኣበባ ምክያዱ፤ ኢትዮጵያ ንኣፍሪካ ምስ ካሊእ ዓለም ንምትእስሳር ዘለዋ ዓቕሚ ዘርኢ ከምዝኾነ ተገሊፁ።…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ስዑድ ዓረብ ልኡል ፋይሰል ቢን ፋርሃን ኣል ሳዑድ ተዛቲዮም፡፡ እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ ሎሚ መዓልቲ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰራዊት ምክልኻል ንድሕንነት እቲ ዞባ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ – ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሰራዊት ምክልኻል ኢትዮጵያ ንሰላም፣ ምርግጋእን ድሕንነትን እቲ ዞባ ዝገብሮ ሓገዝ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ኢዩ ኢሎም ላዕለዋይ ኢታማዡር ሹም ሓይሊታት ጦር ፌዴሪኢ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፡፡ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ ምስ ፍሉይ ተወካሊ ኣቦ መንበር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዑል ዕቤት እናመዝገበ ዝርከብ ኣጀንዳ ዝተዋደደ መመሓየሺ ሕብረት ኣፍሪካ … Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ኣቦ መንበር ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣንጎላ ኣምባሳደር ቴቴ ኣንቶኒዮ ኣብ ኣጀንዳ መመሓየሺ ሕብረት ኣፍሪካ ልዑል ዕቤት ተመዝጊቡ ኢሎም። መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት…
ስፓርት ማንቼስተር ሲቲ ምስ ኣርሰናል ዘለዋ ኣፈላላይ ነጥቢ ናብ 3 ንምፅባብ ትገብሮ ፀወታ … Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ኣብ መበል 26 ሰሙን ፀወታ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ማንቼስተር ሲቲ ናይ ፅዋዕ ተነሓናሕነታ ንምጥንኻር ክትፃወት ኢያ። ብፔፕ ጓርዲዮላ ትምራሕ ሲቲ ሎሚ ምሸት ሰዓት 4፡30 ምስ ፉልሃም ትገብሮ ፀወታ ትፅቢት ይግበረሉ። ሲቲ ኣሜዳኣን ቅድሚ…
ስፓርት ቶተንሃም ሆትስፐር ኣሰልጣኒኣ ኣሰናቢታ Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ጋንታ ሰሜን ለንደን ቶተንሃም ሆትስፐር ንኣሰልጣኒ ቶማስ ፍራንክ ኣሰናቢታ፡፡ ስንብት እቶም ኣሰልጣኒ እታ ጋንታ ኣብቲ ዓመተ ውድድር ምስ ዘመዝገበቶ ድኹም ውፅኢት ዝተተሓሓዘ ከምዝኾነ ዘ ኣትሌቲክ ፀብፂቡ፡፡ ስሉጥን እዋናዊን ሓበሬታ ንምርካብ፦…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሓድነት ንሓበራዊ ድሕንነት፣ ናጥነትን ምዕባለን ኣፍሪካ ወሳኒ ኢዩ – ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር) Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ሓድነት ንሓበራዊ ድሕንነት፣ ናጥነትን ምዕባለን ኣፍሪካ ወሳኒ ኢዩ ኢሎም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ጌዲዮን ጢሞቲዎስ (ዶ/ር)፡፡ መበል 48 ስሩዕ ኣኼባ ቤት ምኽሪ ፈፃሚ ስራሕ ሕብረት ኣፍሪካ “ዘላቒ ቀረብ ማይን ድሕንነቱ ዝተሓለወ ስርዓት ሓለዋ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኢቤኤስ ቴሌቪዥን ኣማን ፍስሃፅዮን ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም Gebremariam Weldegerima Feb 11, 2026 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 4 ለካቲት፣ 2018 (ኤፍ ኤም ሲ)ዋና ፈፃሚ ስራሕን መስራቲን ኢቤኤስ ቴሌቪዥን ዝነበሩ ኣማን ፍስሃፅዮን ካብዛ ዓለም ብሞት ተፈልዮም። ኣይተ ኣማን ፍስሃፅዮን ብዝሓደሮም ሕማም ብሕክምና እናተሓገዙ ፀኒሖም ሎሚ መዓልቲ 4 ለካቲት 2018 ዓ.ም ካብዛ ዓለም ብሞት ምፍላዮም ኢቢኤስ…