ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኣይተ ደመቀ መኮንንን ልኡኽ ኢትዮ- ጅቡቲን ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ምክትል ቀዳማይ ሚኒስትርን ሚኒስትር ጉዳያት ወፃኢን ኣይተ ደመቀ መኮንንን ልኡኽ ኢትዮ- ጅቡቲን ኣብ ኣይ ሲ ቲ ፓርክ ሓምለዋይ ኣሰር ኣንቢሮም። ኣይተ ደመቀ ኣብቲ እዋን ኣብ ዝገበሩዎ መደረ÷ ንጅቡቲ ኣብ ሓምለዋይ ኣሰር ምስታፍ ኩለመዳይ ረብሓ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ቀ/ሚ ኣቢይ ኣሕመድ ፅባሕ ኣብ ፈፃፅማ ስራሕ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ኣመልኪቶም ንባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምላሽን መብርሂን ክህቡ ኢዮም Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ፌዴሪኢ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ ፅባሕ ፀብፃብ ኣፈፃፅማ ስራሕ መንግስቲ በጀት ዓመት 2015 ዓ.ም ኣመልኪቶም ዝህቡዎ ምላሽን መብርሂን ከድምፅ ኢዩ። እቲ ባይቶ 6ይ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ 2ይ ዓመት ዘበን ስራሕ መበል 28…
ስፓርት ማሰን ማውንት ብዕሊ ናብ ማንቼስተር ዩናይትድን ተፀምቢሩ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጋንታ ማንቼስተር ዩናይትድ ንእንግሊዛዊ ተፃዋቲ ክፍሊ ምክፍፋል ማሰን ማውንትን ብዕሊ ኣፈሪማቶ፡፡ ላንክሻየራዊት ጋንታ ማንቸስተር ዩናይትድ÷ ንማሰን ማውንት ብሓሙሽተ ዓመት ኮንትራት ኢያ ኣፈሪማቶ፡፡ ንዝውውር እቲ ተፃዋቲ 60 ሚሊየን ፓውንድ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ናብ ዝሐሸ ብርኪ ንምስግጋር ትካላት ብሓባር ክሰርሑ ከምዝግባእ ተሓቢሩ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢኮኖሚ ኢትዮጵያ ናብ ዝሐሸ ብርኪ ንምስግጋር ኩሎም ትካላት ብሓባር ክሰርሑ ከምዝግባእ ሚኒስትር ኢንዱስትሪ መላኩ ኣለበል ተዛሪቦም። ሚኒስቴር ኢንዱስትሪ ምስ ኮንፈረንስ ልምዓት ንግዲ የተባበሩት ብምትሕብባር ኣብ ዝቕፅሉ 7 ዓመታት ዝትግብሮ መርሃ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ርክብ ክልላት ትግራይ፣ ዓፋርን ኣምሓራን ናብ ዝነበሮ ንምምላስ ዝሕግዝ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ሞንጎ ክልላት ትግራይ፣ ዓፋርን ኣምሓራን ዘሎ ርክብ ናብ ዝነበሮ ኩነታ ንምምላስ ዝግበር ፃዕሪ ዝሕግዝ መድረኽ ዘተ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኽ ዘተ÷ ኣመራርሓታት ቢሮ ሰላምን ፀፅታን ከምኡ እውን ቢሮ ትራንስፖርት እተን ክልላት ተረኺቦም፡፡…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ህዝቢታ ደቡብ ኢትዮጵያ መበል 12 ክልል ኮይኑ ንኽውደብ ተወሲኑ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን ሓዲሽ ክልል ህዝቢታ ደቡብ ኢትዮጵያ ኮይኑ ንኽውደብ ውሳነ ኣመሓላሊፉ፡፡ ስሩዕ ኣኼባ 6ይ ዘበን ፓርላማ፣ 2ይ ዓመት እዋን ስራሕ፣ 2ይ ስሩዕ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ፌዴሬሽን÷ ካብ ትማሊ ጀሚሩ እናሳለጠ ይርከብ፡፡ ኣብ ናይ ሎሚ…
ቢዝነስ ሕብረት ኣውሮፓ ንብሄራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ ዝውዕል ሓገዝ 7 ሚሊየን ዶላር ገይሩ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሕብረት ኣውሮፓ ንብሄራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ ዝውዕል ሓገዝ 7 ሚሊየን ዶላር ገይሩ። እቲ ዝተገበረ ስምምዕነት ሓገዝ÷ ሚኒስቴር ዴኤታ ገንዘብ ሰመሪታ ሰዋሰው ኣብ ዝተረኸባሉ ኮሚሽነር ንብሄራዊ ኮሚሽን ምኽክር ኢትዮጵያ መስፍን ኣርኣያ (ፕ/ር)ን…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ፎረም ህዝቢ ምስ ህዝቢን ዲፕሎማሲን ኢትዮ- ጅቡቲ ይሳለጥ ኣሎ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ፎረም ህዝቢ ምስ ህዝቢን ዲፕሎማሲን ኢትዮጵያን ጅቡቲ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ። ኣብቲ መድረኸ ሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ፣ ብሚኒስትር ዴኤታ ሚኒስቴር ጉዳያት ውሽጢ ሃገር ጅቡቲ ሲራጅ ኦማር ዝተመርሐ ልኡኽን…
ዓለም ለኻዊ ዜናታት ኣብ ዓለምና ኣዚዩ ዝሞቐ መዓልቲ ትማሊ ተመዝጊቡ Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ዓለምና ኣዚዩ ዝሞቐ መዓልቲ ትማሊ ከምዝተመዝገበ ተገሊፁ። ሓበሬታ ማእኸላት ሓበሬታ ትምበያ ከባቢ ኣሜሪካ ከምዘመላኸቶ÷ ማእኸላይ ሙቐት ከም ናይ ትማሊ ዕለት ሓፍ ኢሉ ኣይፈልጥን፡፡ ናይ ትማሊ ማእኸላይ ሙቐት ዓለም 17 ነጥቢ 01 ዲግሪ…
ዜናታት ውሽጢ ዓዲ ዑደት ጉጅለ ልኡኽ ዲፕሎማሲ ጂቡቲ ናይ ህዝቢታት ሕውነት ዘጠናኽር ኢዩ – ኣምባሳደር ብርቱካን Gebremariam Weldegerima Jul 5, 2023 0 ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሰነ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ጉጅለ ልኡኽ ዲፕሎማሲ ጂቡቲ ኣብ ኢትዮጵያ ዝገበሮ ዑደት ርክብ ህዝቢ ምስ ህዝቢ ኣብ ምጥንኻር ኩነታ ከምዝቕይር ሚኒስትር ዲኤታ ጉዳያት ወፃኢ ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ ገሊፀን። ኣምባሳደር ብርቱካን ኣያኖ÷ ትማሊ ኣብ ምምሕዳር ከተማ ሸገር ልጉጅለ…