ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብሓደጋ ትራፊክ 3 ኣባላት ሓደ ስድራ ቤት ሓዊሱ ህይወት 6 ሰባት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሚሌ ብዘጋጠመ ሓደጋ ትራፊክ ሰለስተ ኣባላት ሓደ ስድራ ቤት ሓዊሱ ህይወት ሸዱሽተ ሰባት ሓሊፉ። እቲ ሓደጋ ካብ ከተማ ሚሌ 14 ሰባት ኣሳፊራ ናብ ከተማ ሰመራ እናተጓዓዘት ዝነበረት ማእኸለወይቲ መመላለሲት ህዝቢ ተሸከርካሪት…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ብፕሬዚደንት ግዝያዊ ምምሕዳር ዝምራሕ ሓይሊ ዕማም ብምጥያሽ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ኣጋጢሙ ዘሎ ወራር ዕስለ ኣንበጣ ንምክልኻል ብርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ዝምራሕ ሓይሊ ዕማም ብምጥያሽ ስራሕ ከምዝጀመረ ተገሊፁ። ርእሰ ምምሕዳር ግዚያዊ ምምሕዳር ክልል ትግራይ ኣይተ ጌታቸው ረዳ ሎሚ ኣብ ዝሃብዎ መግለፂ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኩለመዳይ ግልጋሎት ጥዕና ንምምሕያሽ እናተሳለጡ ዝርከቡ ተግባራት ተጠናኺሮም ክቕፅሉ ኢዮም – ዶ/ር ሊያ ታደሰ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኩለመዳይ ግልጋሎት ጥዕና እታ ሃገር ንምምሕያሽ እናተሳለጡ ዝርከቡ ተግባራት ተጠናኺሮም ከምዝቕፅሉ ሚኒስትር ጥዕና ዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። እተን ሚኒስትር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝህነፅ ማእኸል ባዮ ባንክን መፍረዪ መረጋገፂ ፅሬት ናሙና ላቦራቶሪን ሎሚ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብመተዓዳደጊ ገንዘብ ሃገራት ኣፍሪካ ብመሸጣ ትኬት ዝረኸቦ ኣታዊ ብሸርፊ ወፃኢ ንምእካብ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ብመተዓዳደጊ ገንዘብ ዝተፈላለያ ሃገራ ኣፍሪካ ብመሸጣ ትኬት ዝረኸቦ ኣታዊ ብዶላር፣ ፓውንድን ዩሮን ንምእካብ እናሰርሐ ምዃኑ ገሊፁ። ዋና ፈፃሚ ስራሕ እቲ መገዲ ኣየር መስፍን ጣሰው÷ መገዲ ኣየራት ብዝኣተወኦ ውዕሊ መሰረት…
ቢዝነስ ካብ ወፃኢ ዝተገዝአ 16 ሚሊየን ሊትር ዘይቲ ብልዒ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ናብ ሃገር ክኣቱ ኢዩ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ወፃኢ ዝተገዝአ 16 ሚሊየን ሊትር ዘይቲ ብልዒ ኣብ ዝቕፅል ሰሙን ናብ ሃገር ከምዝኣቱ ትካል ልምዓት እታወታት ኢንዱስትሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ፡፡ ዋና ፈፃሚት ስራሕ እቲ ትካል ወ/ሮ የሺመቤት ነጋሽ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፀኦ÷…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ከንቲባ ኣዳነች ህንፀቶም ኣብ ምዝዛም ዝርከቡ ዓበይቲ ማእኸላት ዕዳጋ ፍርያት ሕርሻ ተዓዚበን Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣዳነች ኣቤቤ ህንፀቶም ኣብ ምዝዛም ኣብ ዝርከቡ ዓበይቲ ማእኸላት ዕዳጋ ፍርያት ዑደት ኣካይደን፡፡ እተን ከንቲባ ኣብ ክፍለ ከተማ ኮልፌ ቀራንዮ ከባቢ ቤተልን ኣብ ክፍለ ከተማ ለሚ ኩራ ከባቢ ኣያት ህንፀቶም ኣብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ብዘይሕጋዊ ንግዲ ሃገር ክትስእኖ ዝነበረት ልዕሊ 84 ቢሊየን ብር ምድሓን ተኻኢሉ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብዝተሰርሑ ዝተዋደዱ ስራሕቲ ብኮንትሮባንድን ዘይሕጋዊ ንግዲን ሃገር ክትስእኖ ዝነበረት ልዕሊ 84 ቢሊየን ብር ምድሓን ከምዝተኽኣለ ተገሊፁ። ኮሚሽን ጉምሩኽ፣ ሚኒስቴር እቶት፣ ሚኒስቴር ንግዲን ዞባዊ ምትእስሳርን፣ ኮሚሽን ፖሊስ ፌደራልን ሚኒስቴር…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ከተማ ሰመራ ምክያድ ጀሚሩ Gebremariam Weldegerima Aug 13, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምንቅስቓስ ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ሰመራ ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር ዴኤታ ኢንዱስትሪ ኣይተ ሃሰን መሓመድን ሓላፊ ቤት ፅሕፈት ፕሮጀክት ኢትዮጵያ ተፍሪ ኣይተ ኣስፋው ኣበበ፣ ዋና ዳይሬክተር ኢንተርኘራይዝ ኢትዮጵያ ኣለባቸው ንጉሴ(ዶ/ር)…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዘይተገበአ ኣጠቀቓቕማ ህይወት ኣድሕን ምግቢታት ኣብ ግልጋሎት ጥዕና ፅዕንቶ የሕድር ኣሎ ተባሂሉ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 ኤፍ ቢ ሲ)ዘይተገበአ ኣጠቀቓቕማ ህይወት ኣድሕን ምግቢታት ኣብ ግልጋሎት ጥዕና ፅዕንቶ እናሕደረ ምዃኑ ሚኒስትር ጥዕናዶክተር ሊያ ታደሰ ገሊፀን። ሚኒስቴር ጥዕና ዘይምምጥጣን ምግቢ ግልጋሎት ጥዕና ናብ ስሩዕ ፕሮግራም ጥዕና ንምእታው ዘኽእሎ ስምምዕነት ምስ ኮሚሽን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ሃገራት ከባቢ ኣማዞን ጨፍጫፍ ደኒ ጠጠው ንምባል ኣብ ዝፀውዐኦ ኣኼባ ክስማዕማዓ ኣይከኣላን Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሸሞንተ ሃገራት ደቡብ ኣሜሪካ ኣብ ብራዚል ብዘካየደኦ ኣኼባ ንኻደጋ ተቓላዒ ዝኾነ ደኒ ኣማዞን ካብ ጨፍጫፍ ንምክልኻል ኣብ ሓበራዊ ሸቶ ክሰማምዓ ከምዘይከኣላ ተገሊፁ። ኣባል ሃገራት ትካል ቃል ኪዳን ምትሕብባር ኣማዞን (ኤ ሲ ቲ ኦ) ድሕሪ ዓሰርተ…