ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ልዕሊ 247 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎ ኮኬይን ተታሒዙ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጨንፈር ቤት ፅሕፈት ጉምሩኽ ዓለም ለኸ መዕርፎ ነፈርቲ ቦሌ 29 ነጥቢ 2 ኪሎ ግራም ዝምዘን ኮኬይን ዝተብሃለ መዕወኒ ሓሽሽ ተታሒዙ፡፡ እቲ ዝተትሓዘ ኮኬይን ዝተብሃለ መዕወኒ ሓሽሽ÷ 247 ሚሊየን ብር ዋጋ ዘለዎ ምዃኑ ካብ ኮሚሽን ጉምሩኽ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣብ ክልል ትግራይ ኣድላዪ እታወት ትምህርቲ ንምምላእ ሓገዝ ንኽግበር ፃውዒት ቀሪቡ Gebremariam Weldegerima Aug 11, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክልል ትግራይ ንዘበነ ትምህርቲ 2016 ዓ.ም ኣድላዪ እታወት ትምህርቲ ንምምላእ ሓገዝ ንኽግበር ቢሮ ትምህርቲ ግዚያዊ ምምሕዳር እቲ ክልል ፃውዒት ኣቕሪቡ። ሓላፊ እቲ ቢሮ ኪሮስ ጉዑሽ (ዶ/ር) ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ከምዝገለፁዎ፥ ኣብቲ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣማካሪ ኮሚቴ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ናብቲ ባይቶ ዝቐረበ ዛዕባ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ኣፅዲቑ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ናብቲ ባይቶ ዝቐረበ ዛዕባ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ብኣማኻሪ እቲ ኮሚቴ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ብሙሉእ ድምፂ ኣፅዲቑ። ኣብ ክልል ኣምሓራ ዘጋጠመ ምንጋዕ ሰላም ስዒቡ÷ ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት መንግስቲ ፌዴራል ብሕገ-መንግስቲ ፌዴሪኢ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘመሓላለፎ ትእዛዝን ክልከላን Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2023 0 እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዘመሓላለፎ ትእዛዝን ክልከላን ቁጥር 1 ሰላምን ድሕንነትን ህዝቢ ንምሕላው ዝወፅአ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ቤት ምኽሪ ሚኒስትራት ቁፅሪ 6 /2015 ዓንቀጽ 5 መሰረት ብምግባር÷ እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ነዞም ዝስዕቡ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ካብ እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ዝተውሃበ እዋናዊ መግለፂ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2023 0 እዚ መምርሒ ላዕለዋይ መምርሒ ኣዋጅ ህፁፅ እዋን ካብ ዝተጣየሸሉ ግዘ ጀሚሩ ዘሳለጦም ቀዳማይ ምዕራፍ ተግባራት ገምጊሙ፡፡ ትልሚ ቀዳማይ ምዕራፍ እቲ እዚ÷ ኣብ ከባቢ ባህርዳር፣ ደብረ ማርቆስ፣ ደብረ ብርሃን፣ ላሊበላ፣ ጎንደርን ሸዋ ሮቢትን ዝተኣኻኸበ ኣብ ዘረፋን ጥፍኣትን ዝተዋፈረ ጉጅለ…
ስፓርት ጋንታ ዌስትሃም የናይትድ ሃሪ ማጓየርን ዋርድ ፕራውስን ንምፍራም ኣብ ስምምዕነት በፂሓ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ዌስትሃም የናይትድ ተኸላኻላይ ጋንታ ማንቸስተር ዪናይትድ ዝኾነ ሃሪ ማጓየርን ተፀዋታይ ክፍሊ ምክፍፋል ጋንታ ሳውዝሃምፕተን ጄምስ ዋርድ ፕራውስን ንምፍራም ኣብ ስምምዕነት በፂሓ። ዌስትሃም ዩናይትደ ቅድም ክብል ንማጓየር 20 ሚሊየን ፓውንድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሰብ ሃፍቲ ቻይና ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ጅማ ዑደት ኣሳሊጦም Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣምባሳደር ቻይና ኣብ ኢትዮጵያ ዣኦ ዢዩኣንን ሰብ ሃፍቲ ቻይናን ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ ጅማ ዑደት ኣሳሊጦም። ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ለሊሴ ነሜን ዋና ፈፃሚ ስራሕ ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣክሊሉ ታደሰ ኣብ ኢንዱስትሪ ፓርክ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ሙስጠፌ ምስ ተወካሊ ዩኤስኤይድ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲዮም Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሶማሌ ኣይተ ሙስጠፌ መሓመድ ብተወካሊ ዓለም ለኸ ትካል ተራድኦ ኣሜሪካ (ዩኤስኤይድ) ኣብ ኢትዮጵያ እስኮት ሆክላደር ዝተመርሐ ጉጅለ ልኡኽ ተዛቲዮም። ኣብ ዘተኦም ድማ÷ ኣብ ሞንጎ መንግስቲ እቲ ክልልን ዓልም ተራድኦ ትካል…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ብሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ህይወት 41 ፍልሰተኛታት ሓሊፉ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ጣልያን ደሴት ላምፔዱሳ ብዘጋጠመ ሓደጋ ምጥሓል ጃልባ ህይወት 41 ፍልሰተኛታት ምሕላፉ ካብቲ ሓደጋ ዝተረፉ ሰባት ገሊፆም። ካብቲ ሓደጋ ዝተረፉ ኣርባዕተ ሰባት ንሰራሕተኛታት መድሕን ህይወት ከምዝገለፁዎ÷ እቲ ሓደጋ ፍልሰተኛታት ኣሳፊራ ካብ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ሩዋንዳ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ክልተኣዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ክትሰርሕ ኢያ – ኣምባሳደር ቻርለስ ካራንባ Gebremariam Weldegerima Aug 9, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 3 ነሓሰ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሩዋንዳ ምስ ኢትዮጵያ ዘለዋ ክልተኣዊ ምትሕብባር ንምጥንኻር ከምትሰርሕ ኣምባሳደር ሩዋንዳ ኣብ ኢትዮጵያ ቻርለስ ካራንባ ገሊፆም። ኣምባሳደር ቻርለስ÷ ቅዳሕ ደብዳቤ ሹመት ሎሚ ንዋና ሹም ፕሮቶኮል ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ መላኩ በዳዳ ኣቕሪቦም።…