Fana: At a Speed of Life!

ኣብ ሓሙሽተ ከተማታት ክልል ትግራይ ፕሮግራም ሴፍቲኔት ክጅመር ኢዩ – ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ልዕሊ ፍርቂ ቢሊየን ብር ወፃኢ ን10 ኣዋርሕ ዝትግበር ፕሮግራም ሴፍቲኔት ንምጅማር ምድላው ከምዝተገበረ ቢሮ ልምዓት ከተማን ኮንስትራክሽንን ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ኣፍሊጡ። ዳይሬክተር ጉዳያት ኮሙኒኬሽን እቲ ቢሮ ኣይተ ሰሎሞን…

ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለምለኸ ምትሕብባርን ሩዋንዳ ተዛቲዮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንን ምስ ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ዓለምለኸ ምትሕብባርን ሩዋንዳ ቪንሰንት ቢሩታን ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ክልተኣዊን በዓል ብዙሕ ወገን ርክብን…

ፀገም ፀፅታ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ምንቅስቓስ ትካላት ናብ ንቡር ኩነታት ይምለስ ኣሎ – ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፀገም ፀፅታ ኣብ ዘጋጠመሎም ከባቢታት ክልል ኣምሓራ ምንቅስቓስ ግልጋሎት ወሃብቲ ትካላት ናብ ዝነበሮ እናተመለሰ ምዃኑ ሚኒስትር ግልጋሎት ኮሙኒኬሽን መንግስቲ ለገሰ ቱሉ (ዶ/ር) ገሊፆም። እቶም ሚኒስትር ኣብ እዋናዊ ኩነታት ኣድሂቦም ኣብ ዝሃቡዎ…

መበል 34 በዓል ምስረታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ይኽበር ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 34 ፅምብል በዓል ምስረታ ማሕበር ልምዓት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ይኽበር ኣሎ። እታ ማሕበር 6 ነሓሰ 1981 ዓ.ም ዝተመስረተት እንትትከውን÷ ሎሚ መዓልቲ መበገሲኡ ካብ ዋና ቤት ፅሕፈት ማሕበር ልምዓት ትግራይ ብምግባር ብምርኢት ካርኒቫል…

ናህሪ ዋጋ ንምህዳእ ዘኽእል ምምሕያሽ ፖሊሲ ገንዘብ ክግበር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናህሪ ዋጋ ንምህዳእ ዘኽእል ምምሕያሽ ፖሊሲ ገንዘብ ንምግባር ከምዝወሰነ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ። ገዛኢ ብሄራዊ ባንኪ ኢትዮጵያ ማሞ ምህረቱ÷ እቲ ጉዳይ ኣመልኪቶም መግለፂ ሂቦም፡፡ እቲ መመሓየሺ ፖሊሲ ገንዘብ÷ ካብ ቀረባ እዋን ንደሓር…

ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ልዕሊ 43 ሺሕ ቶን ቅመማቕመም ንማእኸላዊ ዕዳጋ ኣቕሪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ህዝቢታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብቲ ዝተዛዘመ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም 43 ሺሕን 141 ቶን ቅመማቕመም ናብ ማእኸላዊ ዕዳጋ ምቕራቡ ኣፍሊጡ። ዋና ዳይሬክተር በዓል መዚ ቡን፣ ሻሂን ቅመማቕመምን እቲ ክልልን ሓላፊ ዘፈር ልምዓትን ሓለዋን…

ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩዋንዳ ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ሩዋንዳ ቪንሰት ብሩታ ዕላዊ ዑደት ስራሕ ንምግባር ናብ ኣዲስ ኣበባ ኣቲዮም። እቶም ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢ ኣብ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ እንትበፅሑ÷ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ…

9ይ ፎረም ኮሙኒኬሽንን ዲፕሎማሲን ማይ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ታሽዓይ 9ይ ፎረም ኮሙኒኬሽንን ዲፕሎማሲን ማይ “ጥንኩር ዲፕሎማሲን ኮሙዩኒኬሽንን ንዘላቒ ልምዓት ሃፍቲ ማይ” ብዝብል መሪሕ ቃል ይሳለጥ ኣሎ። ሚኒስትር ማይን ኢነርጂን ሃብታሙ ኢተፋ (ዶ/ር/ኢ/ር) ኣብቲ እዋን ከምዝበሉዎ÷ ኢትዮጵያ ግድብ ህዳሰ…

ፕሮግራም ብሄራዊ ተሃድሶ ውፅኢታዊ ኣብ ምግባር ዘፈር ውልቀ ብንቕሓት ንኽሳተፍ ተሓቲቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፕሮግራም ብሄራዊ ተሃድሶ ውፅኢታዊ ኣብ ምግባር ዘፈር ውልቀ ተሳትፎ ንኽገብር ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ፃውዒት ኣቕሪቡ፡፡ ኮሚሽን ብሄራዊ ተሃድሶ ምስ መዳርግቲ ኣካላት ዘፈር ውልቀ ኣብ ዝተፈላለዩ ዛዕባታት ይዛተ ኣሎ። ኮሚሽነር እቲ ኮሚሽን…

ውድድር ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ ሎሚ ምሽት ክጅመር ኢዩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ውድድር ኩዕሾ እግሪ ፕሪሚየር ሊግ እንግሊዝ 2023/24 ሎሚ ምሽት ጋንታ በርንሌይ ምስ ማንቼስተር ሲቲ ብዝገብረኦ ፀወታ ክጅምር ኢዩ  ጨዋታ ጅማሮውን ያደርጋል፡፡ ኣብ መኽፈቲ እቲ ፕሪሚየርሊግ÷ ሓዳሽ ናብቲ ሊግ ዝዓበየት ጋንታ ርንሌይ ምስ…